
ኢትዮጵያን ጅግንነትን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገፅ እዮም። ልክዕ ከም ኢድን ጓንትን እዮም ምባል ይካኣል። ካብ ዘመን ናብ ዘመን፣ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ሽምና ብኹርዓት እናተፀወዐ ፀኒሑ እዩ። ነዚ ድማ ኣብተፈላለየ እዋን... Read more »

‹‹ህወሓትን ሸኔን ›› ብግብረ ራዕዳውያን ንክስየሙ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ቐረባ እዋን ናይ ውሳነ ሓሳብ ከምዘመሓላለፈ ዝዝከር እዩ።ነዚ ስዒቡ ቤት ምኽሪ ፌዴሪኢ ንቲ ውሳነ ሓሳብ ብሓደ ድምፀ ተዓቕቦ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እዞም... Read more »

ኣብዚ ሕዚ እዋን መናእሰይ ንሃገር ጠቐምቲ ብምዃኖም ብዛዕባ እዚ ከንዛረብ ኢና። እስኪ ክጥይቐኩም ሃገርና ድያ ንዓና ዘይጠዓመትና ወይስ ንሕና ኢና ዘይጠዓምናያ? ነዚ ሕቶ እዚ ብምምላስ ዝቕፅል ፅሑፍ ክተንብቡ ክጋብዘኩም። ኣነ ግና ንሃገርና... Read more »

መንግስታዊ ትካላት ሃገርና እንተኒእሱ ብኣርባዕተ ዋና ክፍልታት ምምዳብ ይካኣል እዩ። ነቲ ምደባ ብሓሙሽተ፣ ሽዱሽተ ዝኸፍሉ እንተልዮም ‘ውን ፀገም የብሉን። ጥራሕ መሰረታዊ መልእኽቱ ይብፅሐለይ። በቲ ፀሓፊ ትዕዝብቲ ናይ መጀመርያ ትካላት መንግስታዊ “ማዕርግ” ዝተሸከሙ... Read more »

ትርሓስ ፍቃዱ እቲ ሕዚ ኣብ ሃገርና ዝስትውዓል ዘሎ ናይ ተንኮልን ምብልላዕን ፖለቲካ ብምክብባርን ብቕንዕናን ክነካይዶ ተዘይኽኢልና እቲ ሓደጋ ብዙሕ እዩ። ምችው ምህዳር መረፃ ንምፍጣር ኹሎም ፓርትታት ፖለቲካ ካብ ዝተፀናወቶም ባህሪያት ተንኮልን ምብልላዕን፤... Read more »

ኣብዛ ሃገር እዚኣ ብሓሶት፣ ብምምሳልን ዘየንፀርፀረ መን ኣሎ? ኣነ ብወገነይ ኣዝዩ መሪሩኒ ኣሎ። መስዩ ክሳብ ዝወግሕ ዝሰምዖ፣ ዘንብቦ ኩሉ ሓሶት እዩ። ብማሕበራዊ መራኸቢ ንሓድነት ህዝቢ ዘላሕልሕ ናይ ሓሶትን ፅልኢን ምንባብ ሰልቺዩኒ። ሓሲኻ... Read more »

መኣርግ ገ/ሄር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ብሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ ዘተ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ናይ ዝቕፅል ኩነታት ንምዝርራብ ሚኒስትራት ወፃኢ ጉዳይን ማይን ሰለስቲአን ሃገራት ካብ 25-28 መጋቢት 2013 ዓ.ም ኣብ ኪንሻሳ ኮንጎ ኣኼባ... Read more »

ትርሓስ ፍቃዱ ኣብ ምስረታ ሃገረ መንግስቲ ዓለም (state formation) ካብ 18 ክፍለ ዘበን ጀሚሩ እስካብ 19 ክፍለ ዘበን ዝነበሩ መፈለምታ ዓመታት ኣናእሽተይ ዝነበራ መንግስታትን ኢምፓየራትን ናብ ዓበይቲ መንግስታት ወይ ድማ ሃገር... Read more »

መኣርግ ገ/ሄር ኣፍሪካውያን ናፅነቶም ምስ ኣረጋገፁ ውድብ ሓድነት ኣፍሪካ ዝመስረቱ ንምርድዳእ፣ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ንምልማዕን ከምኡ’ውን ውሽጣዊ ይኹን ደጋዊ ተጓንፎታት ኣብ ዘጋጥምዎም እዋን ብሰላማዊን ብዝሰልጠነ መገዲ ንምፍታሕ ብምሕሳብ እዩ። ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት‹‹ንኣፍሪካዊ... Read more »

ትርሓስ ፍቃዱ ልዕሊ ሓደ ዓመት ዘቑፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሐዚ’ውን ኣብ ዓለምና ዓብዪ ስግኣት እዩ። መበገሲኡ ኣብ ሃገረ ቻይና ግዝኣት ውሃን ዝገበረ እቲ ለበዳ መላእ ዓለም ኣባፂሑ ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዝተፈላለዩ ሓደሽቲ... Read more »