
ዓወት ኩናት ዓድዋ ቕድሚ 129 ዓመት ዝተፈፀመ ነይሩ፡፡ ኣብ ኩናት ዓድዋ ብዙሓት ኢትዮጵያ ካብ ተፈላላዩ ኩርናዓት ሃገርና ተጎዓይዞም ብምትእኽኻብ ድሙቕ ዓወት ኣመዝጊቦም ሓሊፎም ‘ዮም፡፡ ኣብ ኩናት ዓድዋ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብሃይማኖት፣ ብሄር፣ ቋንቋን... Read more »

ኩሉ ኣብ ሓንቲ ሃገር ዘሎ ውልቀ ሰብ ይኹን ትካል፣ ፓርቲ ይኹን ካሊእ ኣካል ሕገመንግስቲ ወይ ሕግን ትካላትን ናይታ ሃገር ኣኽቢርካ ምንቕስቓስ ግቡእ ኣለዎ::ነዚ ዝፃባእ ኩሉ ነገር ተፈፃምነት የብሉን። ሕገመንግስቲ ወይ ሕግን ደንብን... Read more »

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብታ ኣህጉር ኣብ ምክልኻል ግርጭታት፣ ምሕደራን መፍታሕ ጎንፂን ዝለዓለ ውሳነ ዝህብ ትካል ‘ዩ። ኣብታ ኣህጉር ንዝፍጠሩ ግጭታት እኹልን ምላሽን ይህብ፤ ከምኡ ‘ውን ኣቐዲሙ መጠንቀቕታ ይህብ። ቁልፊ ዓንዲ ሰላምን ፀጥታን ኣፍሪካ... Read more »

ትግራይ ሐዚ ዘላቶ ኹነታት ፅቡቕ ኣይኾነን፡፡ካብ ድምፂ ጥይት ዋላ ዕረፍቲ እንተረኸበት ካብ ፖለቲካዊ ቕልውላው ኣይወፅአትን፡፡ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓ ህወሓት ዝተፈጠረ ኣፈላላይ ከምኡ ‘ውን ኣብ መንጎ ሊሂቅ ትግራይ ዘሎ መፍትሒ ምቕማጥ ናይ ዘይምኽኣል ደውታን... Read more »

ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ዝፀንሐ ናይ ክልተ ዓመት ኲናት ብመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ተፈቲሑ ኣሎ። ብፍላይ ድማ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሰላምን ምርግጋዕን ክምለስ ዘኽኣሎ ኹነታት ተፈጢሩ። ንቲ ስምምዕነት ንምፍፃም ፌደራል መንግስቲ ክሰርሖ... Read more »

ከም ሃገርን ህዝብን ኣብ ኩሉ ጉዳይ ተመሳሳሊ ርዲኢትን ስምምዕነት ክህለው ግድን ኣይኮነን። ኣብ መሰረታዊ ጉዳያት ግና ሓበራዊ ምርድዳእ ምፍጣር ግድን ይኸውን። ስለዚ ዘተ፣ምኽክርን ምይይጥን ከም መፍትሒ ምውሳድ ኣድላይ ይኸውን።ኣብ ሃገርና ፖለቲካዊ ኣፈላላያት... Read more »

በዓል ጥምቀት ብእምነት ተኸተልቲ ክርስትና በቢዓመቱ ብድምቀት ዝኽበር በዓል እንትኸውን፤ ብፍላይ ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኣከባብርኡ ካብ ከተራ ተባሂሉ ዝፅዋዕ ድሮ እቲ በዓል መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ ናብ ዮርዳኖስ ሩባ ዝወረደሉ... Read more »

ኣብ ዝኾነ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ሰላም፤ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ቅልጡፍ ግልጋሎት መንግስትን ይጠልብ። እዚ ጠለብ ንክማላእ ድማ መንግስታት ምምሕዳራዊ መሓወሮም ህዝቢ ማእኸል ገይሮም ንክሰርሕ ይገብሩ። በዚ ድማ ህዝቢ ዝተረጋገዐ ናብራ ይነብር። ድሕሪ ኹናት... Read more »

ኣብ ሃገርና ኣብ ዝተፈላለዩ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ሃይማኖታዊን ባህላዊን በዓላት ይኽበሩ’ዮም::እዞም በዓላት ሓድነት ህዝቢ ዘጠናኽሩ፤ሓልዮትን ምትህግጋዝን ዝረኣየሎም ካብ ምዃን ሓሊፎም መስሕብ ቱሪዝም ‘ውን ‘ዮም:: ሃይማኖታዊ ኮነ ባህላዊ በዓላት ህዝቢ ብሓባር ዘብዕሎም ስለዝኾኑ... Read more »

ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ምስ ኩሉን ሃገራት ኣብ ብሄራዊ ረብሓ ማእኽል ገይሩ ዝሰርሕ እዩ፡፡ ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ጀሚሩ ናብ ኩሉ ዓለም ዝባፃሕን ክልቴኣዊን ዘፈርብዙሕን ርክባት ብምግባር ረብሓ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዝሰርሕ’ዩ፡፡ በዚ መትከል ኢትዮጵያ ምስ... Read more »