ንረብሓ ሰላምን ልምዓትን ህዝቢ ክበሃል ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ይፅበብ!

ፖለቲካ ዝብል ቃል ካብ ዜጋ ዝብል ናይ ግሪክ ቃል ዝመፅአ ከምዝኾነ ይንገር። ኣብዚ እዋን ፖለቲካ ማለት ብጉጅለ ዝተወደቡ ውለቀ ሰባት ናይ ሓባር ውሳነ ንምብፃሕ ዘኽእሎም ኸይዲ ከምዝኾነ ‘ውን ይግለፅ ‘ዩ። ከምኡ ‘ውን... Read more »

 ኣጣቓቕማ መኣድን ሃገርና ብፍላይ ክልልና እንታይ ይመስል?

መኣድናት ብተፈጥሮ ዝርከቡ ኮይኖም ብዙሓት ዓይነት ‘ዮም፤ ገሊኦም ኣዝዮም ክባራት እንትኾኑ ገሊኦም ግና ብቀሊሉ ስለ ዝርከቡ ብዙሕ ክባራት ኣይኮኑን:: መኣድናት ብትኽክል ኣብ ጥቕሚ እንተውዒሎም ኣብ ዕቤት ሃገር ዘለዎም ኣስተዋፀኦ ቐሊል ኣይኮነን:: ብፍላይ... Read more »

ባዓላት ኣደባባይ መግለፂ ሓድነት ብሄረሰባት

ኢትዮጵያ ብብዙሕ ማንነት፣ባህልን እሴትን ዝደመቐት፤ብህብረ ብሄራውነት ዝተኣሳሰረት ሕውነት ኣጠንኪራ ዘፅነዐት ሃገር ‘ያ። ኣብ እዋን ክረምቲ ተረሓሒቁ ዘይተራኸበ ዝፀንሐ ኣዝማድ ኣብ እዋን መስከረም መራኸቢኡ እዋን ‘ዩ። ኣብዚ እዋን ድማ ዝኽበሩ ባዓላት ኣደባባይ ኣለዉ።... Read more »

ትኹረት ንዓንዲ ሑቀ ኢኮኖሚና!

ብብርኪ ሃገር ይኹን ብብርኪ ክልል ብዙሓት ፍልፍላት ኢኮኖሚ እንተሃለውና ‘ውን እቲ ዋና መሰረት ዓንዲ ሑቀ ኢኮነሚና ግና ሐዚ ‘ውን ሕርሻ ምዃኑ ዘጠራጥር የብሉን፡፡ ሕርሻ ዓንዲ ሑቀ ኢኮነሚና እንተኾነ ‘ውን ዘይማዕበለ ባህላዊ ሜላ... Read more »

 ረብሓ ሃይማኖታውን ባህላውን ህዝባዊ በዓላት

ኢትዮጵያ ብርክት ዝበሉ ሃይማኖታውን ባህላውን ህዝባዊ በዓላት ኣለውዋ። ብፍላይ ኣብ ወርሒ መስከረም ብዙሓት ህዝባዊ በዓላት ኣለዉ። መስከረም መለወጢት ሓዱሽ ዓመት ጥራሕ እንተይኮነትስ ከም መስቀል፣ ኢሬቻን ዝበሉ ዓበይቲ ህዝባዊ በዓላት ‘ውን ዘሓዘት ወርሒ... Read more »

ሓላፍነት ኹሉ ዝኾነ ፅሬትን ውፅኢትን ተምሃሮ

ኣብ ሓንቲ ሃገር ዝተምሃረ ሓይሊ ብዝበዝሐ ቑፅሪ፣ ዕብየት እታ ሃገር ‘ውን ብኡኡ ልክዕ እናተረጋገፀ ከምዝኸይድ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቒ ‘ዩ። ብምዃኑ ድማ ብዘይ ትምህርቲ ዕቤት ሃገር ክመፅእ ስለ ዘይኽእል ነቲ ኣብ ትምህርቲ ዘጋጥሙ... Read more »

 ሓዱሽ ዓመት ንዝሓሸ ሰላምን ልምዓትን

ወርሒ መስከረም ናይ ዓመት ፈላመይቲ ወርሒ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኣብዝሓ ኣብ ሂወትና ብኣውንታውን ኣሉታውን ክፀልውና ዝኽእሉ ሓሳባትን ተግባራትን እንውስነሉን እንጀምረሉን ወርሒ ‘ውን ‘ያ ምባል ይክኣል፡፡ ሓደ ዓመት ተወዲኡ ናብ ካሊእ ሓዱሽ ዓመት ብዝተለወጠ... Read more »

 ቐዳምነት ንረብሓ ህዝቢ

ህዝቢ ትግራይ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ኣንፃራዊ ሰላም እኳ እንተረኸበ ኮይኑ ግና መሊኡ ካብ ስግኣት ክወፅእ ኣይከኣለን። ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ህወሓት ብዝተፈጠረ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ስግኣት ኣእትይዎ ‘ዩ። ፖለቲካዊ ምትፍናናት... Read more »

 ከተሓሳስበና ዝግበኦ ጉዳይ ረብሓ ህዝቢ ወይስ ጉዳይ ስልጣን?

  ሰላም ካብ ዝኾነ ንላዕሊ ንዕቤት ሃገር ወሳኒ ጉዳይ ‘ዩ። ካብ ኩሉ ንለዓሊ ንሰላም ቀዳምነት ምሃብ ናይ መንግስቲ ጥራሕ እንተይኮነስ ናይ ኩሉ ህዝቢ ‘ውን ‘ዩ። ፖለቲከኛታት ብተሰሓሓተ መንገዲ ክኸዱ እንተለዉ ህዝቢ ኣይፋልኩምን... Read more »

 ኣሸንዳ ንሰላምን ዕቤት ቱሪዝምን

ሃገርና ብታሪኻዊ፣ ሃይማኖታውን ባህላውን ፀጋታት ሃፍታም ከምዝኾነት ዝፍለጥ ‘ዩ። ብፍላይ ከም ኣሸንዳ፣ መስቀል፣ጥምቀት ዝኣምሰሉ ኣብ ኣዳባባይ ዝኽበሩ ሃይማኖታዊ፣ ባህላውን ህዝባዊን በዓላት ፍቅሪ፣ ሰላም፣ ሓድነትን ምትሕብባርን ንህዝብን ሃገርን ብዙሕ ረብሓ ዝህቡ ፍፃመታት ዝኽወነሎም... Read more »