
ኣዲስ ኣበባ፡- እምነት ብኣከዳድና ክፈላለይ ይኽእል‘ምበር ብተግባር ሓደ እዩ፤ምኽንያቱ እቲ ዋና መሰረቱ ፅቡቕ ምግባር፣ፅቡቕ ምሕሳብን ምንባርን እዩ ክብሉ ሸኽ መሓመድ ሲራጅ ገሊፆም፡፡ ኣባል ቤት ምኽሪ ኡለማ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያን ሓላፊ ዘፈር ሰላምን... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ፀገም ዝፈትሕ’ምበር ፀገም ዝዛረብን ዘጋውሕን ኣመራርሓ ሐዚ ንዘለናዮ ኩነታት ከምዘይምጥን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ኣብ መቐለ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዘላቒ መፍትሒ ክሳብ ዝወሃብ ቅድሚ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ሕብረት ኣውሮፓ ተዓዘብቲ መረፃ ዘይምልኣኹ ኣብ ከይዲ መረፃ ዘሐድሮ ፅዕንቶ ከምዘይህሉ ፖለቲከኛታት ገሊፆም። ፕሬዝዳንት ሶሻል ዴሞክራቲክ ፓርቲ ኢትዮጵያን ምኽትል ዋና ስራሕ ኣካያዲ ፅንዓት ፖሊሲ ኢንስቲትዩትን ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ብፍላይ ንጋዜጣ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራት (ህወሓት) ኣብ ማዕኸላዊ መንግስቲ ዝነበሮ ስልጣን ድሕሪ ምስኣኑ ናብ ትግራይ ብምኻድ ካብ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ ‹‹መምርሒ ሓይሊ ፀጥታ››ዝብል ዘፈር ወዲቡ ንግብረ ራዕዲ እንትንቀሳቐስ ፀኒሑ ኢዩ ክብል... Read more »

ቑፅሪ ዝተመዝገቡ መረፅቲ 31ሚልየን 724ሽሕ 947 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ ኣዲስ ኣበባ፡- 6ይ ሃገራዊ መረፃ ናፃን ፍትሓዊን ንምግባር መዳርግቲ ኣካላት ብዘሳተፈ መልክዑ እናተሰርሐ ምዃኑ ቦርዲ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ንመረፃ ዝተመዝገቡ ዜጋታት 31ሚልየን 724ሽሕን 947... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- “ቴሌብር” ብፋይናንስ ዘይተሓቖፉ ክፋል ሕብረተሰብ ግልጋሎት ሞባይል ንምብፃሕ ዘኽእል እዩ ክብላ ዋና ስራሕ መካየዲት ኢትዮ- ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬሕይወት ታምሩ ገሊፀን፡ ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ ነዚ ዝገለፃ ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ‹‹ኣደባባይ ወዳጅነት›› ኣብ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱን ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ መሪቖም። ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ንኹሉ ዜጋ እትምቹ ሃገር ክንሃንፅ ኢና ኢሎም። ቐዳማይ ሚኒስትር... Read more »

ኣዲስ ኣበባ:- መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ንምትዕንቓፍ ብሕቡእ ተወዲቦም ዝንቀሳቐሱ ናይ ዝነበሩ ጉጅለታት እኩይ ሽርሒ ከምዘፍሸለ ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም ደሕንነትን ፀጥታን ገሊፁ። ኣብ ሃገራት ወፃኢ ብዝነብሩ ውሱናት ፅንፈኛታት ኣባላት ዲያስፖራ ደገፍ ፋይናንስ፣... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ሱዳን ቕድሚ ሕዚ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝነበራ ቅዋም ኣብ ቐረባ ግዜ ክትቕይር ዝገበራ ፅዕንቶ ግብፅን ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋዕ እዩ ክብላ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተማሃሪት ፒኤችዲ ዝኾና... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅን ህዝቢ ሓበራዊ ሰላምን ምርግጋዕን ቅድምያ ብምሃብ ንዝሓለፉ ክፍተታት ይቅርታ ብምግባር ኣብ ቕድሜና ወሳናይ ምድሓን ህይወትን ዳግም ህንፀት ዓድናን መላእ ህዝቢ... Read more »