
መኣርግ ገ/ሄር ‹‹ ኽንዲ ዘኾለስኩ ኢደይ ተነኸስኩ ›› ከምዝባሃል ኣብ ወርሒ ጥቕምቲ 2013 ዓ.ም እዚ ሰሜን ሃገር ሰላም እዩ ኢሉ ኣብ ዝደቐሰሉ ግዜ ታሪኽ ይቕረ ዘየብሎ ኣብ ልዕሊኡ ክሕደት ተፈፂምዎ እዩ:: በዚ... Read more »

ትርሓስ ፍቃዱ ህዝቢ ዓለምና ኢሉ ‘ውን ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብ ምድሪ እንትነብር ብወገነይ ከምዝተዓዘብክዎ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ብርክታት ተመቒሉ ይርኣይ። እቶም ሰለስተ ብርክታት ናብራ ምድሪ ድማ ፈፀግ፣ዓይኒዋናን ክሳራን እንትኾኑ፤ብፍላይ ኣብ ንግዲ ዓለም ዝተለመዱ... Read more »

ሃገራት ርክብ ኽልትኣዊ ንምምስራት ብምትሕብባር እንትንሰርሕ ከመይ ዝበለ ናይ ሓፂርን ነዊሕን እዋን ጥቕሚ ክነኽብር ንኽእል ብዝብል መበገሲ ሓሳብ ብምግባር ከምዝኾነ ናይቲ ዘፈር ብያነ የመልክት። ኽልቲኣዊ ርክብ ካብ መንጎ ዝመስረታ ሃገራት እቲ ሓደ... Read more »

መሰረት ገ/ዮሃንስ ቐዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ 29ግንቦት 2013 ዓ.ም ጣና በለስ ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኳር መሪቖም ስራሕ ዕላዊ ኣብ ዝገበርሉ እዋን ኣብ ዝገበርዎ መደረ ብዙሓት ሃገራዊ ዓወታትን ፀገማትን ከምዝጠቐሱ ዝዝከር እዩ:: ብፍላይ... Read more »

ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ምስ ዘመን ካብ ምኻድ ሓሊፉ ኣብ መንታ መንገዲ ዕንክሊል ይብል ኣሎ። ልእለ ሃያላን እትብሃል ኣሜሪካ ብዲፕሎማሲ ኮነ ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ናይ ቑልቁል መገዲ ካብ እትኽተል ካብ ፍርቒ ክፍለ... Read more »

ኣብ ሃገርና ካብ መንጎ መዘራረብቲ ዛዕባታት እዚ ሰሙን እቲ ሓደ ማዕቐብ ኣሜሪካ እቲ ፈላማይ ጉዳይ ከምዝኾነ ይስትውዓል። ዜጋታት እንትራኸቡ እቲ ቐንዲ መዛተዪ ዛዕብኦም ገይሮም እንትዘራረቡ ዝስትውዓልን ዝድመፅን ‹‹ኣብ ዙርያ ተጠቒዕና›› ምዃኑ ናይቲ... Read more »

መንግስቲ ኣሜሪካ ኣፍሪካ ኢሉ’ውን ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ብርቱዕ ምትእስሳር ሃልይዋ፤ብሕብረት ናይ ምስራሕን ልዑል ስምዒት ምርድዳእ ስለዝርኣይ ንኣሜሪካ ኣብ ልዑል ስግኣት ኣእትይዋ እዩ። ኢትዮጵያ ንሓዋሩ ኣብ ዓለም ተፈላጢት ኾይና፤ፅዕንቶ ናይ ምፍጣር ኹነታት ስለዘለዋ... Read more »

ምዕራባውያን ክሰርሕዎ ዝግባእ ብዘይምስርሖም ናብ ግጉይ ስጉምቲ ንኸምርሑ ገይርዎም እዩ ክብሉ ተንታኒ ጉዳያት ዓለምለኸ ሴሞ ፒካ ፓርቪያነን ይዛረቡ፡፡ ፊንላንዳዊ ተንታኒ ዓለምለኸ ጉዳያት ሴሞ ፔካ ፓርቪያነን ‹‹Tigray Conflict: Homework Not Done by Western... Read more »

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ማዕቀብ ቻይናን ኣሜሪካን ኣብ ኣፍሪካ ዝገብርኦ ልዕልነት ንምሓዝ ዝግበር ምትሕንናቕ መርኣያ እዩ ክብሉ እንግሊዛዊ ተንታኒ ዓለምለኸ ርክብ ቶም ፎዲ የመልክቱ፡፡ እቶም ተንታኒ ቻይና፣ሰሜን ኮርያ፣እንግሊዝ፣ ኣሜሪካን ሕብረት ኣውሮፓን... Read more »

ስርዓት ኣመሓድራ ዲሞክራሲ ኣብ ዝኽተላ ሃገራት ዜጋታት ሓሳቦም ብናፅነት ዝገልፁሉን ዘመሓድሮም ኣካል ናብ ስልጣን ንኽመፅእ ካብ ዝገብረዎ ሓደ መገዲ መረፃ እዩ።መረፃ ናይ ሓደ ሃገር ፅንሰ ሓሳብ ኣመሓድራ ዲሞክራሲ እናዳበረ ዝኸደሉን ዜጋታት ወነንቲ... Read more »