ሰብኣዊነት ዘይስምዖ ጁንታ

ብሰንኪ ጁንታ ህወሓት ዝተወለዐ ኵናት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዓብዪ ፀገም ኣሎ፡፡ልዕሊ ሓሙሽተ ሚሊዮን ህዝቢ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ የድልዮ።መንግስቲ ፌደራል ኣብቲ ክልል እናሃለው 70 ሚኢታዊ ሓገዝ የቕርብ’ኳ እንተነበረ ካብ 21 ሰነ 2013 ዓ.ም... Read more »

ንህዝቢ ትግራይ ዝተውሃቡ ዕድላት ኣብ መዓላ ይውዓሉ

መንግስቲ ፌደራል ኮነ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ድሕሪ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝነበረ ግዘ ንህዝቢ ረድኤት ንምብፃሕ፣መንግስታዊ ግልጋሎት ንምጅማር፣ናይ ፀጥታን ፍትሕን ኣካላት ምስልጣንን ምውፋርን፣መሰረተ ልምዓት መሊሲካ ኣብ ምህናፅ፣መሃያ ሰራሕተኛ መንግስቲ ኣብ ምኽፋልን ቅድም... Read more »

ካብ ጎንፅን ስቓይ ህዝብን ዝርባሕ ራዕዳዊ ህወሓት

ሓይሊ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ሸርሕ፣ጎንፅን ስቓይ ህዝብ ንፖለቲካዊ መኽሰብ ዝጥቀም እዩ:: እዚ ባህሪኡ ካብ ተመስረተሉ ዕለት ጀሚሩ እናተግበሮ ከምዝመፅአ ይፍለጥ:: ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ኣብ ዝነበረሎም እዋን ኮነ ድሕሪ ለውጢ ኣብ መቐለ ኮይኑ... Read more »

በይናዊ ተኲሲ ጠጠው ምባል-ንረብሓ ህዝቢ

 ኣብ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብጉጅለ ህወሓት ኣብ እዚ ሰሜን ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ ሲዕቡ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ብሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሉኣላውነትን ህልውናን ሃገር ናይ ምሕላው ሓላፍነት መሰረት ብምግባር ብዝወሰዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ እቲ ጉጅለ... Read more »

ኢትዮጵያ ስዒራ

 ኣብ ኢትዮጵያ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ኣብ ተኻየደ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ናይ 46 ፖለቲካዊ ፓርቲታትን ናይ ውልቀ ህፁያት ተወዳዳርቲ ተሳቲፎም እዮም። ልዕሊ 38 ሚሊዮን መረፅቲ ኣብ ልዕሊ 48 ሽሕ መረፃ ጣቢያ መመረፂ... Read more »

ኢትዮጵያ ትመርፅ፤ኢትዮጵያ ትስዕር

ኢትዮጵያ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ተካይድ እያ::እዚ መረፃ ብዙሓት ብሃንቀውታ ዝፅበይዎ እዩ::መዘራረቢ ዛዕባ ዓለም’ውን እዩ:: እቲ መረፃ ትኹረት ዝተገበረሉ ዋና ምኽንያት ኣብ ዴሞክራሲያዊ መረፃ ተምሳሌት ክኾን ዝኽእል መረፃ ክኸውን... Read more »

ሓድጊ ሰማንያ ዓመት

ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ቅድሚ ሰማንያ ዓመታት 30 ጉንበት 1933 ዓ.ም ፈላመይቲ ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ብቋንቋ ኣምሓርኛ ብምሕታም ጀሚሩ። በዚ’ውን ኣብ ዘበናዊ ታሪኽ ሕትመት ሚድያ ናይ ባዕሉ ሓድጊ(ዓሻራ) እናቐመጠ ዝመፅአ እንትኾን ኣብዚ ሐዚ... Read more »

ህዝቢ ትግራይ ንሰላም፣ንድሕንነቱን ህልውንኡን ዋርድያ ክኸውን ይግባእ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን መንግስቲ ፌደራልን ኣብ ትግራይ ውሑስ ሰላም ንክህሉ፣ሰብኣዊ ሓገዛት ኣብ እዋኑ ንክበፅሑ፣ንሓረስታይ ብእዋኑ ኽረምቲ ከይኣተወ ንክሓርስ፣ ዘመናዊ ድኹዒን ምሩፅ ዘርኢ ንክባፃሕ እናሰርሑ እዮም፡ ፡ ኣብ ዳግም ህንፀት ትግራይ’ውን ትኹረት ገይሮም... Read more »

ውሳነ ኣሜሪካ ምሕዝነትን ርክብ ኢትዮ-ኣሜሪካ ዝጎድእ እዩ

ኣብ ሕውነት፣ ምክብባርን ምትሕብባርን ዝተመስረተ ምሕዝነትን ርክብ ኢትዮ-ኣሜሪካ ነዊሕ ዘመናት ዘቑፀረን ታሪኻዊን እዩ። ክልቲአን ሃገራት ኣብ ልምዓት፣ኣብ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ራዕዳውነት ኣብ ምውጋእን ዘለዎን ርክብ ስጋብ ሐዚ ንብዙሓት ኣብነት ዝኾነ እዩ።... Read more »

ዘይሕረስ መሬት ክህሉ የብሉን

 ሃገርና ብዕዳጋ ዝምራሕ ልምዓት ሕርሻ ኣጠናኺርካ ንምትግባር ንኽሕግዝ ብዝብል ዕዳጋ ተኮር ኩታ ገጠም ልምዓት ሕርሻ ኣብ 3 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሄክታር ኣብ ኣርባዕተ ክልላት 10 ዓይነታት ኣዝርእቲ እናተኻየደ ትርከብ። ካብ ዝተሓተ ክሳብ... Read more »