ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ፖለቲካዊ ፅዕንቶን ሓደገኛ ዝኾነ ፅዕንቶ ስጉምቲ ተቐባልነት የብሉን

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ፖለቲካዊ ፅዕቶን ሓደገኛ ዝኾነ ፅዕንቶ ስጉምትታት ተቐባልነት ዘይብሎምን ካብ ዓለምለኸ ሕግታት ወፃኢ ከምዝኾኑ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ካብ ልክዕ... Read more »

ንልምዓት ተፋሰስን ሓለዋ ኸባቢን ሰፊሕ ስራሕቲ ክስራሕ ኣለዎ ተባሂሉ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ቢሾፍቱ፡- ልምዓት ተፋሰስን ሓለዋ ኸባቢን ናብራ ሕብረተሰብ ካብ ምቕያር ኣንፃር ጠንካራ ዝኾነ ሃፍቲ ተፈጥሮ ሕብረተሰብን ምውሃድ ስራሕ ክስራሕ ኣለዎ ተባሂሉ፡፡ ልምዓት ተፋሰስን ሓለዋ ኸባቢን ንረብሓ ስራሕ ግድብ ህዳሴ ዋና ዕላማ... Read more »

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንበጀት ዓመት 2014 ብር 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ኣፅዲቑ

 መሠረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ ፡- ቐዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብተረኸቡሉ ኣብ ተኻየደ መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንበጀት ዓመት 2014 ብር... Read more »

ካብ ቤት ማዘጋጃ ስጋብ ኣደባባይ መስቀል ዘሎ መንገዲ ኩል ግዜ ሰንበት ካብ ተሸከርካሪ ናፃ ከምዝኾን ተገሊፁ

መሠረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡-ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቐ ካብ ቤት ማዘጋጃ ስጋብ መስቀል ኣደባባይ ዘሎ መንገዲ ኩል ግዜ ሰንበት ንፍርቂ መዓልቲ ካብ ተሸከርካሪ ናፃ ከምዝኾን ተገሊፁ፡፡ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ... Read more »

ስነ ስርዓት ቐብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ተፈፂሙ

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ኣበበች ዝጀመርኦ ሰናይ ተግባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ  ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡-ዶክተር ኣበበች ጎበና ዝጀመርኦ ፅቡቕ ስራሕ ከምዘቐፅል ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣፍሊጠን፡፡ ኣብ... Read more »

ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባር ንከውግዝ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓቲቱ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ ፡-ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባር ንከውግዝ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓቲቱ።ፌዴራል መንግስቲ በይናዊ ተዂሲ ጠጠው ንክብል ውሳነ ንክመሓላለፍ ሕቶ ዝቐረበ ህይወት ዜጋታት ካብ ሓደጋ... Read more »

ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ናብ ሰላም ናይ ምምፃእ ባህሪ ከምዘይብሉ ተገሊፁ

መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ናብ ሰላም ናይ ምምፃእ ባህሪ ከምዘይብሉ መስራቲ ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ መምህር መኮነን ዘለለው ገሊፆም:: መምህር መኮነን ብፍላይ ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ ኣብዝገበርዎ ፃኒሕት ከምዝገለፅዎ፣ መንግስቲ... Read more »

‹‹ጉጅለ ህወሓት ምስ ሓይሊ ለውጢ ተሳንዩ ብዘይ ምኻዱ ንህዝቢ ትግራይ ሒዝዎ ዝመፀ መከራን ፀገምን ብዙሕ እዩ›› ኣይተ ባርያጋብር ኣባይ

 መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ምስ ሓይሊ ለውጢ ተሳንዩ ብዘይምኻዱ ንህዝቢ ትግራይ ሒዝዎ ዝመፀ መከራን ፀገምን ብዙሕ ምዃኑ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ኣይተ ባርያጋብር... Read more »

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ትግራይ ምውፃእ ዝተጀመረ ቕድሚ ሓደ ወርሒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ትግራይ ምውፃእ ዝተጀመረ ቕድሚ ሓደ ወርሒ ከምዝኾነ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ እቶም ቐዳማይ ሚኒስትር ኣብ ወድዓዊ ኹነታት ኣመልኪቶም ብኣባላት ቤት ምኽሪ ንዝቐረበሎም... Read more »

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዘትረፎም ሰኸፈታት ወለድን ተምሃሮን

ትርሓስ ፍቃዱ ተዘክሮታት ጥራሕ ኸብዲ … ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ኣቧሬ ኣብ ዝሩያ ምላሽ ቤተ መንግስቲ ዝርከቡ፤ ወግሐ ፀብሐ ብተዘክሮ የስቆንቁኑ።ናብራ መብዛሕትኦም ካብ ኢድ ናብ ኣፍ ዝዓይነቱ እዩ።ካብዘን ገዛውቲ ዝወፁ ህፃውንቲ እኽሊ... Read more »