ቦርዲ መረፃ ናብቲ ማእኸል ዝበፅሑ ውፅኢት መረፃ ክልል ዕላዊ ምግባር ጀሚሩ

ካብ 942 ውፅኢት መረፃ ሰነዳት 618 ናብ ማእኸል በፂሖም እዮም  መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ብሄራዊ ቦርዲ መረፃ ኢትዮጵያ ናብቲ ማእኸል ዝበፅሑ ውፅኢት ክልል መረፃ ሰነዳት ዕላዊ ምግባር ከምዝጀመረ ናይቲ ቦርድ ኣካቢት ወይዘሪት... Read more »

ንዝኽሪ ጀነራል ሰዓረ መኮንንን ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳን ዝተሃነፁ ሓወልቲ ኣብ ቀረባ እዋን ክምረቑ እዮም

ኣዲስ ኣበባ(ኤፍ ቢሲ) ፡- ነበር ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ውግእ ፌዴሪኢ ጀነራል ሰዓረ መኮንንን ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳን ዝተሃነፁ ሓወልቲታት ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝምረቑ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ... Read more »

‹‹ትግራይ! ናይ ቁርፂ መዓልቲ ህይወት ኣድሐንቲ ደቃ ንመከራ ነጋዶታት ኣይትግብርን!›› ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ልዕሊ መናእሰይ ትግራይ ዘነፃፀረን መናእሰይ ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ዝገብርዎ አወንታዊ ተሳትፎ ንምሽቑራር ዝተዘርግሑ በትሪታት ጥፍኣት ምስ ኣካላት ፀጥታን ደሕንነትን ብዝተዋደደ ስጉምቲ ክነኽሽሞም ኢና ክብል ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።... Read more »

‹‹ሩሲያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታዊነት ኣይትድግፍን›› ሰርጌ ላቭሮቭ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሩሲያ

ትርሓስ ፍቃዱ  ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ጉዳያት ዝግበር ዝኾነ ኢድ ኣእታዊነት ሩስያ ከምዘይትድግፍ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣፍሊጦም፡፡ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ብሓላፍነት ዝወሰዶም ስጉምቲታትን ዝሰርሖም ናይ ሰብኣዊ ሓገዝ ተግባራት... Read more »

መንግስቲ ፌዴራል በይናዊ ኩናት ጠጠው ናይ ምባል ሕቶ ብኣወንታ ምቕባሉ ዝድነቕ እዩ ተባሂሉ

መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- መንግስቲ ፌዴራል ኣብ መንጎ ሓይሊ ጥፍኣት ህወሓትን ማእኸላይ መንግስትን ዘሎ ኵናት ጠጠው ንኽብል ኣመልኪቱ ብግዝዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝቐረበ ሕቶ ብኣወንታ ምቕባሉ ዝድነቕ እዩ ክብሉ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ትግራይ... Read more »

‹‹ብዛዕባ መረፃ ዝሰብኩ መንግስታት ዓለም ዋና መዐቀኒኦም ሰላምን ብልፅግናን ኣፍሪካውያን ኣይኮነን›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

 መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ብዛዕባ መረፃ ብሰፊሑ ዝዛረቡን ዝሰብኩን መንግስታት ዓለም ቐንዲ መዐቀኒኦም ልምዓት፣ ሰላም፣ ብልፅግናን ዲሞክራስን ኣፍሪካውያን ከምዘይኮነ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። መዐቀኒኦም ንሶም ብዝደልይዎ መገዲ ንዕኦም ዝተመቻቸና ከንኸውን... Read more »

‹‹መንግስቲ ጥምየት ከም ፖለቲካ መሳርሒ ይጥቀመሉ እዩ ዝብል ግልፂ ፕሮፖጋንዳ እዩ›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- መንግስቲ ጥምየት ከም ፖለቲካ መሳርሒ ይጥቀመሉ እዩ ዝብል ግልፂ ፕሮፖጋንዳ እዩ ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ምስ ፋና ብሮድካስት ኮርፖሬት ኣብ ዝገበርዎ ቃለ መሕትት... Read more »

‹‹ኣዲስ ኣበባ ከም ሽማ ሓዳሽን ናይ ወለንታውያን ከተማ ንምግባር እናተሰርሐ እዩ›› ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣዲስ ኣበባ ከም ሽማ ሓዳሽን ናይ ወለንታዊን ከተማ ንምግባር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ኣፍሊጠን።ኣብ ክረምቲ ግልጋሎት ወለንታውነት ልዕሊ 2.8 ወለንታውያን ከምዝሰተፉ ኣመልኪተን።  ወይዘሮ ኣዳነች... Read more »

በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኢትዮጵያ ንዘጋጥማ ስግኣት ወፃኢ ንክትዳሎን ሰብኣውነት ዘለዎ ፖለቲካዊ ውሳነን ምዃኑ ተገሊፁ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ክልል ትግራይ ብተናፀል ተኹሲ ጠጠው ንክብል ውሳነ ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ዓብይ ናይ ወፃኢ ስግኣት ምድላው ከምዘለዋ ተሓሲቡ ከምዝኾነ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ዋና መተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት... Read more »

በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ንረብሓ ህዝቢ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፡- ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሰብኣዊነት መሰረት ዝገበረን ተወሳኺ ጉድኣት ብዘየስዕብ መልክዑ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንመንግስቲ ፌዴራል ከምዝሓተተ ኣፍሊጡ። እቲ ውሳነ ንረብሓ ህዝቢ ምዃኑ ተገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ... Read more »