ኣዲስ ኣበባ፡- ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ኣብ መበል 97 ስሩዕ ኣኼብኡ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 ብር 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ንክኸውን ውሳነ ሂቡ። እቲ ረቂቕ በጀት መፍረያይነት ንምዕባይ ዝሕግዝን ምስ መሪሕ ትልሚ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡ -ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይን መረፅትን ተመረፅትን ንክኾናን ኣብ ፓርቲ 50ሚኢታዊ ንክሽፍና ዓብይ ፃዕሪ ከምዝተገበረ ሓላፊት ቢሮ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሪት ሓዳስ ኪዱ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- ዋና ዕላማ እቲ ለውጢ ቓል ምእታው፣ ቓልን ምኽባርን ምፍፃምን ከምዝኾነ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም፡፡ ዝተጀመረ ናይ ለውጢ ጉዕዞ ዋና ዕላምኡ ኢትዮጵያ ምስ ባዕላ፣ ባህላ፣ ደቓ፣ ሕብረ ብሄራዊነታ፣ ሃፍቲ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ.ቢ.ሲ):- ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝሓለፈ ሰኑ ከምዝተጀመረ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ተወካት እቲ ቤት ፅሕፈት ወይዘሪት ገነት መብራህቱ ከምዝገለፀኦ፣ እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ትሑት ብርኪ ዝነበሩ ኹሉ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ምግቢ ምርካብ ናይ ዜግነት መሰሎም ንኽሕለወሎም እቲ ምምሕዳር ግቡኡ ንክዋፃእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ተስፋ ብርሃን ራብዓይ ማእኸል... Read more »
ዩኒቨርስቲ መቐለ ንሓረስቶት ግራውቶም ብትራክተር ይሓርሰሎም ኣሎ ኣዲስ ኣበባ፡- ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (USAID) ምስ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ብምትሕብባር ብ41 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 20 ትራክተራት ን6 ወረዳታት ትግራይ ከምዝተኸፋፈላ ማረት... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡-ንመፃኢ ወለዶ ዝመቸወትን ፅብቕቲ ሃገርን ንምርካብ ሎሚ ተኽሊ ምትኻል ናይ ኹላትና ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ቐደማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ገሊፆም፡፡ ቐዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ሳልሳይ መርሃግብሪ ሓምለዋይ... Read more »
መቐለ፡- ሓረስታይ ሓሪሱ ብምምራት ዝበፅሐ ጉድኣት ንከካሓሕስን ካብ ረድኤት ንክወፅእ ተሓሲቡ እናተሰርሐ ከምዝኾ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ኣይተ ብርሃነ ኣርኣያ ገሊፆም፡፡ኣብ ምህርቲ ዘመን ሓደ ነጥቢ... Read more »
ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 24 ፕሮጀክታት መንገዲ ኣመሪቑ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ 2013ዓ.ም በጀት ዓመት አብ ኣዲስ ኣበባ 2ሽሕ60 ፕሮጀክት ከምዝተዛዘሙ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- ናይ ብዙሕ ዜናታት ኸምኡ’ውን ናይ ሩሑቕን ቐረባን ታሪኽ ምንጭ ብምዃን እናገልገለ ዝርከብ ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ባዕሉ ዓሻራ (ሓድጊ) ምዃኑ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ አፍሊጦም፡፡ እቲ ትካል ካብ 24 መጋቢት... Read more »