ሓድጊ ሰማንያ ዓመት

ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ቅድሚ ሰማንያ ዓመታት 30 ጉንበት 1933 ዓ.ም ፈላመይቲ ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ብቋንቋ ኣምሓርኛ ብምሕታም ጀሚሩ። በዚ’ውን ኣብ ዘበናዊ ታሪኽ ሕትመት ሚድያ ናይ ባዕሉ ሓድጊ(ዓሻራ) እናቐመጠ ዝመፅአ እንትኾን ኣብዚ ሐዚ... Read more »

ህዝቢ ትግራይ ንሰላም፣ንድሕንነቱን ህልውንኡን ዋርድያ ክኸውን ይግባእ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን መንግስቲ ፌደራልን ኣብ ትግራይ ውሑስ ሰላም ንክህሉ፣ሰብኣዊ ሓገዛት ኣብ እዋኑ ንክበፅሑ፣ንሓረስታይ ብእዋኑ ኽረምቲ ከይኣተወ ንክሓርስ፣ ዘመናዊ ድኹዒን ምሩፅ ዘርኢ ንክባፃሕ እናሰርሑ እዮም፡ ፡ ኣብ ዳግም ህንፀት ትግራይ’ውን ትኹረት ገይሮም... Read more »

ውሳነ ኣሜሪካ ምሕዝነትን ርክብ ኢትዮ-ኣሜሪካ ዝጎድእ እዩ

ኣብ ሕውነት፣ ምክብባርን ምትሕብባርን ዝተመስረተ ምሕዝነትን ርክብ ኢትዮ-ኣሜሪካ ነዊሕ ዘመናት ዘቑፀረን ታሪኻዊን እዩ። ክልቲአን ሃገራት ኣብ ልምዓት፣ኣብ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ራዕዳውነት ኣብ ምውጋእን ዘለዎን ርክብ ስጋብ ሐዚ ንብዙሓት ኣብነት ዝኾነ እዩ።... Read more »

ዘይሕረስ መሬት ክህሉ የብሉን

 ሃገርና ብዕዳጋ ዝምራሕ ልምዓት ሕርሻ ኣጠናኺርካ ንምትግባር ንኽሕግዝ ብዝብል ዕዳጋ ተኮር ኩታ ገጠም ልምዓት ሕርሻ ኣብ 3 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሄክታር ኣብ ኣርባዕተ ክልላት 10 ዓይነታት ኣዝርእቲ እናተኻየደ ትርከብ። ካብ ዝተሓተ ክሳብ... Read more »

ህዝባዊ ሰላምን ምርድዳእን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅ ንዝቐረበ ፃውዒት ኣወንታዊ ምላሽ ምሃብ ይግባእ

ህዝቢ ትግራይ ንዴሞክራሲን ንምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን ዝተቓለሰ ህዝቢ እዩ።ንዚ’ውን ኣብ 17 ዓመታት ብረታዊ ቓልሲ ልዕሊ 60ሺ መላምል ደቁ ሰዊኡ፣ልዕሊ 100ሺውን ኣካል ጉዳኣት ኮይኖም።ኮይኑ ግና ክንዲቲ ዝተቓለሶ፣ክንዲቲ ዝተሰውኦን ኣካሉ ዝጎዶሎን ተረባሒ ኣይኮነን።ምኽንያቱ ድማ... Read more »

‹‹ንባዴላ ባዴላ›› ኢልካ ምቅላስ ግድን እዩ

ውድባት ህወሓትን ሸኔን ብግብረ ራዕዲ ክፍረጁ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ውሳነ ሓሳብ ምቕራቡ ይፍለጥ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ናብዚ ውሳነ ዘብፅሖ ህወሓት ሸኔን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብተደጋጋሚ ጥቕዓት ይፍፅሙ ስለዘለውን ነዚ ድማ ሓላፍነት... Read more »

ንዕውት መረፃ ሰላም ወሳኒ እዩ

ኣብ ኢትዮጵያ ንብዙሓት ዓመታት ዝነበሩ መንግስታዊ ስርዓታት ሕቶታት ህዝቢ ብግቡእ ዝመለሱን፣ፀገማት ብባህሊ ዴሞክራሲ ዝፈትሑን ኣይነበሩን።ካብ ዘበነ ሃፄይ ሃይለስላሴ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት መረፃታት ዝተኻየዱ’ኳ እንተነበሩ ሕቶታት ህዝቢ ዝመለሱ ግና ኣይነበሩን።ንዚ መርኣያ ዝኸውን... Read more »

ንሓረስታይን ሕርሻ ትግራይን ንሓግዝ

መንግስቲ ፌደራልን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ዳግም ህንፀት ትግራይ ትኹረት ገይሮም እናሰርሑ እዮም።ይኹን’ምበር ምስቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ሰፊሕ ፀገም መንግስቲ በይኑ ዘይኮነስ መንግስታዊ ዘይኮኑ ትካላት፣ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ፣ ብፍላይ ኣብ ዓድን ኣብ ወፃእን... Read more »

ዋሕስ ሰላም ህዝቢ እዩ

መንግስቲ ፌደራልን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ኣብ ዳግም ህንፀትን ሰላምን ትግራይ ትኹረት ገይሮም እናሰርሑ እዮም። ይኹን’ምበር ምስቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ሰፊሕ ፀገም መንግስቲ በይኑ ዘይኮነስ ተጋሩ ተወዲቦም ህዝቦም ክሕግዙን ኣጆኻ ክብልዎ ይግባእ። ህዝቢ ትግራይ’ውን... Read more »

ወጋሕታ ጋዜጣ

ወጋሕታ ጋዜጣ Read more »