
ኣዲስ ኣበባ፡- ዝኸፍአ ዋጋ ዘኽፍል ኵናት ከይመፅእ እቲ ህዝቢ ብፍላይ እቲ መንእሰይን ኩሉ ዝምልከቶ ኣካልን ክከላኸልን ክቃለስን ከምዘለዎ ኣብ ቀረባ እዋን ግዝያዊ ሰርተፊኬት ዝረኸበ ፓርቲ ዲሞክራስያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ኣባል ክልላዊ ላዕላዋይ... Read more »

ሓተታ ዜና ኢትዮጵያ ምስ ዝኾነት ሃገር ብሂብካ ምቕባልን ምክብባርን ዝተመስረተ ዲፕሎማስያዊ መትከል እትኽተል ሃገር ‘ያ፡፡ ምስ ምብራቕ ሃገራት ይኹን ምዕራባውያን ወይ ማእኸለይ ምብራቕ ብተመሳሳሊ መትከል ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኣለዋ፡፡ ኣብዚ ሰሙን ካብ... Read more »

ዜና ጠዓሞት ሓደሽቲ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ኣብ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ናብ ስራሕ ምእታወን ንዓውዲ ኮንስትራክሽን ምቹእ ኩነታት ከምዝፈጠረ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ማኑፋክቸሪንግ ሲሚንቶ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ስርዓት ኣመጋግባ ንምምሕያሽን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ዝለዓለ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝኾነ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ገሊፆም።ብሃገር ቦቆል መፍትሒታት ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናከሩ ክቕፅል ‘ዩ ተባሂሉ። ላዕለዎት... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- መድረኽ ኪን ኢትዮጵያ ጥንታውነት፣ ታሪኻውነትን ሕብረብሄራውነትን ኢትዮጵያ ንዓለም ብምፍላጥ ኣታዊ ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ንኽምዕብል ዕዙዝ ኣበርክቶ ይገብር ክብላ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ገሊፀን። ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ናይ ዘመንና ምድላው “ህዝቢ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ንዕውትነት ሃገራዊ ምኽክር ግደ ሙሁራን ዕዙዝ ክኸውን ይግባእ ክብላ ምክትል ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ወ/ሮ ሂሩት ገብረስላሴ ገሊፀን። ኣብዚ ሰሙን “ተራ ምሁራት ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ... Read more »

ትንታነ- ዜና ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ 2025 ኣብ ማእኸል ዓለም ለኸ ኮንቬንሽን ኣዲስ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተዳልዩ ነይሩ ‘ዩ። ስዳሮ ዲጂታል ኢትዮጵያ እንታይ ይመስል? ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ “ቴክ ቶክ ሰለሞን” ኣብ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡-ህዝቢ ትግራይ ንዘመናት ንኢትዮጵያ ዝፀልኡ ፖለቲከኛታት ከሰጉምዎ ብዝፀንሑ ናይ ምግንፃል ተረኽ ከይተደናገረ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘለዎ ፅኑዕ መርገፅ የርኢ ኣሎ። ዋና ዳይሬክተር ሃገራዊ ኣገልግሎት ደህንነትን ፀጥታን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ዋና ተደራዳሪ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ ፡- ኣብ ትግራይ ብሄራዊ ዕርቂን ብሄራዊ ስምረትን ከፍጠር እንተዘይክኢሉ ካብቲ ዘሎ ዝኸፍአን ዝኸበደን ኩነታት ከምዝፍጠር ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ዝነጥፉ ዝኾኑ ኣይተ ጠዓመ ኣርዓዶም ገሊፆም። ኣይተ ጠዓመ ኣርዓዶም ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምግሃድ ዲጂታል መንነት ምርግጋፅ ኣገዳሲ ‘ዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዲጂታላዊ መንነት ዘተኮረ ‹‹ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ›› ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ... Read more »