ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- መንግስቲ ሱዳን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝርከበሉ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ይግበአኒ ኢዩ ምባላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኮኒኑ። ውሃቢ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእቲ ግምባር ፈጢሮም ዝተበገሱላ ሃገር ብምዃና ነታ ሃገር ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል... Read more »
ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ.ቢ.ሲ )፡- ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ብምጥያሽ ሓገዝ ብቕርበት ናብ ወረዳታት ንኽበፅሕ እናተገበረ ምዃኑ ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ቻታም ሀውስ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ መንእሰይ ትግራይ ጠጠው ኢሉ ክሓስብ ኣለዎ ክብሉ መተሓባበሪ ኮማንድ ፖስት ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ዮውሃንስ ገብረመስቀል ተዛሪቦም። እቲ መንእሰይ ናቱ ብዘይኮነ ሓሳብን ካብ ጎኒ ብዝንዛሕ ፕሮፖጋንዳን ‹‹እስካብ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ:- ኣብ ወርሒ ጉንበት ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ንኢትዮጵያ ከገልግል ኢየ ዝብል ማዕረ መሰል ዝረኽበሉ መረፃ ንክኾን ከምዝደልዩ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቐዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፣... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)ን ሸኔን ፈጠርቲ ግብረ ራዕዲ ኢልካ ምስያም ትኽክለኛን ‹‹ንባዴላ ባዴላ›› ምባል እዩ ክብሉ ኣቦ ወንበር ትግራይ ዲሞክራስያዊ ፓርቲ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ኣመልኪቶም። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት “ህዝባዊ ወያነ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝሓለፈ ቐዳም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ራዕዳዊነት ንኽስየሙ ውሳነ ሓሳብ ኣቕሪቡ። ንቲ ውሳነ ሓሳብ ኣመልኪቱ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- ሱዳንን ግብፅን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘሕድረኦ ዘለዋ ፅዕንቶ ንምምካት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ስምምዕ ክትገብር ኣለዋ ክብላ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሪት ፒኤችዲ ዝኾና ወይዘሮ መካ ኣደም ተዛሪበን፡፡ ወይዘሮ መካ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- እዚ ትውልዲ እዚ ሓድነቱ ኣስጢሙ ታሪኽ ሃገሩ ክሕሉ ይግበኦ ክብሉ ፕረዚዳንት ማሕበር ሓርበኛታት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ስለሺ ገሊፆም፡፡ናይ ሕዚ ወለዶ ንሃገር ከቐድም ከምዝግባኦ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ... Read more »
ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ ኣዲስ ኣበባ(ኤፍ ቢ ሲ)፡-መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቕልጡፍ መመርመሪ መሳርሒታት ዝተወደበ ማእኸል ኮቪድ-19 ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከፊቱ።ልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ... Read more »