ራዕዳዊ ህወሓት ህፃናት ኣብ ኵናት ምስታፉ ዓለምለኻዊ ገበን ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ጁንታ ህወሓት ሰላም ዝደሊ ኣይኮነን፤ ህፃናት እናመልመልካ ናብ ኵናት ክኣትዉ ምግባር ዓለምለኻዊ ገበን እዩ ክብላ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፒ.ኤች.ዲ ካንዲዴት ዝኾና ወይዘሮ መካ ኣደም ተዛሪበን:: ወይዘሮ መካ ኣደም ምስ... Read more »

‹‹ሰራዊትና ብሄራዊ ኣርማናን ዓምዲ ሉኣላውነትናን እዩ›› ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ነበርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 15 ሓምለ 2013 ዓ.ም ኣብ ኣደባባይ መስቀል ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምድጋፍን ንራዕዳዊ ህወሓት ንምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም እዮም፡፡ ኣብ ሰልፊ ተሳተፊቲ ዝኾኑ ነበርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘሞግሱ... Read more »

‹‹ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ››ቐዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፡- ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ብዙሓት ዓውዲታት ሙያ ባህጊን ተውህቦን ከምዝጠልቡ ኣመልኪቶም፡፡ ቐዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ መርበብ ሓበሬታ ገፆም... Read more »

ኣብ ግድብ ህዳሴ መንግስቲ ጠንካራ ዲፕሎማሲ እናሰርሐ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡-መንግስቲ ኢትዮጵያ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ጠንካራ ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ እናሰርሐ ምምፃኡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሪት ፒ.ኤች.ዲ ዝኾነ ወይዘሮ መካ ኣደም ገሊፀን። ወይዘሮ መካ ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ ኣብ ዝገበርኦ... Read more »

ንህፃናት ኣብ ክንዲ ንቤት ትምህርቲ ናብ ኲናት ዝዳጉን ዘሎ ራዕዳዊ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፡- ካብ ትግራይ መቐለ ናብ ዓፋር ብዘይጠንከረ ዓቕሞም ተጓዒዞም እዮም።ናይ ሩባ ማይን ደረቕ ብሽኮትን ጥራሕ እናበልዑ፤ብጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ተገዲዶም/ን/ ዝኣተውዎ ኲናት ብዙሓት ሓውን ሓፍትን ስኢኖም እዮም። ‹‹እቶም ምሩኻት›› ሰገናት/ህፃናት ንብዓት እናሓነቖም... Read more »

”ራዕዳዊ ህወሓት ህፃናት ናብ ኵናት ክስለፉ ብምግባር ዘርኢ ናይ ምፅናት ተግባር እናፈፀመ እዩ‘ ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይለ

ኣዲስ ኣበባ፡- ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ናብ ኵናት ክስለፉ ብምግባር ዘርኢ ናይ ምፅናት ተግባር እናፈፀመ እዩ ክብሉ ሓላፊ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ዴሞክራስያዊ ፓርቲ(ትዴፓ) ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይለ ገሊፆም። ኣይተ ሙሉብርሃን ብፍላይ... Read more »

ኣብ ግድብ ህዳሰ ንዝተረኽበ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ብተሳትፎ ህዝቢ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ግድብ ህዳሰ ብሕብረት ኣፍሪካ ንኽርኣይ ድጋፍ ምሃቡ ስዒቡ ዝተረኸበ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት፤ ብህዝባዊ ተሳትፎ ኣጠናኺሩ ከም ዘቐፅሎ ዋና ዳይሬክተር ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ግድብ ህዳሰ ዶክተር ኣረጋዊ... Read more »

ህወሓት ህፃናት ንኲናት ብምስላፍ ዝፍፅሞ ዘሎ ገበን ተሓታቲ ንክኸውን ትዴፓ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- ህወሓት ህፃናት ንኲናት ብምስላፍ ብዝፍፅሞ ዘሎ ገበን ተሓታቲ ንክኸውን ናይ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ተሻለ ንጉሴ፥ ህፃናት ንኲናት ምስላፍ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ- ተምሳሌት ኢትዮጵያ

ናብ ርሑቕ ከይኸድና ኣባላት ዕቁብን እድርን ንመልከት። ነበርቲ ሓደ ከባቢ ንርኣይ፤ሰራሕተኛታት ትካል፣ስራሕቲ ንግዲ፣ቤት ትምህርትታት ብምርኣይ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ብሄር ብሄረሰባት ከምዝኾነት ምምስካር ይከኣል እዩ። ንዘበናት ተኸኣኢሉን ተኸባቢሩን ከከም ዓቕሙ ኹሉ ዝነብረላ ከተማ... Read more »

ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ካብ ትልሚ ስጋብ ህንፀት ንሃገራት ተፋሰስቲ ንምጉዳእ ዝተጀመረ ከምዘይኮነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እንትህነፅ ጥራሕ እንተይኮነስ ክትለም እንተሎ ጀሚሩ ‘ውን ንሃገራት ተፋሰስቲ ኮነ ተባሂሉ ንምጉዳእ ዝተጀመረ ፕሮጀክት ከምዘይነበረ ገሊፆም። ካብ ዕብደት ኣብዲ ኢሌ ጀሚሩ ክሳብ ጁንታ ህወሓት ኣፀገምቲ ኩነታት... Read more »