ኣብ ሰለስተኣዊ ኣኼባ ግድብ ህዳሰ ንኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ገለፃ ተገይሩ

 ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ.ቢ.ሲ )፡- ምክትል ቐዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን ሰለስተኣዊ ኣኼባ ግድብ ህዳሰ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ኣመልኪቶም ተቐማጥነቶም... Read more »

ማሕበረሰብ እስልምና ፆም ረመዳን ብፍቕርን ብምትሕግጋዝን ከሐልፍ ተሓቲቱ

መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ማሕበረሰብ እስልምና መበል 1442 ፆም ረመዳን ንፈጣሪኡ ተገዛኢ ብምዃን፣ብምርድዳእን ብምትሕግጋዝን ከሓልፎ ይግባእ ክብል ጉዳያት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ማሕበረሰብ እስልምና ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ጉዳያት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ እስልምና ኣዲስ... Read more »

ኩነታት ትግራይ ናብ ንቡር እናተመለሰ ምዃኑ ተገሊፁ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ሓፈሻዊ ኩነታት ትግራይ ካብ ዝነበረሉ ቀስ ብቐስ ናብ ንቡር እናተመለሰ ይርከብ ክብላ ሓላፊት ቢሮ ኮምኒኬሽን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ወይዘሮ እቴነሽ ንጉሴ ገሊፀን።ቁፅሪ ተመዛበልቲ ምውሳኹን ሰብኣዊ ረድኤት ናብ ዞባታትን... Read more »

ህዝቢ ትግራይ ሰላም፣ ፍትሕን ማዕርነትን ዘይኣምን ሓይሊ ክሓቑፍ የብሉን ተባሂሉ

መኣርግ ገ/ሄር  ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ክልል ትግራይ ሰላም ንኽዓስል ህዝቢ ትግራይ ሰላም፣ ፍትሕን ማዕርነትን ዘይኣምን ሓይሊ ክሓቑፍ የብሉን ክብሉ መስራቲ ትግራይ ዲሞክራስያዊ ፓርቲ(ትዴፓ) መምህር መኮነን ዘለለው ገሊፆም። መምህር መኮነን ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ... Read more »

ኣብ ክልል ትግራይ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ጉጅለ ሽፍታ ስጉምቲ ተወሲዱሉ

 ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ (ግዜኢ)፡-ኣብ ሸሞንተ ዝተፈላለያ ከባብታት ክልል ትግራይ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ጉጅለ ሽፍታ ስጉምቲ ከምዝተወሰደሉ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ኣብ መከላኸሊ ሃገር ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት፤ ሌተናል ጄነራል ባጫ ኣብ... Read more »

ወጋሕታ ጋዜጣ

ወጋሕታ ጋዜጣ Read more »