
ህዝቢ ትግራይ ብሰላምን ልምዓትን ካብ ቐደም ኣትሒዙ ዘማዕበሎ ልምዲ ኣለዎ:: ተፈጥሮኣውን ሰብ ስራሕን ፀገማት ንምብዳህ ልቦና ዘማዕበለ ህዝቢ ‘ዩ። ኣብ ፀገም ይኹን ኣብ ራህዋ ነንሕድሕዱ ብሰላምን ልምዓትን ብምድግጋፍ ንዘመናት ዝዘለቐ ህዝቢ ምዃኑ... Read more »

ሓርበኝነት ዝብል ቃል እንትልዓል ንሓንቲ ሃገር ምስ ዝግበር ጀግንነት ዝትሓሓዝ ‘ዩ እንተተብሃለ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣይኸውንን ‘ዩ። ናይ ሓንቲ ሃገር ሉኣላውነት ተኸቢሩ ንኽነብር ሓርበኛታት ወሰንቲ ‘ዮም። ሃገርና በቢእዋኑ ኣብ ዝሓለፉ ዘመናት ንኽብራ፣... Read more »

ፖለቲካዊ መራሕቲ ትግራይ ብተደጋጋሚ ብዝፈጥርዎ ፖለቲካዊ ስሕተት ህዝቢ ትግራይ ከቢድ ዋጋ እናኸፈለ መፂኡ ‘ዩ። እዚ ሕዚ ከብቕዕ ኣለዎ። ብሰንኪ ሕመቅ ፖለቲካዊ ኣካይዳ ክሳብ መዓዘ ህዝቢ ትግራይ ተደጋጋሚ ዋጋ እናኸፈለ ክነብር? ፖለቲካዊ መራሕቲ... Read more »

ምብቓዕ ስልጣንን ሓላፍነትን ኣይተ ጌታቸው ረዳ ስዒቡ ንዝቐረዩ ቐንዲ ቐንዲ ስራሕቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ከፍፅሙ ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ሓላፍነት ከምተረከቡ ዝፍለጥ ‘ዩ። ኮይኑ ግና እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ብመሰረት ስምምዕነተ ፕሪቶሪያ ኩሎም ፖለቲካዊ... Read more »

ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ሞትን ጉድኣትን ብዙሓት ዜጋታት፣ ዕንወት ሃፍትታ ህዝብን ሃገርን ደው ዘበለ፣ ካብ ስራሕ ደው ኢሉ ዝነበረ ሰራሕተኛ መንግስትን ውልቀን ዳግም ናብ ስርሖም ተመሊሶም ናብ ንቡር ህይወቶም ክምለሱ ዝጀመሩሉን ‘ዩ:: እቲ ውዕሊ... Read more »

ኣብ ኢትዮጵያ ለውጢ ካብዝመፅእ ሸውዓተ ዓመታት ተቖፂሩ ኣሎ። እቲ ለውጢ ብዙሓት ሕቶታት ህዝቢ መሰረት ገይሩ ዝመፀ ‘ዩ። እቲ ህዝቢ ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ቁጠባውን ፀገማት ዘልዕሎም ዝነበረ ሕቶታት ኣብቲ እዋን ክምለሱ ብዘይምኽኣሎም ለውጢ... Read more »

ኢትዮጵያ ኣብ 2003 ዓ.ም ግድብ ህዳሰ ኣብ ሩባ ኣባይ ምህናፅ ዝጀመረትሉ እዋን ከምዝነበረ ዝዝከር ‘ዩ። ኣብ ሩባ ኣባይ ብብዙሕ ቢልዮናት ዶላር ዝግመት ግድብ ሃይድሮኤሌክትሪክ ዕላው ዝተገበረሉ ኮይኑ ሕዚ 24 መጋቢት2017 ዓ.ም ዓሰርተ... Read more »

ብዛዕባ ሰላም ትግራይ ክለዓል እንተሎ ናብ ኣእሙሮና ተሎ ዝመፅእ ጉዳይ “ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ” ‘ዩ።ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ምስ ዝነበረ ኩናት ተተሓሒዙ ታሪኻዊ ስለዝኾነ ዝርሳዕ ነገር ኣይኮነን። ተወሳኺ ክቡር ሂወት ወዲሰብ... Read more »

ኩሉ ዜጋ ሰላምን ልምዓትን ሃገር ኣብ ምርግጋፅ ናይ በዓሉ ግደ ‘ኳ እንተሃለዎ፤ ብፍላይ መንእሰይ ወለዶ ትኩስ ሓይሊ ስለዘለዎ ዝለዓለ እጃም ከበርክት ዝኽእል ሓይሊ ‘ዩ። ብዘይ ተሳትፎ መናእሰይ ሰላምን ልምዓት ሓንቲ ሃገር ክረጋገፅ... Read more »

ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ትሕቲ ክብሪ ህዝብን ልኡላውነት ሃገርን ‘ዩ:: ኣብ ሃገርና ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ተፈጢሩ ሓሳብካ ምስኻዕ ኣብዝኣብየካ ናብ ብሄርካ ብምልጣፍ ወይ ባንዳ ምዃን ዳርጋ ልሙድ እናኾነ ይመፅእ ኣሎ::ብፍላይ ድማ ከምዚ ዓይነት ተግባር ኣብዚ... Read more »