“ህወሓትን ሸኔን ፈጠርቲ ግብረ ራዕዲ ኢልካ ምስያም ትኽክል እዩ” ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ፡- ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)ን ሸኔን ፈጠርቲ ግብረ ራዕዲ ኢልካ ምስያም ትኽክለኛን ‹‹ንባዴላ ባዴላ›› ምባል እዩ ክብሉ ኣቦ ወንበር ትግራይ ዲሞክራስያዊ ፓርቲ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ኣመልኪቶም። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት “ህዝባዊ ወያነ... Read more »

ህወሓትን ሸኔን ብግብረ ራዕዳዊነት ንኽስየሙ ውሳነ ሓሳብ ቐሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝሓለፈ ቐዳም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ራዕዳዊነት ንኽስየሙ ውሳነ ሓሳብ ኣቕሪቡ። ንቲ ውሳነ ሓሳብ ኣመልኪቱ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ... Read more »

ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘሎ ፅዕንቶ ምምካት የድሊ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፡- ሱዳንን ግብፅን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘሕድረኦ ዘለዋ ፅዕንቶ ንምምካት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ስምምዕ ክትገብር ኣለዋ ክብላ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሪት ፒኤችዲ ዝኾና ወይዘሮ መካ ኣደም ተዛሪበን፡፡ ወይዘሮ መካ... Read more »

ትውልዲ ሓድነቱ ኣስጢሙ ታሪኽ ዓዱ ክሕሉን ንሃገሩ ክቐድም ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- እዚ ትውልዲ እዚ ሓድነቱ ኣስጢሙ ታሪኽ ሃገሩ ክሕሉ ይግበኦ ክብሉ ፕረዚዳንት ማሕበር ሓርበኛታት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ስለሺ ገሊፆም፡፡ናይ ሕዚ ወለዶ ንሃገር ከቐድም ከምዝግባኦ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ... Read more »

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቅልጡፍ መመርመሪ ማእኸል ኮቪድ-19 ከፊቱ

ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ  ኣዲስ ኣበባ(ኤፍ ቢ ሲ)፡-መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቕልጡፍ መመርመሪ መሳርሒታት ዝተወደበ ማእኸል ኮቪድ-19 ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከፊቱ።ልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ... Read more »

‹‹ቤት ምኽሪ ፀጥታ ዘውፀኦ መግለፂ ዓለም ናይ ኢትዮጵያ ሓቒ እናተገንዘበ ምምፅኡ ዘመላኽት እዩ›› ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ውሃቢ ቓል ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቤት ምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት መንግስትታት ኣብዚ ሰሙን እዚ ክልል ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ዓለም ናይ ኢትዮጵያ ሓቒ እናተገንዘበ ምምፅኡ ዘመላኽት ከምዝኾነ ውሃቢ ቓል ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና... Read more »

‹‹ከተማ ድሬዳዋ ብኹሉ መዳይ ኣብ ምንቕቓሕ ትርከብ›› ኣይተ ሮቤል ጌታቸው ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ውዳበን ብልፅግና ከተማ ድሬዳዋን ኣማኻሪ ከንቲባን

ኣዲስ ኣበባ፡- ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ምቅስቃስ ኢንቨስትመንት፣ምክልኻል ኮቪድ-19ን ሰላምን ፀጥታን ውፅኢትዊ ስራሕቲ ተሰሪሖም እዮም ክብሉ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ውዳበን ብልፅግና ከተማ ድሬዳዋን ኣማኻሪ ከንቲባን ኣይተ ሮቤል ጌታቸው ገሊፆም ፡፡ ከም ብልፅግና... Read more »

መንገዲ አጣዬ ሙሉእ ብሙሉእ ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፡-ንመዓልትታት ኣብ ከባቢ ኣጣዬ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ፀገም ፀጥታ ዕፅው ዝነበረ መንገዲ ኣዲስ ኣበባ-ደሴ-መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ንተሽከርከርቲ ኽፉቲ ከምተገበረ ኮማንድ ፖስት ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ኦሮሞ ብሄረሰብን ዞባ ደቡብ ወሎን... Read more »

ኣብ ትግራይ ስልጠና ዝተውሃቦም 1ሽሕን 100ን ወለንታዊያን መናእሰይ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፡- ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሚኒስቴር ሰላም ብምትሕብባር ንሓደ ወርሒ ዘሰልጠኖም 1ሽሕ 100 ወለንታዊያን መናእሰይ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ዋና ስራሕ ፈፃሚ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ከምዝበልዎ... Read more »

‹‹ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ እቲ ለውጢ ናይ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ክኸውን ልዑል ኣበርክቶ ገይሩ እዩ›› ዶክተር ቢቂላ ሁሬሳ

ኣዲስ ኣበባ፡- ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ነቲ ለውጢ ብምድጋፍን ናይ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ክኸውን ብዘኽእል ኩነታት ሓበሬታታትን ፀብፃባትን ብምቕራብ ልዑል ኣበርክቶ ምግባሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቐዳማይ ሚኒስቴር ብማዕርግ ሚኒስትር ኣታሓባባሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ዶክተር... Read more »