‹‹ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ፍትሓዊ ድርድር መዕለቢ ንኽረክብ ድልውቲ ኢያ›› ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ

 ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡-ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ናብ ሕብረት ኣፍሪካ ክምለስ ንዝገበሩ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስጋና ኣቕሪቦም። ኢትዮጵያ ብመሪሕነት... Read more »

‹‹ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣመልኪቱ ዘመሓላለፎ ውሳነ እናተካየደ ኣብ ዘሎ ከይዲ ምፅራይ ኢድ ምእታው ኢዩ›› ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

 ኣዲስ ኣበባ(ኤፍቢሲ)፡-ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣመልኪቱ ዘመሓላለፎ ውሳነ እናተካየደ ኣብ ዘሎ ከይዲ ምፅራይ ኢድ ምእታዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።ኣብ ትግራይ ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣመልኪቱ ዘመሓላለፎ ውሳነ... Read more »

6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ዘንበረ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ(ኤፍ ቢ ሲ)፡-6ይ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ተዓዋትነት ኢትዮጵያ ዘረጋገፀ ኣብ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ዘንበረ ከምዝኾነ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። ፓርቲ ብልፅግና 3 ሓምለ 2013 ዓ.ም ዝተገለፀ ቐዳማይ ብርኪ ውፅኢት... Read more »

ናብ ትግራይ ዝኣትዋን ዝወፅኣን ኣውሮፕላናት ፈለማ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክዓርፋ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ):- መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ዝኣትዋን ካብ ትግራይ ናብ ወፃኢ ይኹን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝግበሩ ኩሎም በረራታት ፈለማ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክዓርፋ ከምዝግባእ እዋናዊ መፃረዪ ኩነታት ገሊፁ።... Read more »

‹‹ግብፂ ንባዕላ ክትብል ካብ ዝመፀትሉ ኣነ ጥራሕ እናተጠቀምኩ ክቕፅል ዝብል ኣተሓሳብኣ ክትወፅእ ይግባእ›› ኣይተ እምሩ ታምራት

ኣዲስ ኣበባ፡- ግብፂ ንባዕላ ክትብል ንዘመናት ዝፀንሐትሉ ኹሉግዜ ኣነ ጥራሕ እናተጠቐምኩ ክቕፅል ዝብል ኣተሓሳስባ ተዘይወፂኣ ድርድር ናብ ኣፍሪካ ሕብረት እንተመፀ ‘ውን ኸዚ መገዳ ቀይራ ፅዕንቶ ንምፍጣር ምፍታና ዘይተርፍ ብምዃኑ ኣብ ኣጠቃቅማ ሩባ... Read more »

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፡- ሰብኣዊ ሓገዝ ሒዘን ናብ ትግራይ እናተጓዓዛ ዝነበራ ተሽከርከርቲ ናብ ከተማ መቐለ ከምዝኣተዋ ፡- ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ከምዝገለፆ፣ ኣብ ትግራይ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ... Read more »

ሰብ ሃፍቲ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ):- ሰብ ሃፍቲ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘተኣኻኸብዎ ደገፍ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቦም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስዋእቲ ብምኽፋል ንህልውና ሃገር ነዝዋደቕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር... Read more »

‹‹ኢዜማ ካብ ስልጣን ንላዕሊ ንሃገርን ህዝቢ ሰላምን ቐዳምነት ይህብ›› ኣይተ የሺዋስ ኣሰፋ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ናይ ኢትዮጵያ ዜጋታት ማሕበራዊ ፍትሒ(ኢዜማ) ካብ ስልጣን ንላዕሊ ንሃገር ሰላም ቐዳምነት ከምዝህብ ናይቲ ፓርቲ ኣቦ ወንበር ኣይተ የሺዋስ ኣሰፋ ኣፍሊጦም። ናይቲ ፓርቲ ኣቦ ወንበር እዚ ዝበሉ ኣብ ዞባ... Read more »

ገዛእን ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ከም ፀላኢ ዝረኣአይሉ ግዜ ምሕላፉ ተገሊፁ

መኣርግ ገ/ሄር  ኣዲስ ኣበባ፡- ገዛኢ ተናሕናሕቲ ፓርቲታት ከም ፀላኢ ዝረኣአይሉ ግዜ ሓሊፉ ብሓሳብ ዝናሕንሕሉን ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ብሓባር ዝሰርሕሉ ሓዱሽ ናይ ፖለቲካ ምዕራፍ ተኸፊቱ እዩ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ... Read more »

ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ፡-ውፅኢት ኣብ 14 ሰነ 2013 ዝተኻየደ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ክልልን ዕላዊ ተገይሩ። ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ቐዳም ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ውፂኢት ፓርቲ ብልፅግና 410፣ ኣብን... Read more »