ቖራፃት ደቂ ኢትዮጵያ ኣብ ወሳኒ ግምባር ህልውና

 ሃሩር ቐትርን ቑሪ ለይትን ከይገደሾም ጥራሕ እግሮም ኣብ በረኻን ኣብ ጎዳናን ልምምድ ጉያ ዝሰርሑ፤ ምቑሳልን ምድማይን ኣእጋሮም ጠጠው ዘየብሎም፤ካብ ቓንዝኦም ብኣግጋቡ ከይሓወዩ ንኽብሪ ባንዴራ ሃገሮም እስካዕ መወዳእታ ዝፋለሙ፤ሕማሞም ተፃዊሮም ውድድሮም ብዓወት ብምውፃእ... Read more »

ትኹረት ንውፅኢታማነት ስፖርት

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ከም ሃገር ዝተፈላለዩ ብሪኪ ትካል መሓውራትን ለውጥታትን/ሪፎርምታት፣ ብብዙሓት ኣጋጣምታት ሓደ ግዘ ብሚኒስቴር ካልእ እዋን ብኮምሽን ምስ ካልኦት ዘፈራት ብምዃን ንክጣመር ዝተገበረ ናይ ስፖርት ዘፈር ግንባር ቀደም ኾይኑ ዝጥቀስ ስፖርት... Read more »

ፅዋዕ ሴካፋ ዘልዓላ ተተከእቲ ሉሲ ተሸሊመን

ኣብ ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ውድድር ቻምፒዮና ዝኾነ ጉጅለ ብሄራዊ ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ተገይርሉ እዩ። እግሪ ኩዕሶ ፌደሬሽን ነቲ ጉጅለ ሽልማት ገንዘብ ኣበርኪቱ እዩ። ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ጉጅለ ደቂ ኣንስትዮ ካብ 20... Read more »

እቲ ፌዴሬሽን ንከተማ ዝምጥን ኣትሌቲክስ ንምፍጣር ክሰርሕ ‘ዩ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ኣትሌቲክስ ፌደሬሽን ነታ ከተማ ዝምጥን ተተካእትን ፣ሰገናትን መናእሰይን ጎየይቲ ትኹረት ብምግባር ምስራሕ ከምዝግባእ ኣፍሊጡ ‘ዩ። ነዚ ድማ ናይ ኢትየጵያን ኣፍሪካን ርእሰ መዲና ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ውፅኢታዊ ክገብር ዝኽእል... Read more »

ኣትሌት ለተሰንበት ንሳልሳይ እዋን ሪከርድ ብምስባር ተዓዊታ

ናይ ዓለም 5ሽሕን 10ሽሕን ሪከርድ ወናኒት ዝኾነት ኣትሌት ለተሰንት ግደይ ሎሚ ድማ ብሓድሽ ሪከርድ መፂኣ ኣላ፡፡ ኣብ ቫሌንሻ ኣብ ዝተኻየደ ፍርቂ ማራቶን ሓድሽ ሪክርድ ክትሰብር ክኢላ ‘ያ፡፡ ኣብ ቶክዮ ኦሎምፒክ ዓሰርተ ሽሕ... Read more »

ውድድር ቤት ኪንግ ፕሪመር ሊግ ኢትዮጵያ

 ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ዝዓበየ ናይ ለብዘበን ውድድር ኩዕሶ እግሪ ቤት ኪንግ ፕሪምየርሊግ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ሃዋሳ ከተማ ተጀሚሩ ‘ዩ። እቲ ሊግ ብኽልተ ናይ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ስታድያም ዩኒቨርስቲ ሃዋሳ እንትጅምር፤... Read more »

ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣብ ቐፃሊ ዓመት ፈረንጂ መጀመርያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብይ ኩዕሶ እግሪ ውድድር ዝኾነ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንመበል 33 ክካየድ ‘ዩ፡፡ እዚ ውድድር እተተኣናግድ ካሜሮን ምድላዋ ኣብ ምዝዛም ትርከብ፡፡ ንኽልተ ዓመታት ብምኽንያት ኮቪድ ዝተናወሐ ውድድር... Read more »

 ቅንያት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ማራቶን

 ኣብ በርሊን ማራቶን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ትፅቢት ከምዝተገበረሎም ሰዓርቲ ብምዃን ውድድሮም ዛዚሞም ‘ዮም።ቅድሚ እቲ ውድድር ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ዝሃቦ ሪኢቶ ‹‹ኣብ ፅቡቕ ብቕዓትን ምልዕዓልን ናብ በርሊን ማራቶን ተመሊሰ’የ፤ ስለዚ ናይዚ ዓመት... Read more »

ብጅግና ኣትሌት ዝተሰየመ ኣደባባይ ኣብ ቐፃሊ ሰንበት ክምረቕ ‘ዩ

ኣነ’ውን ንኢትዮጵያ ወታደር እየ ብዝብል ውድድር ጉያ ክካየድ’ዩ ኣብ ኦሎምፒክ መድረኽ ናይ መጀመርያ ሜዳልያ ወርቂ ብዓሰርተ ሽሕ ሜትሮ ንሃገራን ኣፍሪካን ዘመዝገበት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብተለምዶ ኣያት ኣደባባይ ተባሂሉ... Read more »

ኣብ ሓደ ውድድር ብሓደ ኣትሌት ሰለስተ ክብረወሰን

ኩባንያ ኣምራቲ ስፖርታዊ ዕጥቂ ኣዲዳስ ‹‹ኣዲዜሮ›› ብዝብል ሽም ዝምውሎም (ስፖንሰር ዝገብሮም) ኣትሌታት ኣብ ፅባሕ ሓድሽ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ጎዳናታት ውድድራት ኣነሓኒሑ’ዩ።ብ 5ን 10 ኪሎ ሜትሮ ከምኡ’ውን ብፍርቂ ማራቶን... Read more »