ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ንፓርቲ ብልፅግና ድጋፎም ገሊፆም

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ኣብ ወዳጅነት ኣደባባይ ተረኺቦም ፓርቲ ብልፅግና ወኪሎም ንተወከልቲ ህዝብን ንቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝወዳደሩ ሕፁያት ተወዳደርቲ ተፋሊጦም እዮም፡፡ ኣብቲ... Read more »

ወለንታውያን ተጋሩ መናእሰይ ስልጠና እናተውሃቦም ምውፋር ቐፂሎም ኣለዉ

 መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ክልል ትግራይ ምስ ሚኒስተር ሰላም ብምትሕብባር ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢ ዝተወፃፅኡ ወለንታዊያን መናእሰይ ስልጠና እናሃበ ኣብ ሰብኣዊ ድጋፍን ካልኦት ሓገዛትን እናዋፈረ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን... Read more »

‹‹ብፈተና ኩርዓት’ምበር ፍርሓት ኣይስመዐናን›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- ብፈተና ኩርዓት’ምበር ፍርሓት ኣይስመዐናን ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም:: ቕርኒ ኣፍሪካ ኩርናዕ ኣፍሪካ ምግባር ከምዝክኣል ኣፍሊጦም:: ፕሮጀክት ኣደባባይ መስቀል – ቤት ማዘጋጃ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፈ... Read more »

ብዘፈር ጥዕና ዓበይቲ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ተገሊፁ

ትርሓስ ፍቃዱ መቐለ፡- ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኣብ ክልል ትግራይ ድሕሪ ዝተገበረ ኸይዲ ምኽባር ሕጊ ኣፍቲ ክልል ዓበይቲ ስራሕቲ ካብ መንጎ ዝተሰርሐሎም ሴክተራት እቲ ሓደ ዘፈር ጥዕና ከምዝኾነ ቢሮ ጥዕና... Read more »

ኢትዮጵያ ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ ጭዋዳ ክትከውን እያ ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም

ፕሮጀክት ልምዓት ወሰን ሩባ ኣዌቱ መሪቖም  መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡-ስግኣትና ናይ ኢትዮጵያ ምፍራስ እንተይኮነስ ኢትዮጵያ ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ ጭዋዳ ክትከውን እያ ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ፕሮጀክት ልምዓት ወሰን ሩባ... Read more »

ኣብ ከተማ መቐለ 25 ሺሕ ዓበይቲ ግልጋሎት ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ.ቢ.ሲ)፡- ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ሓደሽቲ መንደራት ንዝርከቡ ልዕሊ 25 ሺሕ ኣባይቲ ኣገልግሎት ዝህብ ሓዱሽ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ብብር 405 ሚሊየን ወፃኢ እናተሳለጠ ምዃኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ቤት ፅሕፈት ክልል... Read more »

ኣብ ልዕሊ 53 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክሲ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- ኣብ ትግራይ ምስ ዝተፈፀመ ቅትለት ሰለማውያን ዜጋታትን ፆታዊ ዓመፅን ብምትሕሓዝ ኣብ ልዕሊ 53 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክሲ ከምዝተመስረተ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ... Read more »

ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ረቂቕ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 561 ቢሊየን ብር ንክኸውን ውሳነ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ኣብ መበል 97 ስሩዕ ኣኼብኡ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 ብር 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ንክኸውን ውሳነ ሂቡ። እቲ ረቂቕ በጀት መፍረያይነት ንምዕባይ ዝሕግዝን ምስ መሪሕ ትልሚ... Read more »

‹‹ተሳትፎ መረፅትን ተመረፅትን ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ስራሕቲ ግንዛበ ተዋሂቡ እዩ›› ወይዘሪት ሓዳስ ኪዱ

ኣዲስ ኣበባ፡ -ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይን መረፅትን ተመረፅትን ንክኾናን ኣብ ፓርቲ 50ሚኢታዊ ንክሽፍና ዓብይ ፃዕሪ ከምዝተገበረ ሓላፊት ቢሮ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሪት ሓዳስ ኪዱ... Read more »

ናይዚ ለውጢ ዋና ዕላማ ቓል ምእታው፣ ምኽባርን ምፍፃምን ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ዋና ዕላማ እቲ ለውጢ ቓል ምእታው፣ ቓልን ምኽባርን ምፍፃምን ከምዝኾነ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም፡፡ ዝተጀመረ ናይ ለውጢ ጉዕዞ ዋና ዕላምኡ ኢትዮጵያ ምስ ባዕላ፣ ባህላ፣ ደቓ፣ ሕብረ ብሄራዊነታ፣ ሃፍቲ... Read more »