
ብታሪኻዊ ፀላእትና ኣዋፋርነትን ኣዘዝትን መዋልነትን ብግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ተላኣኽነትን ፊት ኣውራሪነትን ብእኒ ሸኔ፣ ብጉምዝ፣ ብጋምቤላን ቅማንትን ተዓጠቕቲ ተልእኾ ብምቕባል ኣብ ህልውና ሃገርና ዘንፀላለየ ብዙሕ ራዕዳዊ ኹናት ተኸፊትሉና እዩ። ኣብ ኲናት፣ብሓሶት ሓበሬታ፣ ብኢኮኖሚ... Read more »

ፕረዝዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ኣመልኪቱ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ እንኳን ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ምንባሩ ይዝከር።እዚ ድማ ካብ ሓንቲ ዓባይ ሃገር እትፅበዮ ጉዳይ እዩ፤ ኩልና ከም ንፈልጦ ኢትዮጵያ ኣብዚ... Read more »

ራዕዳዊ ህወሓትን ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ደገፍቱን ናብ ክልል ትግራይ ‹‹ሰብኣዊ ረድኤት ብዘይምብፅሑ ህዝቢ ንኸቢድ ሓደጋ ጥምየት ተቓሊዑ እዩ›› ብምባል ተደጋጋሚ ኽሲ ብምቕራብ ትኹረት ዓለም ንምስሓብ እናፈተኑ ይርከቡ፡፡ ብኻልእ ወገን ድማ ህዝቢ ትግራይ... Read more »

ኽፍኣትን ክሕደትን ራዕዳዊ ህወሓት መንግስቲ ፌዴራል ሓረስታይ ትግራይ ክሓርስ ከምኡ ‘ውን እቲ ሓይሊ ጥፍኣት ጁንታ ህወሓት ስኽን ኢሉ ንክሓስብ ናይ ፅሞና ግዜ ንምሃብ 21 ሰነ 2013ዓ.ም በይናዊ ተኩሲ ጠጠው ብምባል ንክልል ትግራይ... Read more »

‹‹ዓብዪ ክኸውን ዝደልይ፤ ትሕት ኢሉ የገልግል!›› ዝብል መሰረታዊ ኣስተምህሮ መፅሓፍ ቅዱስ ‹‹We Trust in God›› እናበለት ዶላራ ብመንፈሳዊ ብሂል ተዋዝይ ‹‹ዓባይ!›› ኣሜሪካ ዝውሓጥ መልእኽቲ ኣይኮነን። ‹‹መሰረትና ዝፀንዐ ብፀሎት ቐዳመወት ኣቦታትና እዩ›› ዝብል... Read more »

ካልኣይ ኵናት ዓለም ምስተጀመረ ኣብ መበል 3ይ ዓመት ኣብ 1941 ኣ.ፈ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዝኾነ ፍራክሊን ሩዝቬልትን ቐዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ዊንስተን ቸርችልን ኵናት ኣላይድ ፓወርስ (Allied powers) ዓወት ከምዝቐንዖም ብምሕሳብ ኣብ ካናዳ... Read more »

ኣንፃር ራዕዳዊ ቓልሲ ኣብ ዓውደ ውግእ ብዝተጎናፀፍናዮ ዓወት ጥራሕ ኣይረጋገፅን። ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊ መሰረት ገይርካ ኣመላኻኽታ ህዝቢ ካብ ሕዚ ጀሚርካ ምምራኽ የድሊ። ነዚ ግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ እዚ ካብ ህዝቢ ንምንፃል ዝተናበበ ምርብራብ... Read more »

ብናማነይ ናፊቐ እዚ ዝሰምዖ ዘለኹ ዝሪኦ ዘለኹ ሕሾት ተቐንጢጡ ሓቂ ከም ፀሓይ በሪቓ ዘረባ ሓቂ ክሰምዕ ናፊቐ። እዚ ዕሸላት ትግራይ ዝሸፈኖም ከውታ ለይቲ ወጊሑ ኣዕዋፍ ዝዝምራሉ ወጋሕታ ክርእይ ናፊቐ። ኣዴታት ትግራይ ቑናንአን... Read more »

ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ እትርከብ ኢራቕ ኣብ ተፈላለዩ ዓመታት ኵናት ካብ ዘተኣናገዳ ሃገራት ሓንቲ እንትትኸውን ብ1990 ኣ. ፈ ዝላዕለ ኵናት ምዕራባውያን ዘሳተፈ ከምዝነበረ ናይ ታሪኽ ሙሁራት ይገልፁ። ኣሜሪካ ደገፍታ ብምትሕብባር ወትሃደራታ ናብ ኢራቕ... Read more »

‹‹ሓደ ኣፃብዕቲ ቚንጪ ኣይቐትልን›› ከምዝባሃል፤ ናይ ባሓቒ ሓንቲ ኣፃብዕቲ ጥንካረኣ ከም ዘሎ ኮይኑ በይና ነታ ንእሽተይ ፍጥረት ዝኾነት ቑንጪ እኳ ናይ ምቕታል ዓቕምን ክእለትን የብላን። ‹‹ዝሓበራያ ኣፃብዕትስ ኣርቃይ የፅምባዓ›› ስለ ዘኾነ ንውፅኢት... Read more »