
ኣዲስ ኣበባ፡- ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ነቲ ለውጢ ብምድጋፍን ናይ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ክኸውን ብዘኽእል ኩነታት ሓበሬታታትን ፀብፃባትን ብምቕራብ ልዑል ኣበርክቶ ምግባሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቐዳማይ ሚኒስቴር ብማዕርግ ሚኒስትር ኣታሓባባሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ዶክተር... Read more »

ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡-መንግስቲ ሃገራዊ ለውጢ ንኸይዕንቀፍ ከምኡ’ውን ምህዳር ዲሞክራሲ ንምስፋሕ ካብ ዘለዎ ፅኑዕ ድሌት ተበጊሱ እናርአዮ ንዘሎ ትዕግስቲ፤ ብሄራዊ ድሕንነት ዝፈታተን ብምዃኑ ዘየዳግም ስጉምቲ ክወስድ ከምዝጀመረን ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ደሕንነትን ኣፍሊጡ።... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡-ኣብ ኣጣዬ ዝተፈጠረ ጎንፅን ትንኮሳን መሰረት ብምግባር ኣምሓራን ኦሮሞን ብምፅላእ ሃገር ንምፍራስ ዝተገበረ ዘይተሳኸዐ ፈተነ ምዃኑ ኣብ ምክልኻል ሰራዊት ፌዴሪኢ ዋና መተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣፍሊጦም።ካብ ሃገር ንምውፃእ... Read more »

መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ለብዘበን 27 ሚያዝያ ዝኽበር በዓል ‹መዓልቲ ዓወት› ትውልዲ ፅንዓትን ሓድነትን ቐዳሞት ወለዱ ንኽርዳእ ከምዝሕግዝ ፕሬዝዳንት ማሕበር ሓርበኛታት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ ገሊፆም። ፕሬዝዳንት ልጅ ዳንኤል ብፍላይ ምስ... Read more »

ፍራንኮ ቫሉታ ካብ ዕዳጋ ምርግጋዕ ዝሓለፈ ጥቕሚ ኣለዎ መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡-መንግስቲ ብዘይ ናይ ወፃኢ ሸርፊ ፍቓድ /ፍራንኮ ቫሉታ/ መሰረታዊ ሸቐጣት ክኣቱ ምውሳኑ ተኸቲሉ ናይቲ ከይዲ ተሳተፍቲ ሰብ ሃፍቲ መሰረታዊ ሸቐጣት ብዝሐሸ... Read more »

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፣ናይ ሎሚ ዘበን መረፃ ሕቶታት ህዝቢ ካብ ጎዳና ናብ ፓርላማ ከምዝወስድን ንዘበናት ዝተቋፀሩ ማሕለኻታት ዝፍትሑሉ መፍቱሕ(ቑልፊ)ከምዝኾነ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዝቕፅል ሃገራዊ... Read more »

ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡-ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ፀገም፤ብፍላይ እቶም መሰረተ ልምዓታት ብምጉድኦም ኽረምቲ ኣትዩ ሰብኣዊ ረድኤት ንኸይቋረፅ ንምግባር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተኸናወኑ ከምዘለዉ ሓላፊ ኮማንድ ፖስት ትግራይ ሌተናል ጀነራል ዮውሃንስ ገብረመስቀል ኣፍሊጦም። ሌተናል... Read more »

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ዜጋታት ካርድ መረፃ ወሲዶም ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፣ካብ 2010 ዓ.ም ጀሚሩ ሃገር እናመሓደረ... Read more »

መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ሱዳን ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እትኽተሎ ዘላ ኣካይዳ ኣግባብነት ዝጎደሎን መፃኢ ረብሓን ርክብን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ግምት ውሽጢ ዘእተወ ኣይኮነን ክብሉ ኣብ ሱዳን በዓል ሙሉእ ስልጣን... Read more »

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- ምክትል ቐዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር እዋን ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ያኔዝ ናርሲክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ... Read more »