‹‹ናይ ሓሳብ ድርቂ ዝወቕዖም ሰባት መደናገሪ መረዳእታ ከውፅኡ ስለዝኽእሉ ዜጋታት ጥንቃቐ ክገብሩ ይግባእ›› ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ

ኣዲስ ኣበባ፡- ናይ ሓሳብ ድርቂ ዝወቕዖም ሰባት መደናገሪ መረዳእታ ሰሪሖም ከውፅኡ ስለዝኽእሉ ዜጋታት ጥንቃቐ ክገብሩ ከምዝግባእ ሓላፊ ዘፈር ህዝብን ዓለምለኸ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ኣፍሊጦም፡፡ ዶክተር ቢቂላ ብፍላይ ንጋዜጣ ኣዲስ... Read more »

ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 19 ኣባላትን ኣመራርሓን ህወሓት ንብረት ተኣጊዱ

ኣባላት ጉጅለ ራዕዳዊ ህወሓት ኣብ ጂቡቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም  ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡-ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 19 ኣባላትን ኣመራርሓን ህወሓት ቀወምቲ ንብረታት እገዳ... Read more »

‹‹ቀንዲ ዘብዒ ሰላም፣ ደሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ትግራይ-ባዕሉ ህዝቢ እዩ›› ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቀንዲ ዘብዒ ሰላም፣ ደሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ህዝቢ እዩ ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብርሃም ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ... Read more »

ተመዛበልቲ ክልል ትግራይ ንምጥያሽ 14 ሰባት ዝርከብዎም ኮሚቴ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፡-ኣብ ትግራይ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ቅድሚ መፃኢ ክረምቲ ንምምላስን ዘላቒ ምጥያሽ ንምግባርን ዝስረሐሉ ኣግባብ ብቐዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ዘተ ተኻይዱ። ኣብ መንጎ ክልል ኣምሓራን... Read more »

‹‹ ከም ኣቦታትና እንተተሓባቢርና ዝኾነ ይኹን ኣካል ኣይደፍረናን ›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- ‹‹ከም ኣቦታትና እንተተሓባቢርና ዝኾነ ይኹን ኣካል ኣይደፍረናን›› ክብሉ ቐዳማይ ሚነስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ ክብሉ ኣምባሳደር... Read more »

‹‹ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኣሜሪካ ተዝፍፀም ነይሩ ኣሜሪካውያን ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ምገበሩ ነይሮም›› ፕሮፌሰር ብሩክ ሃይሉ

ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መከላኸሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ ዓይነት መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሰራዊት ኣሜሪካ ተዝፍፀም ነይሩ፤ ኣሜሪካውያን ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ምገበሩ ነይሮም ክብሉ ኣብ ሰሜን ካሎራይን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኤኤንቲ ሙሁር ፖለቲካል ሳይንስን ጋዜጠኛን... Read more »

‹‹ንኢትዮጵያውያን ዘተኣሳስሩ እሴታት ፍረ ብዘይብሉ ምቁሩቛሳትን ግጉያት ታሪኻትን ተሓሊኾም እዮም›› ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፡- ንኢትዮጵያውያን ዘተኣሳስሩ እሴታትን ዝዳበረ ሓበራዊ ታሪኾምን‹‹ብኣነ ይበልፅ፣ኣነባ››፣ፍረ ብዘይብሉ ምቁሩቓሳትን ብጉጉያት ታሪኽን ስለዝተሓለኸ ንብሄራዊ ምርድዳእን ንስግግር ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ፖለቲካ ፤ፈተና ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣፍሊጠን። ወይዘሮ ሙፈሪሃት ኣብ መድረኽ... Read more »

ፅምብል መበል 30 ዓመት ናፅነት ኤርትራ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፡- ፅምብል በዓል ናፅነት ኤርትራ 16 ግንቦት 2013 ዓ.ም ተኸቢሩ ውዒሉ። ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣፍቲ ፅምብል ተረኺቦም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መደረ ኣስሚዖም። ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ከምዝበልዎ፣ ‹‹ ርዝነትን መኣዛን እዛ... Read more »

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብሙሉእ ዓቕሙ ንምስራሕ ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ ንክኣቱ ፃዕሪ እናተገበረን ምንቅስቓስ ይካየድ ከምዘሎ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ፋብሪካ ኣይተ ሮቤል …. ገሊፆም። ኣይተ ሮቤል ንጋዜጣ ወጋሕታ ከምዝገለፅዎ፣ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ... Read more »

‹‹ኣብ ዘፈር ማይ፣መስኖን ኢነርጂን ወሰንቲ ዓወታት ተረኺቦም እዮም››ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ዘፈር ማይ፣መስኖን ኢነርጂን ወሰንቲ ዓወታት ከምዝተረኸቡ ቐዳማይ ሚኒስቴር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቐዳማይ ሚኒስትር ኣብ መረብ ማሕበራዊ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ፤ኣብ ዘፈር ኢነርጂ ማይን መስኖን ወሰንቲ ዓወታት ተመዝጊቦም... Read more »