ንኹሉ ዜጋ እትምቹ ሃገር ክንሃንፅ ኢና ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱን ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ መሪቖም። ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ንኹሉ ዜጋ እትምቹ ሃገር ክንሃንፅ ኢና ኢሎም። ቐዳማይ ሚኒስትር... Read more »

ሸርሒ ዓንቀፍቲ ሃገራዊ ምርጫ ከምዘፍሸለ ሓይሊ ዕማም ደሕንነትን ፀጥታን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ:- መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ንምትዕንቓፍ ብሕቡእ ተወዲቦም ዝንቀሳቐሱ ናይ ዝነበሩ ጉጅለታት እኩይ ሽርሒ ከምዘፍሸለ ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም ደሕንነትን ፀጥታን ገሊፁ። ኣብ ሃገራት ወፃኢ ብዝነብሩ ውሱናት ፅንፈኛታት ኣባላት ዲያስፖራ ደገፍ ፋይናንስ፣... Read more »

ሱዳን ቕዋማ ክትቕይር ዝገበራ ፅዕንቶ ግብፅን ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዘሎ ዘይምርግጋዕን እዩ ተባሂሉ

 ኣዲስ ኣበባ፡- ሱዳን ቕድሚ ሕዚ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝነበራ ቅዋም ኣብ ቐረባ ግዜ ክትቕይር ዝገበራ ፅዕንቶ ግብፅን ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋዕ እዩ ክብላ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተማሃሪት ፒኤችዲ ዝኾና... Read more »

ኣብ ትግራይ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ንምርግጋፅ ተሳትፎ መንግስትን ህዝብን ኣድላይ እዩ›› ዶክተር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፡- ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅን ህዝቢ ሓበራዊ ሰላምን ምርግጋዕን ቅድምያ ብምሃብ ንዝሓለፉ ክፍተታት ይቅርታ ብምግባር ኣብ ቕድሜና ወሳናይ ምድሓን ህይወትን ዳግም ህንፀት ዓድናን መላእ ህዝቢ... Read more »

‹‹ሃገርና ምፍታው እንትንጅምር እምነትና ዝበለፀ ሙሉእ ይኸውን››ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ንመበል 1442 ግዘ ዝኽበር በዓል ዒድ ኣልፈጥር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ነንባዕልና እንትንተሓሳሰብን ሃገርና ምፍታው እንትንጅምርን እምነትና ዝበለፀ ሙሉእ ይኸውን ክብሉ ተዛሪቦም። እቶም ቐዳማይ... Read more »

‹‹ኹላትና ናብ ሓድነትን ምርድዳእን ንመለስ፣ እስላማዊ ዝኾነ ኣካይዳ ንኺድ›› ተቐዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፡- ‹‹ኹላትና ናብ ሓድነትን ምርድዳእን ንመለስ፣እስላማዊ ዝኾነ ኣካይዳ ንኺድ›› ክብሉ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ፕሬዝደንት ጠቕላሊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ መበል 1442 በዓል... Read more »

ሱዳን ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ይግበአኒ ኢዩ ምባላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኮኒኑ

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- መንግስቲ ሱዳን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝርከበሉ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ይግበአኒ ኢዩ ምባላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኮኒኑ። ውሃቢ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ... Read more »

‹‹ኢትዮጵያ ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ›› ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ

 ኣዲስ ኣበባ፡- ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእቲ ግምባር ፈጢሮም ዝተበገሱላ ሃገር ብምዃና ነታ ሃገር ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል... Read more »

‹‹ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ብምጥያሽ ሓገዝ ብቕርበት ናብ ወረዳታት ንኽበፅሕ ይግበር ኣሎ››ኣይተ ምትኩ ካሳ

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ.ቢ.ሲ )፡- ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ብምጥያሽ ሓገዝ ብቕርበት ናብ ወረዳታት ንኽበፅሕ እናተገበረ ምዃኑ ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ቻታም ሀውስ... Read more »

‹‹ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ መንእሰይ ትግራይ ጠጠው ኢሉ ክሓስብ ኣለዎ›› ሌተናል ጀነራል ዮውሃንስ ገብረመስቀል

ኣዲስ ኣበባ፡- ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ መንእሰይ ትግራይ ጠጠው ኢሉ ክሓስብ ኣለዎ ክብሉ መተሓባበሪ ኮማንድ ፖስት ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ዮውሃንስ ገብረመስቀል ተዛሪቦም። እቲ መንእሰይ ናቱ ብዘይኮነ ሓሳብን ካብ ጎኒ ብዝንዛሕ ፕሮፖጋንዳን ‹‹እስካብ... Read more »