ኢትዮጵያዊ ኬሜሩዥ

 ዓለም ብዙሓት ጨካናትን ኣረሜነ ዝኾኑ ጉጅለታት ሪኣ እያ። ካብ ሞራልን ሰብእናን ወዲሰብ ብዝወፀ መልክዑ ደም ንፁሃን ብምስታይ ብናይ ወዲ ሰብ ስቓይን መኸራን ዝረኽዑ ዓለምና ኣብ ጉሊኣ ሓቒፋቶም እትነብር ኣላ። ሕዚ ‘ውን ናይ... Read more »

ሕቡእ ሽርሒ ምዕራባውያን

ጂኦ ፖለቲክስ ፕረስ ዓለምለኸ ዝኾኑ ፖለቲካውን ኢኮኖምያውን መሰረት ዝገበሩ ትንተናታት ይሰርሕ እዩ። እዚ ገፅ ወድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ሰፍሕ ዝበለ ትንተና ክንበብ ገይሩ እዩ። ጂኦ ፖለቲክስ “From Basma to Ethiopia – How... Read more »

ዓሿኽ ኢድ ምዕራባውያን

ትርሓስ ፍቃዱ ዕንቍ ምስራቅ ኣፍሪካ፣ ናይ ምድሪ በረኸት ዝርከበላ፣ድሙቕ ሽም ፀለምቲ ህዝብታት-ኢትዮጵያ። ናይዛ ሃገር ናፅነትን ጅግንነትን እንትልዓል ሽማ ቐዲሙ ይፅዋዕ። ብናይ ባዕላ ቋንቋን ባህልን ንዘበናት ተሳጊራ እያ።ንብዙሕ ዓመታት ብናፅነት ፀኒሓ ዘደንቑ ህዝብታት... Read more »

ዝተዋደደ ፅዕንቶ ወፃኢ ብሓድነት ንመክት

 ትርሓስ ፍቃዱ ብግብረ ራዕዲ ዝተፈረጀ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰራዊት መከላኸሊ ሃገር 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍፃሙ፤ መንግስቲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንሉኣላውነት ሃገር ኣካይዱ እዩ፡፡ እቲ... Read more »

ካብ ኢትዮጵያ ኢድኹም ኣልዕሉ!

ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣጀንዳ ራዕዳዊ ህወሓት ፅልኢ ምፅሓሩ እናቐፀለሉ ኣብ ዘለዎ ኣብዚ እዋን መራኸቢ ሓፋሽ ብፍላይ ኣሜሪካ እቲ ጉዳይ ብምግናን ትኹረት ንምስሓብ ዝገብርዎ ፅድፍያ ዝቕድሞም ስኢኖም እዮም፡፡ እዚኦም መራኸቢ ሓፋሽ ኣብዚ ኹሉ... Read more »

ራዕዳዊ ህወሓት ብኣረኣእያ ተንተንቲ ወፃኢ ሀገራት

ፀሓፊ ጋዜጠኛን ተንታንን ጄፍ ፔርስ ‹‹ ዓለም ናብ ዕብደት እናምረሐ እዩ፤ ብተግባራት ግብረ ራዕዲ ዝፍፀመን መሰረተ ልምዓት ንምጥፋእ ኢሉ ‘ውን ተወሳኺ ቦታታት ንምውራር እናተንቀሳቐሰ ዝርከብ ኣካል ስልክን ዝኣመሰሉ ግልጋሎታት ንክምለሰሉ ንምሕታት እንታይ... Read more »

ተስፋ ህፃናት ኣይተሕድግዎም

ናይ ሎሚ ህፃናት ናይ ፅባሕ ተስፋ ኢዮም። ህፃናት እንድሕር ዘይሃልዮም ኩሉ ነገር ኣይህሉን። ኩሉ ከንቱ እዩ ዝኸውን። ህፃናት ብኣካል ጎልቢቶም፣ ብትምህርቲ ፍልጠት ተዓጢቖም ዘመን ከሳግር ዘኽእል ስንቒ ሒዞም እንድሕር ዘይዓብዮም ናይ ፅባሕ... Read more »

ጎንፂን ቅርሕንትን ህይወቱ፤ሰላም ድማ ሞቱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ 21 ሰነ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰብኣዊነት ዝተመስረተ በይናዊ ተኲሲ ጠጠው ናይ ምባል ውሳነ ወስኑ ሰራዊቱ ካብ መቐለ ኣውፂኡ እዩ። ኮይኑ ግና እቲ ውሳነ ብጁንታ ህወሓት ተቐባልነት ኣይረኸበን። ጁንታ... Read more »

ንዝበለፀ ስራሕ ዘለዓዕል ዓወት

 ኢትዮጵያ ዘለዋ ሕፅረት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምቕራፍ ዘኽእላ እቲ ዓብዪ ግድብ ፍልፍል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምህናፅ ካብ እትጅምር ዓመታት ተቖፂሮም እዮም። ኣብዞም ዓመታት እቲ ሩባ ንዝጥቀሙ ታሕተወት ተፋሰስ ሃገራት ኣድላዪ መረዳእታ ንምሃብ ፍቓደኛ ከምዝኾነት... Read more »

‹‹ህፃውንቲ ከም መኸታ- ናይ ጭካነ መወዳእታ››

ናይቲ ግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ግፍዒ ጭካነን ተግባር ገደብ ጥሒሱ ዕላዊ ከብ ዝኸውን ፀኒሑ እዩ፡ ፡ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ዝስማዕን ዝስተውዐልን ናይዚ ጉጅለ ኽፍኣት ብመጠን ኾነ ብዓይነት በዚሑን ገዚፉን ንምስማዕ ኾነ ተረጋጊዕኻ... Read more »