‹‹ካብዚ ፀወታ ልምዲ ብምውሳድ ንቐፃሊ ክንዳሎ ኢና ››- ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሳተፉ 24 ጉጅለታት እቲ ሓደ ከምዝነበረ ዝፍለጥ ‘ዩ። እቲ ጉጅለ ኣብ ምድቡ ሓደ ምስ መዳለዊት ካሜሮን ፣ ኬፕ ቨርድን ቡርኪናፋሶ ተመዲቡ ሰለስተ ፀወታት ኣብ... Read more »

ገዛ ዕዮ ዋልያታት

ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ኢትዮጵያ መስራቲት ኣብ ዝነበረትሉ ዓብይ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ ተመሊሳ ዝገበረቶ ናይ መጀመርያ ምድብ ፀወታ ስዕረት ምትእንጋዳ ዝዝከር ‘ዩ ። እቲ ፀወታ ጋንታ ብሄራዊ ኢትዮጵያ ዓብይ ዋጋ ክኸፍሉ ዝኽእሉ... Read more »

ፅዋዕ ኣፍሪካን ጋዜጣ ኣዲስ ዘመንን

ኢትዮጵያ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ መሰረት ዘፅንሐት ሃገር ከም ምዃና መጠን ናይቲ መድረኽ ዓወት ንሓደ ግዘ ‘ውን እንተኾነ ኣጠዓዒማ ‘ያ፡፡ ኢትዮጵያ ብወርቃማ እግሪ ኩዕሶ ዘመና ፅዋዕ ኣፍሪካ ድሕሪ ሽድሽተ ዓሰርተ ዓመታት ምልዓል እንትኽእል... Read more »

ኣትሌቲክስ ዓለም መጉየይ ጫማ ሓድሽ ሕጊ ኣውፂኡ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ቅድሚ ቅሩብ ዓመታት ኣትሌቲክስ ዓለም ብዝተፈላለዩ ዘመናዊ ቴክኖሎጅታት ኣብ ክትዕ እንትኣቱ ምርኣይ ዝተለመደ ‘ዩ። ኣብ ስፖርት ብርክት ንዝበሉ ዓመታት ዘጓይዩ ተሪፎም ብቴክኖሎጂ እናተተከአ ኣፀጋሚ ዝበሃል ክብረ ወሰናት ብተደጋጋሚ እናሰርሑ ምርካቦም... Read more »

ፅዋዕ ኣፍሪካ ክስረዝ ዝኽእለሉ ዕድል እናሰፍሐ’ዩ

ትፅቢት ዝግበረሉ ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ዋልያታት ድሕሪ ሸሞንተ ዓመት ዝሳተፍሉ 2022 ፅዋዕ ኣፍሪካ ክናዋሕ ወይ ድማ ክስረዝ ዝኽእለሉ ዕድል ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ዘገባታት እናወፁ ኸሪሞም እዮም። ምዕራብ ኣፍሪካዊት ሃገር ካሜሮን እተዳልዎ መበል 33... Read more »

ኣዲስ ኣበባ ብኣትሌቲክስ ውፅኢታዊ ንምግባር ፃዕሪ እናተገብረ’ዩ

ኣብ ኣዳባባይ ዓለም ብስፖርት ኣትሌቲከስ ክብርን ዝናን ዝደረበት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት እዛ ሃገር ዓሚቕ ዓቕሚ ስፖርት ዘለዎም መናእሰይ ብስፍሓት ይርከብዋ:: ኩነታት ኣየር፣ ኣቀማምጣ ቦታ ከምኡ’ውን ኩነታት ኣናባብራ ስዒቡ ገና ብዙሓት ካብ... Read more »

ተካእቲ ሉሲ ታሪኽ ንምስራሕ እናተዳለዋ ‘የን

 ቕድሚ ወርሒ ብእንግዶት ዩጋንዳ ዝተዳለወ ናይ ማእኸላይ ምብራቕ ኣፍሪካ (ሴካፋ)፤ ትሕቲ 20 ዓመት ፅዋዕ ብምውሳድ ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ፈላማይ ዝኾነ ዓብዪ ዓወት ዘሳኽዓ ተካእቲ ጋንታ ሉሲ፤ ኣብ ድሮ ጥዑም... Read more »

ቖራፃት ደቂ ኢትዮጵያ ኣብ ወሳኒ ግምባር ህልውና

 ሃሩር ቐትርን ቑሪ ለይትን ከይገደሾም ጥራሕ እግሮም ኣብ በረኻን ኣብ ጎዳናን ልምምድ ጉያ ዝሰርሑ፤ ምቑሳልን ምድማይን ኣእጋሮም ጠጠው ዘየብሎም፤ካብ ቓንዝኦም ብኣግጋቡ ከይሓወዩ ንኽብሪ ባንዴራ ሃገሮም እስካዕ መወዳእታ ዝፋለሙ፤ሕማሞም ተፃዊሮም ውድድሮም ብዓወት ብምውፃእ... Read more »

ትኹረት ንውፅኢታማነት ስፖርት

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ከም ሃገር ዝተፈላለዩ ብሪኪ ትካል መሓውራትን ለውጥታትን/ሪፎርምታት፣ ብብዙሓት ኣጋጣምታት ሓደ ግዘ ብሚኒስቴር ካልእ እዋን ብኮምሽን ምስ ካልኦት ዘፈራት ብምዃን ንክጣመር ዝተገበረ ናይ ስፖርት ዘፈር ግንባር ቀደም ኾይኑ ዝጥቀስ ስፖርት... Read more »

ፅዋዕ ሴካፋ ዘልዓላ ተተከእቲ ሉሲ ተሸሊመን

ኣብ ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ውድድር ቻምፒዮና ዝኾነ ጉጅለ ብሄራዊ ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ተገይርሉ እዩ። እግሪ ኩዕሶ ፌደሬሽን ነቲ ጉጅለ ሽልማት ገንዘብ ኣበርኪቱ እዩ። ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ጉጅለ ደቂ ኣንስትዮ ካብ 20... Read more »