ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምድምሳስ ራዕዳዊ ህወሓት ክተሓባበር ይግባእ

 ህዝቢ ትግራይ ሐዚ ኮነ ቅድሚ እቲ ምጅማር ኲናት ብዝላዕለ ብርኪ ዝተጎድአ ህዝቢ’ዩ፡፡ ራዕዳዊ ህወሓት ብሽሙ እንተሸቀጠ’ውን ክንድቲ ክኾን ዝግብኦ ተረባሒ ኣይገበሮን፡፡ ብዝተጋገየ ፕሮፖጋንዳ ካብ ካልኦት ህዝብታት ኢትዮጵያ ንክፍለን ከም በዳሊ ንክቕፀርን ገይርዎ’ዩ፡፡... Read more »

ከም ጋዜጠኛ ሄርሜላ ዝበሉ ክበረታትዑ ይግባእ

 ንኢትዮጵያ እናመርሐ ዝነበረ ህወሓት ንትርፊ ስልጣኑ ምድልዳል ንህዝቢ ትግራይ ካብ ድኽነት ንምውፃእ ዝሓስብ ውድብ ኣይነበረን፡፡ክልተ ሚሊዮን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሴፍቲኔት ፕሮግራም ተሓቒፉ ዝፀንሐ ህዝቢ ‘ዩ፡፡ ሕዚ ድማ ድሕሪ ለውጢ ብሰንኪ ፈታዊ ስልጣን... Read more »

ሓዱሽ ምዕራፍ ኢትዮጵያ

 ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሰነ ኣብ ተኻየደ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ልዕሊ 40 ሚሊዮን ዜጋታት ብመራፅነት፣ 47 ፖለቲካዊ ፓርቲታትን ውልቀሰባትን ድማ ብተመራፃይነት ተሳቲፎም’ዮም፡፡ ህዝብታት ኢትዮጵያ ናብ ዕቤትን ብልፅግናን ዘሳግሮም መሪፆም፤ እቲ መረፃ ኣሳታፊ፣... Read more »

ተስፋታት ህዝቢ-ካብ ሓዱሽ መንግስቲ

 ህዝቢ ኢትዮጵያ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ኣካይዱ’ዮ፡፡ ኣብቲ መረፃ ንተወከልቲ ህዝብን ንቤት ምኽርታት ክልላት ካብ ተፈላለዩ ፖለቲካዊ ፓርትታት ካብ ዝቐረቡ ሕፁያት ተወዳደርቲ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመት ንክመርሕዎ መሪፁ ኣሎ፡፡ በዚ... Read more »

ብጥሜት ህዝቢ ጠላዕ ዝፃወት ሓይሊ

ራዕዳዊ ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ በምፍፃም ኩናት በምውላዕ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ቅልቅላው ኣትዩ’ዩ። እቲ ኲናት ናብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ብምስፋሕ ህዝብታት ኣብ ፀገም ንክኣትው ገይሩ እዩ።... Read more »

2014 ዓ.ም ዓመት ዓወትን ውፅኢትን ንክኾን ንስራሕ

ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ኣብ መንጎ ወሳኒ ሃገራዊ ፈተናን ተስፋን ኾይና ኢና ተቀቢልናዮ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ፈተናን ተስፋን ኾይና ሓድሽ ዓመት እንትትቕበል እዚ ናይ መጀመሪኣ ኣይኮነን፡፡ ምናልባት’ውን ናይ መጨረሸኣ’ውን ኣይኾንን፡፡ ኣብዚ ሓዱሽ... Read more »

ሓዱሽ ዓመት ሓዱሽ ተስፋ

 ኣብ ዝሓለፈ ጳጉሜ 2012 ዓ.ም ኣብ ድሮ 2013 ዓ.ም ሓዱሽ ዓመት ከም ሃገርን ከም ሰብን ሰናይ ዘበን ንክኾን፣ ናይ ራህዋና ቅሳነትን ከምኡ’ውን ናይ ብልፅግና ዘመን ንክኾን ተመኒና ሓዱሽ ዓመት ተቐቢልና። ከም ሃገርን... Read more »

ፀላኢ ህዝቢ ዝኾነ ሓይሊ ጥፍኣት

ራዕዳዊ ህወሓት ኣብ ደቒ ሰባት መዓርነት፣ ሓድነትን ቅንዕናን ከስፍን ዘይከኣለ ሓይሊ’ዩ። እዚ ሓይሊ ንዝሓለፉ ኣስታት ሓምሳ ዓመታት ሽሙ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኣመሳሲሉ ዋላ ይጠቐም ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቕም ኣጀንዳ ሒዙ ኣይፈልጥን። ህዝቢ ትግራይ... Read more »

መንእሰይ ትግራይ ኣብ ዘይምልከቶ ዕላማ ህይወቱ ክስእን የብሉን

 ኣጀማምራ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይን ህወሓት ብተደጋጋሚ ከምዝተገለፀን ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ‹‹ታሪኽ ፖለቲካ ህወሓት ›› ኣብ ዝብል መፅሓፎም ከምዘስፈርዎ ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ፣ መዓርነት ብሄራት ንምርግጋፅ፣ ህዝቢ ስኢንዎ ዝነበረ ፍትሒ ንክሰፍን ሓፈሻዊ ኣብ ሃገር ሰብኣዊ... Read more »

ህዝቢ ትግራይ ንዓርሱ ካብ ራዕዳዊ ህወሓት ክርሕቕ ይግባእ

ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ራዕዳዊ ህወሓት ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ታሪኹ ሪኢዎ ዘይፈልጥ ዓብዪ ፀበባን ግፍዕን እናሕለፈ ይርከብ። ሰገናት ትግራይ ድምፂ ተኹሲ እዮም ዝሰምዑ፣ ቤት ትምህርቲ የለን፣ ምግቢ የለን ሃፍታም ይኹን ድኻ ማዕረ... Read more »