‹‹ ኢትዮጵያ እትብልፅገሉ እዋን ርሑቕ ኣይኸውንን ››ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- ልክዕ ከም ኤጀንሲ መረብ ኢንፎርሜሽን ደሕንነት ዓበይቲ ማሕለኻታት ከምዘጋጠምዎ፤ኢትዮጵያ ፈተናታት እንተጋጠምዋ’ውን እዞም ፀገማት ሓሊፋ እትብልፅገሉ እዋን ርሑቕ ኣይክኸውንን እዩ ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቐዳማይ... Read more »

20 ኪሎ ሜትር የማን ፀጋም መንገዲ ደብረሲና ኮምቦልቻ ብረት ሒዝካ ምንቅስቓስ ተኣጊዱ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታት ሰሜን ወሎ፣ኦሮሞ ብሄረሰብን ሰሜን ሸዋን ኮማንድ ፖስት ምጥያሹን ካብ ደብረሲና ክሳብ ኮምቦልቻ ኣብ ኣወሰንቲ ወረዳታት መንገዲ የማንን ፀጋምን ክሳብ 20 ኪሎ... Read more »

‹‹ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ ኢትዮጵያውያን ንኽምለሱ ድሌት’ኳ እንተሃለዎም ትኽክለኛ ሓበሬታ ክረኽቡ ኣይተገብረን›› ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ

መኣግር ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ካብ መረበቶም ተማዛቢሎም ኣብ ሱዳን ዓቒቦም ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ተጋሩ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ድሌት’ኳ እንተሃለዎም ትኽክለኛ ሓበሬታ ክረኽቡ ኣይተገብረን ክብሉ ኣብ... Read more »

‹‹ ንሕርሻ ትግራይ ዓብይ ትኹረትን ህፁፅ ሓገዝን የድልይ ››ዶክተር ኣባዲ ግርማይ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ትግራይ

 መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ሐዚ ክንዘርእን ክንሓርስን እንተዘይኺእልና ኣብ ዝመፅእ ሰለስተን ሓሙሽተን ዓመታት ኣብ ዓብይ ፀገም ክንወድቕ ስለንኽእል ንሕርሻ ትግራይ ዓብይ ትኹረትን ህፁፅ ሓገዝን ምሃብ ከምዘድሊ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ... Read more »

ኢንዱስትሪ ፊቤላ 12ነጥቢ 2ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ኣምሪቱ ንዕዳጋ ኣቕሪቡ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡-ፊቤላ ኢንዱስትሪ ኣብ መጀመርያ ዙር ወፃኢ ምንዛሪ ተመዲብሉ ብዘእተዎ ጥረ ኣቅሓ ተጠቒሙ 12ነጥቢ2ሚልየን ሊትሮ ዝፅጋዕ ዘይትን 1ነጥቢ 8 ሚልየን ሊትሮ ካልኦት ምህርትታትን ኣምሪቱ ናብ ዕዳጋ ምቕራቡ ባዓልዋና ኢንዱስትሪ ፊቤላን... Read more »

ኩነታት ፀጥታ ክልል ትግራይ ንምምሕያሽ ማሕበረሰብ ዘሳተፈ ስራሕ እናተሰርሐ እዩ

መሰረት ገ/ዮሃንስ መቐለ፣ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኩነታት ፀጥታ ንምምሕያሽ ሕብረተሰብ መሰረት ዝገበሩ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብቲ ክልል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ፀጥታ... Read more »

‹‹ብናተይ እምነት ግድብ ህዳሰ መለለዪ ኢትዮጵያ እዩ›› -ኣክቲቪስትን ጋዜጠኛን መሓመድ አልኣሩሲ

             ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- ብናተይ እምነት ግድብ ህዳሰ መለለዪ ኢትዮጵያ እዩ ክብል ኣክቲቪስትን ጋዜጠኛን ኣይተ መሓመድ ኣልኣሩሲ ተዛሪቡ፡፡ኣብ ዙርያ ግድብ ህዳሰ ህዝቢ ኣዝዩ ልዑል ዝበሃል ድጋፍ ከምዝገበረሉን በዚ ድማ ከምዝተሓበነን ገሊፁ፡፡... Read more »

ዕድል ቱሪዝም ንምጥቃም ንጥዕና ቱሪዝም ትኹረት ክውሃብ ይግባእ ተባሂሉ

ንማእኸል ጥዕና ሮሃ እምነ ኩርናዕ ተቐሚጡ  መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡-ኢትዮጵያ ካብ ዘለዉዋ ብዙሓት መስሕብ ቱሪስት ብተወሳኺ ናይ ብዙሓት ዲፕሎማሰኛታትን ዓለም ለኸ ትካላት መቐመጢት ምዃና ዝፈጠረላ ዕድል ቱረዝም ብኣግባብ ንምጥቃም ንጥዕና ቱሪዝም ትኹረት... Read more »

ህዝቢ ይመርሓኒ እዩ ንዝብሎ ፓርቲ ብድምፁ ከረጋግፅ ከምዘለዎ ተሓቲቱ

ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- እቲ መረፃ ፍትሓውን ዲሞክራሲያውን ንክኸውን እቲ ህዝቢ ዝሐሸ መማረፂ ፖሊሲን ኹለመዳያዊ ዕብየት ናይ ምምዝጋብ ዓቕሚ ንዘለዎ ፓርቲ፤ ብካርዱ ምምራፅ መሰሉ ጥራሕ ዘይኮነስ ግቡኡ’ውን ከምዝኾነ ሙሁራን ገሊፆም። ሪኢቶኦም ንጋዜጣ... Read more »

ዩኒታት ፍልፍል ሓይሊ ተከዘ ብዘይ ፅገና ስራሕ ምጅማሮም ተገሊፁ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡-ዩኒታት ፍልፍል ሓይሊ ተከዘ ምንም ዓይነት ፅገና ከየድለዮ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ዳይሬክተር ኮምኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ሞገስ መኮንን ኣፍሊጦም።ቅድሚ ኸዚ እውን እቲ ግድብ ተወቂዑ እዩ ድሕሪ ኸዚ ግልጋሎት... Read more »