ሃፍቲ ቱሪዝም ብኣግባቡ ክንጥቀመሉ ይግባእ

ዝተፈላለዩ በዓላት ኣደባባይ ኣብ መንጎ ህዝቢታት ሓድነት ፣ ምትእስሳርን ፍቕርን ዘጠናኽርን በዓላት ከምዝኾኑ ዝፍለጥ ‘ዩ። ኣብቲ በዓል ብዙሓት ሃገራዊ ባህላዊ ክብሪታት ሃገር ዝረኣይሉ ስለዝኾነ ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት ነዚ ባዓል ንምዕዳም ብዙሓት ኣጋይሽ... Read more »

 “ኣብ ቕልጡፍ ቑጠባዊ ዕብየት ትርከብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋይኹም ኣፍስሱ” – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ዕዳጋ ማለት ዝተፈላለዩ ፍርያታት ንዝሸየጥን ንዝዕድግን ዋጋ ዝፈልጠሉን ዝተዓዳደግሉን ማእኸል ‘ዩ። ካፒታል ዕዳጋ ‘ውን ብተመሳሳሊ ሰብ ሃፍቲ ዘራኽብ ሓደ ማእኸል ኮይኑ ናይ ሓደ ካፒታል ዋጋ መወሰኒ መድረኽ ኮይኑ ዘግልግል ከምዝኾነ ናይቲ ዓወዲ... Read more »

 ዘላቒ ጥዑይ ምሕደራን ሰላማዊ ናብራን-ንህዝቢ

ካብ መንጎ መመዘኒ ሕድሕድ ኹነታት ግዘ እቲ ፈላማይ ክንብሎ ንኽእል ኢና፡፡ ግዘ ድማ ዕድመ ̒ዩ፡፡ ዕድመ እንትቑፀር ድማ በቢብእዋኑ ዝፍጠሩ ሓደሽቲ ለውጥታት ምፍጣሮም ናይ ግድን ̒ዩ፡፡ሓረስታይ ከምቲ ናይ ጥንቲ ብብዕራይ ጥራሕ ኣይሓርስን፡፡መምህር... Read more »

 ባህሊ ዝመስል ኣጓጉል ዘበናውነት

ባህሊ ማለት መግለፅን መንነትን ሓደ ማሕበረሰብ ከም ዝኾነ ዝፍለጥ ‘ዩ። ባህሊ ኣብ ማሕበረሰብ ዝግለፀሉ መገዲ ብዙሕ ‘ዩ፤ባህሊ ብዙሕ ኣወንታዊ ጎኒ እንተሃለዎ ‘ኳ ኣሉታዊ ወይ ድማ ብሰንኪ ድሑር ዘበናውነት ዘስዕቦ ጉድኣት ልማድ ‘ውን... Read more »

 ኣብ ቅነ በዓላት ዝግበሩ ምትሕግጋዛት ኣብ ካሊእ እዋን ‘ውን ክቕፅሉ ይግባእ

ከምቲ ዘፍለጥ በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ካብ መንጎ ዝኽበሩ ዓበይቲ በዓላት ሓደ ‘ዩ፡፡ እዚ ሃይማኖታዊ በዓል እንትኸበር ዓርሱ ዝኽኣለ መፅሓፍ ቅዱሳዊ ታሪኽ ስዒቡ እዩ፡፡ ቁሩብ ንምጥቃስ ድማ ጎይታ ኢየሱስ... Read more »

 ፖለቲካዊ ዘይምርግጋዕ ዘጋደዶ ስደት መናእሰይ ትግራይ

ስራሕን ካልኦት ቁጠባዊ ዕድላትን ደልዮም ኣማኢት ኣሽሓት መንእሰያት ካብ ኢትዮጵያ ከም ዝስደዱ ፀብፃባት ዓለምለኻዊ ትካል ስደትን ኤጀንሲን ማእከላይ ስታቲስቲክ ኢትዮጵያ የመልክቱ። ካብዚኦም እቶም ኣብዝሓ ሚእታዊ ዝሕዙ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝኸዱ እንትኾኑ፣ ደቡብ... Read more »

ብሰላምን እሂን ምሂንን ዘይፍታሕ ፀገም የለን!

ቅድሚ ክልተ ዓመታት ዝተፈጠረ ኵናት ንብዙሓት ንፁሃት ዜጋታት ሓዊሱ ናይቲ ኵናት ግዳይ ብምዃን ብዙሕ ሂወትን ንብረትን ድሕሪ ምብልዑ ኣብ ፕሪቶሪያ ብዝተፈረመ ተፃብኦ ጠጠው ናይ ምባል ውዕሊ ኣንፃራዊ ሰላም ዓሲሉ፣ ኣብ ከቢድ ፀገምን... Read more »

 ‹‹ኣድጊያ ዘይብሉስ በቕሊ ይንዕቕ››

ወለድና ሓደ ነገር ኣሕፂሮም ንምግላፅ ምስላ ይጥቐሙ:: ሓደ ነገር ካባኻ ንታሕቲ ይኹን ኣይኹን ምንዓቕ ትኽክል ዋላ እንተዘይኮነ፣ ንምንዓቕ ግን ወይ ካብኡ ንላዕሎ ወይ ልሐሽካ ኮይንካ ከትርከብ ኣለካ::እንተዘይኮይኑ ድማ ማዕሪኡ ከትኸውን ይግባእ:: ገሊኡ... Read more »

 ትኹረት ዘድልዮ ለበዳ ሕማም ኤች. ኣይ. ቪ

ኤች. ኣይ. ቪ፣ ብፆታዊ ርክብ፣ ብደም፣ ከም’ውን ካብ ኣደ ናብ ህፃን ዝመሓላለፍ ሕማም ቫይረስ ‘ዩ። ናይ ሕክምና ክትትል እንተዘይተገይሩ ነቲ ናይ ኣካላትካ ስርዓተ ምክልኻል ሕማም ከዳኽሞን ውዒሉ ሓዲሩ ንእተፈላለየ ሕማማት ከቃልዓካን ይኽእል... Read more »

ኣብ ትግራይ ተጀሚሩ ዘሎ ከይዲ ምፍታሕ ዕጥቒ ንሰላም ሃገርና ወሳኒ ግደ ኣለዎ

ኣብ ሃገርና ኣብ መንጎ ህወሓትን መንግስቲ ፌዴራል ፖለቲካዊ ዘይምርድዳእ ስዒቡ ኣብ 24 ቕምቲ 2013 ዓ.ም ኩናት ምውልዑ ዝፍለጥ ‘ዩ:: እቲ ኩናት ብፍላይ ኣብ ትግራይ ማሕበራዊ፣ ፓለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ዕንወት ኣብፂሑ ‘ዩ:: ኣዝዩ ብዘዳሚ... Read more »