‹‹መንግስቲ ዝወሰኖ ኣዋጅ ተኹሲ ጠጠው ምባል ህዝቢ ናይ ፅሞና ግዘ ንኽረክብ ዝገብር እዩ›› ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- ብወገን መንግስቲ እናተወሰደ ዘሎ ናይ ታክቲክ ለውጢን ስምምዕነት ቶኽሲ ጠጠው ምባልን፤ህዝቢ ናይ ፅሞና ግዘ ንኽረክብ ዝገብር ከምዝኾነ ኣቦ ወንበር ፓርቲ ዲሞክራቲክ ትግራይን ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ህዝባዊ... Read more »

‹‹ኣብ ዓፋር እንኳዕ ሰብ ግመል’ውን ነቲ መረፃ ሰላማውነት ተሓባቢሩ እዩ››

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ወርሒ ሰነ ኣብ ዓፋር ሙቐት ዝሕይለሉ ግዜ እዩ። ናይቲ ዕለት ሙቐት 45 ዲግሪ ሴልሺየስ በፂሑ እዩ። ኣብዚ ኸምዚ ሰዓት መብዛሕትኡ ህዝቢ ዓፋር ፅላል ናብ ዘለዎ ቦታ ብምኽያድ ብዕረፍቲ እዩ... Read more »

‹‹ናይዚ መረፃ እዚ ተኣማንነቱ ዝውሰን ብሕብረት ኣውሮፓን ኣሜሪካን ወይካልኦት ሃገራት ብዝብልዎ እንተይኮነስ ንሕና ብንገብሮ እዩ››

 ናይ ሎጂስቲክስ ፀገም ከምዘሎ ኣብ ብዙሕ ቦታታት እንሪኦ ኣለና ኢና። ኮነ ተባሂሉ መረፃ ንምብልሻው ስለ ዝኾነ ከምዚ ዓይነት ፀገማት ትፅቢት ዝግበረሎም እዩ። እቲ ዋና ቑም ነገር ግና ሰብ ብዘይ ምንም ዕንቕፋት መረፃ... Read more »

‹‹ናይ ውላድካ መርዓ እትሪአሉ ዝመስል ድባብ እዩ ዘሎ፤ንዓይ ብጣዕሚ አሐጕሱኒ እዩ›› – ሙኣዘ ጥበባት ዳንኤል ክብረት

ካርድ ምውፃእ ሓደ ከይዲ እዩ፤ ካልኣይን ወሳኒ ነገር ድማ ካርድኻ ተጠቒምካ እትደልዮ ፓርቲ ምምራፅ እዩ። ናይካ ካርዲ ድምር ውፅኢት እዩ መንግስቲ ዝምስርት። ሰለስተ ዓይነት ጉድኣት ከይንጎድእ ክንመርፅ ኣለና። ሐደ ንደቕና ሕማቕ ኣርኣያ... Read more »

‹‹ ኣብዚ ታሪኻዊ መረፃ ተሳታፋይ ምዃን ዕድል እዩ ኢለ እየ ዝኣምን›› -ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ናይ ለብዘን መረፃ ኩልና ከምዝተመልከትናዮ ዲሞክራስያዊ እዩ፤ እቲ ከይዲ ዘሐጉስ እዩ። እዚ ኣብ ኩሉ ጣብያ መረፃ ተመሳሳሊ ምዃኑ ሪፖርት ሰሚዕና ኢና። ሃገርና ዓብዪ ተስፋ ዘለዋ ምዃና ኣብዚ መረፃ እዚ ብዝግባእ ምርኣይ ይካኣል... Read more »

መረፃ 2013 – ኣብ በሻሻ

 ኣይተ ኣሰፋ ኣባቡልጉ ይባሃሉ ናይ ኣካል ጉድኣተኛ እዮም፡፡ እዞም ናይ 57 ዓመት ኣቦ ብክራንች ተደጊፎም እዮም ናብ በሻሻ መረፃ ጣብያ መፂኦም፡፡ ብስራሕ ምኽንያት ን25 መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተፀንሑ’ውን ናይ መረፃ ካርዶም... Read more »

ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊን ተኣማኒን ከምዝኾነ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፁ –

ኢትዮጵያ ዘካየደቶ መረፃ ዝተረጋገዐን ሰለማዊ ድባብ ዝተላበሰን እዩ ተባሂሉ  ኣዲስ ኣበባ፡- ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ቅድመን ኣብ መረፃ ዕለት ዝነበረ ኩነታት እቲ መረፃ በስርዓት ዝተኻየደ፣ሰላማዊን ተኣማኒን ከምዝኾነ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፁ፡፡ጉጅለ... Read more »

‹‹ኢትዮጵያውያን ክንተሓባበር ከለና ንዓለም ሓድሽ ታሪኽ ምስራሕ ከምንኽእል ብመረፃ ኣርኢና ኢና›› – ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ

 ኣዲስ ኣበባ፡- ኢትዮጵያውያን ሓደ እንትንኾን ፣ ክንተሓባባር፣ ክንከባበርን ክንደማመፅን ከለና ንዓለም ሓድሽ ታሪኽ ከምንሰርሕ ኣብ መዓልቲ መረፃ ክነርኢ ክኢልና ኢና። እዚ ተግባር ኣብ ሓምለዋይ ሓድጊ (ዓሻራ) ብምድጋም ኢትዮጵያ ምኽዳን ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ... Read more »

‹‹ከይዲ እቲ መረፃ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲያዊ ስርዓት እናሃነፀት ከምዝኾነት መርኣያ እዩ›› – ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ፡-6ይ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ እትደልዮ ከም ህዝቢ ድማ እንደልዮ ዴሞክራሲያዊ ስርዓት እናሃነፅና ከምዝኾና መርኣያ እዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ኣፍሊጦም።... Read more »

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 600 ሽሕ ተምሃሮ ኣብ መርሃ ግብሪ ምገባ ቤት ትምህርቲ ተኻቲቶም እዮም

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ 260 ቤት ትምህርቲ መንግስቲ ዝመሃሩ ልዕሊ 600 ሽሕ ተምሃሮ ብመንግስቲ ወፃኢ ኣብ ቤት ትምህርቲ ናይ ምምጋብ መርሃ ግብሪ ክካተቱ ከምዝተገበረ ናይቲ ምምሕዳር ከተማ ቢሮ... Read more »