መሰረት ገ/ዮሃንስ ባህላዊ ስፖርትታት ኣብዚ ኸዚ እዋን ኣብ ዓለም ተፈታውን ኩልግዜ ዝካየድ ዝኾነ ዓይነት ስፖርት መሰረት ከምዝኾኑ ዝፍለጥ እዩ። ኣብ መላእ ዓለም ካብ ሰለስተ ሽሕ ዝበልፁ ባህላዊ ስፖርት ከምዝርከቡ መፅናዕቲ ይገልፁ። ሕቡራት... Read more »

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብብር ሓደ ቢሊዮን ወፃኢ ዝተሃነፁ 51 ፕሮጀክትታት መዘውተሪ ስፖርት ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ተመሪቖም፡፡ ካብቶም መዘውተሪ ስፖርት ናይ ፈረንሳይ ጨፌ፣ናይ ኣፍንጮ በር ሁለገብ መዘውተሪ ስፖርትን ናይ ራስ... Read more »
ምብራቕን ማእኸላይን ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራት (ሴካፋ) ንሕንሕ ካብ 26 ሰነ 2013 ዓ.ም ክሳብ 11 ሓምለ 2013 ዓ.ም ብኢትዮጵያ ኣዳላውነት ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ዝፍለጥ እዩ፡፡ኣብዚ ንሕንሕ ተሳታፊ ዝኾነ ትሕቲ ዒስራን ሰለስተን ዓመት... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ብኔዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ዝተመዝገበ ክብረወሰን ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ኣማሓይሻቶ።ለተሰንበት ነቲ ርሕቐት ብልዕሊ ሓሙሽተ ሰከንድ ኢያ ኣመሓይሻቶ። ኣብቲ ኣብ ኔዘርላንድ ሄንግሎ ዝተኻየደ ናይ ትማሊ ውድድር ነቲ... Read more »
ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓመታት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳተፍቲ ዝነበሩ ሰለስተ ክለባት ክልል ትግራይ መቐለ 70 እንደርታ ፣ስሑል ሽረን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ኣብቲ ክልል ብዝተፈጠረ ፀገም ፀጥታ ተተሓሒዙ ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት... Read more »

ኣብ ቐፃሊ 2014 ዓ.ም ንሕንሕ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ክለባት ክልል ትግራይ ናብ መድረኽ ንክምለሱ ፃዕሪ እናተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ኣብ 2013 ዓ.ም ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዘይተኻፈሉ ሰለስቲኦም ክለባት ክልል ትግራይ ማለት እውን... Read more »

ሓገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ (ዋልያ) ንመበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካሜሮን ምሕላፍም ተኸቲሉ ብኮምሽን ስፖርትን ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ሃዋሳ ሌዊ ሪዞርት ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ኣፍልጦን መበራታትዒ ሽልማት ተዋሂቦም እዮም። ኮምሽን... Read more »

እግሪ ኩዕሶ ጉጅለ ፋሲል ከነማ 2013 ዓ.ም ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሻምፕዮን ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ።ኢትዮጵያ ቡና ምስ ወላይታ ኣብ ዝገበሮ ንሕንሕ ብማዓረ ውፅኢት ምዝዛሙ ስዒቡ ጋንታ ፋሲል ዝተረፉ ኣርባዕተ ፀወታት እናሃለውዎ ናይዚ ሊግ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ(ኤፍ ቢ ሲ)፡- ኣብ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ሻምፒዮና ትገብሮ ጉዕዞ ኣጠናኺራ፡፡ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንዋንጫ ኣፍሪካ ንዝሓለፉ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ 6 ሚሊየን... Read more »

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ብጉያ ማራቶን ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ንምምራፅ መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እቲ መፃረዪ ውድድር፥ ኣብ ከተማ ሰበታ ተኻይዱ ኣሎ። እቲ መፃረዪ ውድድር... Read more »