‹‹ኩለመዳዊ ብልፅግና ንምርግጋፅ ቅድሚ ኩሉ ሓድነት ህዝቢታት ኣብ ምጥንኻር መንግስቲ ቆላሕታ ሂቡ ክሰርሕ ይግባእ›› ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ሕዚ ስዒሩ ዝኒሀ ፓርቲ ኩለመዳዊ ብልፅግና ንምርግጋፅ ቅድሚ ኩሉ ሓድነት ህዝቢታት ወሳኒ ብምዃኑ ቆላሕታ ሂቡ ክሰርሕ ይግባእ ክብሉ ኣቦ ወንበር ትግራይ ዲሞክራቲክ ፓርቲን ዋና ዳይሬክተር መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት... Read more »

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ ንክበፅሕ ናይ ምሕጋዝ’ምበር ናይ ምትዕንቓፍ ድልየት ከምዘይብሉ ገሊፁ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንክበፅሖም ሓገዝ ክህብ፤ይተሓባባር’ምበር ናይ ምትዕንቓፍ ድሌት ከምዘይብሉ ገሊፁ። መግለፂ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ፀሪሑ ኣምሓራ ሚድያ... Read more »

‹‹ህዝቢ ትግራይ ኸዚ ንዘጋጠሞ ፀገም ተሓታቲ ግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ከምዝኾነ ክግንዘብ ኣለዎ›› ሌተናል ኮሎኔል ፍስሃ በርሀ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ ፡- ህዝቢ ትግራይ ኸዚ ንዘጋጠሞ ፀገማት ኹሉ ዋና ተሓታቲ እቲ ክልል ኾነ ሃገር እናመሓደረ ዝነበረ ግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ከምዝኾነ ክግንዘብ ከምዝግባእ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዋና ዳይሬክተር... Read more »

‹‹ንህዝቢ ትግራይ ዘለና ሓሳብ ፣ንማሕበረሰብ ዓለም ዘለና ቦታን ንመወዳእታ ግዜ ኣርኢና ኢና ›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ንህዝቢ ትግራይ ዘለና ሓሳብ፤ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘለና ቦታን ንመወዳታ ግዜ ኣርኢና ኢና ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም።  ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣... Read more »

‹‹ጁንታ ህወሓት በይናዊ ተኲሲ ጠጠው ምባል ዘይተቐበሎ ብዘይ ጎንፂን ቅርሕንትን ምንባር ስለዘይኽእል እዩ›› ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዋና መተሓባበሪ ህንፀት ሰራዊት ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ

መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ጁንታ ህወሓት ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተወሰነ በይናዊ ተኲሲ ጠጠው ምባል ዘይተቐበለሉ መሰረታዊ ባህሪይ ካብ ጎንፂ፣ፀገምን ቅርሕንትን ወፃኢ ምንባር ስለዘይኽእል እዩ ክብሉ ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም፡፡ ኣብ ከባቢ ራያ... Read more »

‹‹ራዕዳዊ ህወሓት ንሰብኣውነትን ንኽብሪ ሃገርን ከይተገደሰ ሎሚ’ውን ታሪኻዊ ጌጋ ይፍፅም ኣሎ›› ዶክተር ደቻሳ ኣበበ

ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- ራዕዳዊ ህወሓት ንሰብኣውነትን ንኽብሪ ሃገርን ቦታ ከይሃበ ሎሚ ‘ውን ከም ትማሊ ጥምየት ዋና ስልቲ መቃለሲኡ ምግባሩ ታሪኻዊ ጌጋ ከም ዝኾነ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ መምህር ታሪኽን ተመራማርን ዶክተር... Read more »

ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ሓፂር እዋን ዝተዛዘመን ሽቱኡዝወቕዐ ከምዝነበረ ተገሊፁ

 መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ መሊስካ ህንፀት ሓገዝ ንኽገብር መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቐዳማይ ሚኒስትርን ደመቀ መኮንን መንግስቲ ዝወሰዶ በይናዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ... Read more »

ኢትዮጵያ ብሰላምን ምትሕብባርን ምልማዕ ከምትደሊ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ገሊፆም

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ኢትዮጵያ ብሰላምን ምትሕብባርን ምልማዕ ትደሊ ኢያ ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ኢትዮጵያ ዝፈትሕ፣ ስግኣት ሱዳንን ግብፅን ዝቕንስ ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቐዳማይ ሚኒስትር መበል... Read more »

‹‹ግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ልዕሊ 40 ዓመት እንትፈልጦ ብሓሳብ ምስዓርን ዴሞክራሲ ንምስፋን ፈፂሙ ኣይደልን›› ዶክተር ዲማ ነግዎ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ካብ ቃልሲ ወፃኢ ብሓሳብ ምስዓርን ዴሞክራሲ ምስፋንን ብፍፁም ከምዘይደሊ ፖለቲከኛ ዶክተር ዲማ ነግዎ ኣፍሊጦም:: ዶክተር ዲማ ምስ ኣዲስ ዘመን ኣብ ዝገበረዎ ቃለ መሕተት ፤ግብረ ራዕዳዊ... Read more »

‹‹ግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ንህዝቢ ራያ እናጨፍጨፈ እዩ›› መምህር እያሱ በርሀ ቸኮል ኣባል ማእኸላይ ኮምቴ ራዴፓ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡-ኣባላት ግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ኣብ ህዝቢ ራያ ጨፍጫፋ እናካየዱ ከምዝኾነ ኣባል ማእኸላይ ኮምቴ ራያ ዴሞክራሲ ፓርቲ/ራዴፓ/ መምህር እያሱ በርሀ ቸኮል ኣፍሊጦም:: መንግስቲ ንፁሃን ካብዚ ኩነታት ንከውፅኦም ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ መምህር... Read more »