ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ.ቢ.ሲ):- ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝሓለፈ ሰኑ ከምዝተጀመረ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ተወካት እቲ ቤት ፅሕፈት ወይዘሪት ገነት መብራህቱ ከምዝገለፀኦ፣ እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ... Read more »

‹‹ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ዜጋታት ምግቢ ናይ ምርካብ መሰሎም ንኽሕለውሎም እቲ ምምሕዳር ግቡኡ ክዋፃእ እዩ››ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ትሑት ብርኪ ዝነበሩ ኹሉ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ምግቢ ምርካብ ናይ ዜግነት መሰሎም ንኽሕለወሎም እቲ ምምሕዳር ግቡኡ ንክዋፃእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ተስፋ ብርሃን ራብዓይ ማእኸል... Read more »

ኣብ ትግራይ 20 ትራክተራት ን6 ወረዳታት ተኸፋፊለን

ዩኒቨርስቲ መቐለ ንሓረስቶት ግራውቶም ብትራክተር ይሓርሰሎም ኣሎ  ኣዲስ ኣበባ፡- ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (USAID) ምስ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ብምትሕብባር ብ41 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 20 ትራክተራት ን6 ወረዳታት ትግራይ ከምዝተኸፋፈላ ማረት... Read more »

ተኽሊ እናተኸልና ሃገርና ክትፅብቕ ምግባር ስራሕ ኹላትና ከምዝኾነ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፡-ንመፃኢ ወለዶ ዝመቸወትን ፅብቕቲ ሃገርን ንምርካብ ሎሚ ተኽሊ ምትኻል ናይ ኹላትና ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ቐደማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ገሊፆም፡፡ ቐዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ሳልሳይ መርሃግብሪ ሓምለዋይ... Read more »

‹‹ሓረስታይ ሓሪሱ ብምምራት ዝበፅሐ ጉድኣት ንከካሓሕስን ካብ ረድኤት ንክወፅእ ተሓሲቡ እናተሰርሐ እዩ›› ኣይተ ብርሃነ ኣርኣያ

መቐለ፡- ሓረስታይ ሓሪሱ ብምምራት ዝበፅሐ ጉድኣት ንከካሓሕስን ካብ ረድኤት ንክወፅእ ተሓሲቡ እናተሰርሐ ከምዝኾ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ኣይተ ብርሃነ ኣርኣያ ገሊፆም፡፡ኣብ ምህርቲ ዘመን ሓደ ነጥቢ... Read more »

ኣብ 2013 በጀት ዓመት 2 ሽሕ 60 ፕሮጀክት ከምዝተመረቑ ተገሊፁ

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 24 ፕሮጀክታት መንገዲ ኣመሪቑ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ 2013ዓ.ም በጀት ዓመት አብ ኣዲስ ኣበባ 2ሽሕ60 ፕሮጀክት ከምዝተዛዘሙ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ... Read more »

‹‹ናይ ሩሑቕን ናይ ቐረባን ታሪኽ ምንጭ ብምዃን እናገልገለ ዝርከብ ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ባዕሉ ዓሻራ እዩ›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- ናይ ብዙሕ ዜናታት ኸምኡ’ውን ናይ ሩሑቕን ቐረባን ታሪኽ ምንጭ ብምዃን እናገልገለ ዝርከብ ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ባዕሉ ዓሻራ (ሓድጊ) ምዃኑ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ አፍሊጦም፡፡ እቲ ትካል ካብ 24 መጋቢት... Read more »

‹‹ኢትዮጵያ ካብ ደገ ንዝመፃ ዝኾነ ዓይነት ፅዕንቶ ናይ ምምካት ልምድን ብቕዓትን ኣለዋ›› ኮሞዶር ዋለፃ ዋቻ ምክትል ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪን ሓላፊ ሎጂስቲክስን ፌዴሪኢ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኢትዮጵያ ካብ ደገ ንዝመፃ ዝኾነ ዓይነት ፅዕንቶን ወረራን ናይ ምምካት ልምድን ብቕዓትን ኣለዋ እዩ ክብሉ ምክትል ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕርን ሓላፊ ሎጂስቲክስን ፌዴሪኢ ኮሞዶር ዋለፃ ዋቻ ገሊፆም። ኮሞዶር ዋለፃ ምስ... Read more »

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሰባት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ምቕራቡ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፡-ፕሮግራም ምግቢ ዓለም (WFP) ኣብ ትግራይ ንልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሰባት ህፁፅ ምግቢ ሓገዝ ከምዘቕረበ ኣፍሊጡ። ፕሮግራም ምግቢ ዓለም (WFP) ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፣ ምክፍፋል ህፁፅ ሓገዝ ካብ ዝጅምር ጀሚሩ ኣብ ወርሒ... Read more »

‹‹ቅድመን ድሕረን መረፃ ስልታዊ ኽትትል ክንገብር ኢና›› ዶክተር ዳንኤል በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ፤ኸይዲ ቅድመን ድሕረን መረፃ ብዝምልከት ስልታዊ ክትትል ክንገብር ኢና ክብሉ ዋና ኮምሽነር ኮምሽን ሰብኣዊ መሰል ዶክተር ዳንኤል በቀለ ኣፍሊጦም። እቲ ኮምሽን ኣብ እዋን መረፃ ተፈፃሚ ክኸውን ዝግበኦ... Read more »