‹‹ቅድመን ድሕረን መረፃ ስልታዊ ኽትትል ክንገብር ኢና›› ዶክተር ዳንኤል በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ፤ኸይዲ ቅድመን ድሕረን መረፃ ብዝምልከት ስልታዊ ክትትል ክንገብር ኢና ክብሉ ዋና ኮምሽነር ኮምሽን ሰብኣዊ መሰል ዶክተር ዳንኤል በቀለ ኣፍሊጦም። እቲ ኮምሽን ኣብ እዋን መረፃ ተፈፃሚ ክኸውን ዝግበኦ... Read more »

ኣብ ሆስፒታላት መንግስቲ ክልል ትግራይ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ንምጅማር ምድላው ተገይሩ

ክልተ ሚሊዮን ንዝኾኑ ሰባት ኽታበት መከላኸሊ ኮሌራ ክወሃብ እዩ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ሆስፒታላት መንግስቲ ክልል ትግራይ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ንምጅማር ምድላው ከምዝተወደአ ቢሮ ጥዕና ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።ኣብ ትግራይ ንክልተ ሚሊዮን... Read more »

‹‹ኣሜሪካ ኣብ ታሪኻ ሃገራት ናይ ምፍራስን ምብፅባፅን ፀባይ ስለ ዘለዋ ነዚኣ ምስዓር ዝካኣል ሓድነት ብምጥንኻር እዩ›› ዶክተር ደመቀ ኣጪሶ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣሜሪካ ኣብ ታሪኻ ሃገራት ናይ ምፍራስን ምብፅባፅን ፀባይ ስለ ዘለዋ ነዚኣ ምስዓር ዝከኣል ሃገራዊ ሓድነት ብምጥንኻር ከምዝኾነ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መምህር ፖለቲካል ሳይንስ ዶክተር ደመቀ ኣጪሶ ኣፍሊጦም።ኣሜሪካ ኣብ ውሽጢ... Read more »

‹‹ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ብሽም ሰብኣዊ መሰል ኽሳደን ብገመድ ዝጉተታ ሃገራት ዕድለን ባዕለን ዝውስናሉ እዋን ርሑቕ ኣይኮነን›› ኣምባሳደር ጥሩነህ ዜና

ኣዲስ ኣበባ፡- ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ብሽም ሰብኣዊ መሰል ኽሳደን ብገመድ ዝጉተታ ሃገራት ዕድለን ባዕለን ዝውስናሉ እዋን ርሑቕ ከምዘይኸውን ነበር ኮምሽነር ኮምሽን ሰብኣዊ መሰል ኣምባሳደር ጥሩነህ ዜና ኣፍሊጦም። ኣምባሳደር ጥሩነህ፤ብፍላይ ንጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ከምዘፍለጥዎ፤ሓያላት... Read more »

‹‹ለውጢ ሙሉእ ዝኸውን ዜጋታት ተጠቐምቲ እንተገይሩ ጥራሕ እዩ›› ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ

ኣዲስ ኣበባ፡- ለውጢ ሙሉእ ዝኸውን ኣብ ከይዲ ናብ ኩሉ ዜጋ በፂሑ ተጠቓሚ ክገብር እንተሎ እዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ገሊፆም።... Read more »

‹‹ግብፅን ሱዳንን ቖላሕታ ንምስሓብ ፅልኢ ናይ ምቑስቓስ ስራሕ እናሰርሑ እዮም›› ዶክተር በለጠ ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፡- ሱዳንን ግብፅን ቖላሕታ ዓለም ለኸ ንምስሓብ ፅልኢ ዝቑስቑሱ ተግባራት እናሰርሑ ምዃኖም ኣባል ጉጅለ ቴክኒክን ዘተን ግድብ ህዳሰ ሰለስቲአን ሃገራትን ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መምህር ሃፍቲ ማይ ዶክተር በለጠ ብርሃኑ ገሊፆም።... Read more »

ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ኣሜሪካ ግዝኣት ኦክላሆማ ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ምዝታዮም ካብ... Read more »

‹‹ኢትዮጵያ ሰላም ረኺባ ከይትለምዕ ዝግበር ፅዕንቶ ወፃኢ መንእሰይ ሓደ ብምዃን ክምክቶ ኣለዎ›› መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኢትዮጵያ ሰላም ረኺባ ከይትለምዕ ዝግበር ፅዕንቶ ወፃኢ መንእሰይ ሓደ ኮይኑ ክምክት ከምዝግባእ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ንምኹናንን ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ንምድጋፍ ዝወፁ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጦም። ‹‹ድምፅና... Read more »

ፈታዊ ኢትዮጵያ- ሴናተር ኣሜሪካ ጂም

ኣዲስ ኣበባ፡- ሴናተር ግዝኣት ኦክላሆማ ፓርቲ ሪፐብሊካን ኣሜሪካ ጅም ኢንሆፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንትመፅኡ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ዝገበርሎም እንትኾኑ፤ “ፈታዊ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ሴናተር ዩናይትድ ስቴትስ ጂም ኢንሆፍ ናብ ካልአይቲ... Read more »

ኣብ ትግራይ ን22 ወረዳታት ልዕሊ 102 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ተባፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ትግራይ ን22 ወረዳታት 102 ሺሕን 267 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝተባፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ቢሮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፣እዋናዊ ኩነታት... Read more »