ንኣዝመራ ቀውዒ 11 ሚሊዮን ሄክታር መሬት ከምተሓረሰ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ

ኣብ ሓምለዋይ ሓድጊ 4ነጥቢ 9 ቢልዮን ተኽልታት ከምዝፀደቑ ተገሊፁ ኣዲስ ኣበባ፡- ክሳብ ሕዚ ክልል ትግራይ ሓዊሱ ኣብ መላእ እታ ሃገር ካብ ዝተሓረሰ 11 ሚልዮን ሄክታር መሬት ውሽጢ 1ነጥቢ4 ሚልዮን ሄክታር ብትራክተር ከምተሓረሰ... Read more »

‹‹ረድኤት ብዝግባእ መገዲ ናብ ህዝቢ ብዘይምብፅሑ ንዝኽሰት ሰብኣዊ ቕልውላው ሓላፍነት ዝወስድ ጉጅለ ጁንታ እዩ›› ኣይተ ምትኩ ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፡- ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ብወገን ዓፋር ናብ ክልል ትግራይ እኽሊ ረድኤት ፅዒነን እናተጉዓዛ ንዝነበራ ኸበድቲ ተሸከርከርቲ ከይንቀሳቐሳ ራዕዳዊ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ናይ ረድኤት መስመር ንኽዕፆ ብምግባሩ ንዝኽሰት ሰብኣዊ ቕልውላው ሙሉእ ንሙሉእ ሓላፍነቱ... Read more »

ንጁንታ ህወሓት ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ሎግያን ሑመራን ተኻይዱ

 ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ):- ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ዝኸፈቶ ኩናት ከምዝቃወሙ ኣብ ሎግያ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም። ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ፀረ ኢትዮጵያን ንህዝቢ ትግራይ ዘይውክልን ውድብ ኢዩ... Read more »

‹‹ሕማቕ ባህሊ ናብ ፅቡቕ ምቕያር የድሊ›› ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፡- ሕማቕ ባህሊ ናብ ፅቡቕ ብምቕያር ዘድልዩናን ፅቡቓት ባህልታትና ንክጉልብቱ ምግባር ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ጠቕላሊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣፍሊጦም፡፡ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ መበል... Read more »

‹‹እቲ ጁንታ መሊሱ ከይቦቅል ኾይኑ ኽንቀል እዩ›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- ግብረ ራዕዳዊ ጁንታ ህወሓት ብርግፀኝነት መሊሱ ከይቦቅል ኾይኑ ከምዝንቀል ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም፡፡ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ፣ ዝገጠምናዮ ፀላኢ ነቀርሳ... Read more »

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ናብ ናይ መወዳእታ ዕላማ ዝወስድ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- 12 ሓምለ 2013 ዓ.ም ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ተሳላሲሉ ማይ ብልዕሊ እቲ ግድብ ምፍሳሱ ናይቲ ግድብ ፍፃመ ናብ ናይ መወዳእታ ናይ ስራሕ ምዕራፍ ዘሰጋግር ምዃኑ ዋና ስራሕ መካየዲ... Read more »

ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ2013 በጀት ዓመት 56.5 ቢልዮን ብር ምርካቡ ኣፍሊጡ

መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ኢትዮ- ቴሌኮም ኩባንያ ኣብ 2013 ዓመት በጀት ሓፈሻዊ ብር 56.5 ቢልዮን እቶት ብምርካብ 101ነጥቢ7 ሚኢታዊ ትልሙ ከምዘሳኸዐ ተገሊፁ።ኣብ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ቴሌኮም ከመይ ክረክብ ከምዝኽእል እቲ ኩባንያ ምስ... Read more »

‹‹ኣብ ቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመት ብኣርባዕቲኡ ኹርናዕ ማእኸል ጠጠው ኢልና ንሃገርና ብልፅግና መገዲ ፀረግቲ ክንኾን ኢና›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

 መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመታት ብዙርያና ዘለዉን ብልፅግና ብዝቀላጠፈሎም ኣረባዕተ ኹርናዕ ማእኽል ጠጠው ኢልና ንሃርና ኩለንተናዊ ብልፅግና መገዲ ፀረግቲ ክንኾን ኢና ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣህመድ ኣፍሊጦም። ቐዳማይ... Read more »

ራዕዳዊ ህወሓት ኣብ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ምቕታሉ ኤርትራ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፡- ራዕዳዊ ህወሓት ኣብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ሕነ ምፍዳይ ስጉምቲ እናወሰደ ምዃኑ ሚኒስቴር ዜና ኤርትራ ገሊፁ። ሚኒስትር ዜና ኤርትራ ኣይተ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ቲወተር ገፆም ከምዝገለፅዎ፣ራዕዳዊ ህወሓት ኣብ ስደተኛታት ኤርትራ ናይ... Read more »

ልዕሊ 500 ሺሕ ስድራ ቤት ስፖርት ተሳተፍቲ ዝኾኑሉ መርሃግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምታዊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ(ኤፍ ቢ ሲ):- ‹‹ኣገልግሎት ወለንታ ብሓምለዋይ ሓድጊ ዝዓምበበት፣ ብሰብኣዊነት ዝተሃነፀት ኣዲስ ኣበባ ክንሃንፅ ኢና›› ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምታዊ ኣዋርሕ ብዕሊ ተጀሚ ሩ። እቲ ንዝቕፅሉ ሰለስተ... Read more »