ፈተነ ሃገር ምፍራስ ከምዝፈሸለ ተገሊፁ

 ኣዲስ ኣበባ፡-ኣብ ኣጣዬ ዝተፈጠረ ጎንፅን ትንኮሳን መሰረት ብምግባር ኣምሓራን ኦሮሞን ብምፅላእ ሃገር ንምፍራስ ዝተገበረ ዘይተሳኸዐ ፈተነ ምዃኑ ኣብ ምክልኻል ሰራዊት ፌዴሪኢ ዋና መተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣፍሊጦም።ካብ ሃገር ንምውፃእ... Read more »

‹መዓልቲ ዓወት› ትውልዲ ፅንዓትን ሓድነትን ቐዳሞት ወለዶ ንኽርዳእ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ

መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ለብዘበን 27 ሚያዝያ ዝኽበር በዓል ‹መዓልቲ ዓወት› ትውልዲ ፅንዓትን ሓድነትን ቐዳሞት ወለዱ ንኽርዳእ ከምዝሕግዝ ፕሬዝዳንት ማሕበር ሓርበኛታት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ ገሊፆም። ፕሬዝዳንት ልጅ ዳንኤል ብፍላይ ምስ... Read more »

ፍራንኮ ቫሉታ ብምፍቃድ መሰረታዊ ሸቐጣት ብዝሐሸ ዋጋ ንምርካብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ

ፍራንኮ ቫሉታ ካብ ዕዳጋ ምርግጋዕ ዝሓለፈ ጥቕሚ ኣለዎ  መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡-መንግስቲ ብዘይ ናይ ወፃኢ ሸርፊ ፍቓድ /ፍራንኮ ቫሉታ/ መሰረታዊ ሸቐጣት ክኣቱ ምውሳኑ ተኸቲሉ ናይቲ ከይዲ ተሳተፍቲ ሰብ ሃፍቲ መሰረታዊ ሸቐጣት ብዝሐሸ... Read more »

‹‹መረፃ ሕቶታት ህዝቢ ካብ ጎዳና ናብፓርላማ ዝወስድ እዩ›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፣ናይ ሎሚ ዘበን መረፃ ሕቶታት ህዝቢ ካብ ጎዳና ናብ ፓርላማ ከምዝወስድን ንዘበናት ዝተቋፀሩ ማሕለኻታት ዝፍትሑሉ መፍቱሕ(ቑልፊ)ከምዝኾነ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዝቕፅል ሃገራዊ... Read more »

ኣብ ትግራይ ቐረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸይቋረፅ ቕድሚ ኽረምቲ መሰረተ ልምዓታት እናተሳለጡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ትርሓስ ፍቃዱ  ኣዲስ ኣበባ፡-ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ፀገም፤ብፍላይ እቶም መሰረተ ልምዓታት ብምጉድኦም ኽረምቲ ኣትዩ ሰብኣዊ ረድኤት ንኸይቋረፅ ንምግባር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተኸናወኑ ከምዘለዉ ሓላፊ ኮማንድ ፖስት ትግራይ ሌተናል ጀነራል ዮውሃንስ ገብረመስቀል ኣፍሊጦም። ሌተናል... Read more »

ዜጋታት ካርድ መረፃ ወሲዶም ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ይግባእ ተባሂሉ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ዜጋታት ካርድ መረፃ ወሲዶም ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፣ካብ 2010 ዓ.ም ጀሚሩ ሃገር እናመሓደረ... Read more »

‹‹ሱዳን እትኽተሎ ዘላ ኣካይዳ ኣግባብነት ዘይብሉን መፃኢ ረብሓን ርክብን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ግምት ዘእተወ ኣይኮነን››ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ኣብ ሱዳን ባዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ

መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ሱዳን ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እትኽተሎ ዘላ ኣካይዳ ኣግባብነት ዝጎደሎን መፃኢ ረብሓን ርክብን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ግምት ውሽጢ ዘእተወ ኣይኮነን ክብሉ ኣብ ሱዳን በዓል ሙሉእ ስልጣን... Read more »

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር እዋን ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- ምክትል ቐዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር እዋን ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ያኔዝ ናርሲክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ... Read more »

‹‹ ኢትዮጵያ እትብልፅገሉ እዋን ርሑቕ ኣይኸውንን ››ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- ልክዕ ከም ኤጀንሲ መረብ ኢንፎርሜሽን ደሕንነት ዓበይቲ ማሕለኻታት ከምዘጋጠምዎ፤ኢትዮጵያ ፈተናታት እንተጋጠምዋ’ውን እዞም ፀገማት ሓሊፋ እትብልፅገሉ እዋን ርሑቕ ኣይክኸውንን እዩ ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቐዳማይ... Read more »

20 ኪሎ ሜትር የማን ፀጋም መንገዲ ደብረሲና ኮምቦልቻ ብረት ሒዝካ ምንቅስቓስ ተኣጊዱ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታት ሰሜን ወሎ፣ኦሮሞ ብሄረሰብን ሰሜን ሸዋን ኮማንድ ፖስት ምጥያሹን ካብ ደብረሲና ክሳብ ኮምቦልቻ ኣብ ኣወሰንቲ ወረዳታት መንገዲ የማንን ፀጋምን ክሳብ 20 ኪሎ... Read more »