ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳም ክካየድ ‘ዩ

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መበል 12 ሰሙን ተስተኻኻሊ መርሃ ግብሪ ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ”ዩ።  ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም፣ ካብ ዝተቛረፀሉ መበል 12... Read more »

ኢትዮጵያውያን ብዓወት ዝደመቕሎም ውድድራት ኣትሌቲክስ

ኣብ ዝሓለፉ መዓልትታት ዕረፍቲ ካብ ኣውሮፓ ክሳብ ኣሜሪካ ፣ ካብ ኤስያ እስካብ ኣፍሪካ ብኣትሌቲክስ ዓለም ውድድራት ተኻይዶም ‘ዮም፡፡ ናይ ገዛ ውሽጢ፣ ኣብ ጎዳና፣ ብማራቶንን ሃገር ኣቋረፅን ውድድራት ብዝሑት ሃገራት ዓለምና ከተማታት ኣብ... Read more »

ኣብ ቻን ዝነበረ ድኹም ፃንሒት ዋልያታትን ክርኣዩ ዘለዎም ነጥብታት

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ(ዋልያታት) ኣብ ኣልጀርያ እናተኻየደ ዝርከብ ናይ ቻን ዋንጫ ንሳልሳይ ግዜ ክሳተፉ እንተኸኣሉ ‘ውን ካብ ምድብ ፃውቲ ክሓልፉ ብዘይምኻሎም ብእዋኑ ክሰናበቱ ክኢሎም ‘ዮም። እዚ ጋንታ ቅድሚ ናብ አልጄሪያ ምጉዓዙ እንተወሓደ ካብቲ... Read more »

ደራርቱ ቱሉ ዳግማይ ምክትል ፐሬዝዳንት ዞባ ኣትሌቲክስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኾይና ተመሪፃ

ኣ ባላት ኮሚቴ ስራሕ ፈፃሚ ቤት ምኽሪ ኣትሌቲክስ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ስካይ ላይት ኣብ ዝገበሮ ጠቕላላ ጉባኤ ኣካይዱ ‘ዩ። ኣብቲ ጉባኤ ናይቲ ቤት ምኽሪ ፕሬዝዳንት ፣ ምክትል ፕሬዝዳንት ዋና ፃሓፊ መሪፁ... Read more »

ሰለሞን ባረጋ ኣብ ኤልጎይባር ሃገር ኣቋራፂ ውድድር ተዓዊቱ

ኣብ ቶክዮ 2020 ኦሎምፒክ ናይ 10 ሽሕ ሻምፕዮን ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋ ኣብ ስፔን ኤልጎይባር ዝተኻየደ ናይ 10 ሽሕ ኪሎ ሜትር ሃገር ኣቋራፂ ውድድር ዓወት ቀኒዕዎ’ዩ። እቲ ንዝኽሪ ታሪኻዊ ስፔናዊ ሁዋን ሙጉዌርዛ ዝካየድ... Read more »

ተዓወቲ ሃገር ኣቋራፂ ሻምፒዮና ጃንሜዳ

ንመበል 40 ግዘ ዝተኻየደ ሃገር ኣቋራፂ ሻምፒዮና ጃንሜዳ ኣብ ሱልልታ ብደሚቅ ፅንብል ዝሓለፈ ሰንበት ተዛዚሙ። ናይ ሎሚ ዘበን ንመበል 40 ሃገር ኣቋራፂ ሻምፒዮና ጃንሜዳ ዝተገበረ ብዝተፈላለዩ ርሕቀታት ጥንክር ብዝበሉ ንሕንሓት ዘተኣናገዱ እንትኾኑ፤... Read more »

ድሕሪ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ዝሓለ ሰኑ ንንባብ ዝበቕዑ ጋዜጣታትን መፅሄታትን ኣብ ቅድሚት ገፆም ኣብ ዓወት ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ዘተኮሩ ነይሮም፡፡ብርግፅ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ’ውን ትኹረት’ውን ኣርጀንቲናን ኣንርጀንቲናዊ ሊዮኔል ሜሲ ዘተኮረ ነይሩ፡፡ድሕሪ 36 ዓመታት... Read more »

ጉስጢት ስፖርት ናብ ኦሎምፒክ ተሳትፎ ንክምለስ ተስፋ ኣሎ

ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ መድረኽ ኦሎምፒክ ካብ ዘመዝገበቶም ድሙቓት ታሪኻት ጎሊሁ ካብ ዝፅራሕ ዕዉት ኣትሌቲክስ ስፖርት ‘ዩ። ካብ ውፅኢት ብተወሳኺ ኦሎምፒክ ንተሳትፎ ‘ውን ኣገዳስነት ስለ ዝወሃቦ ኣብቲ መዳይ ዘሎ ታሪኽ ኣጋላቢጥና እንተርኢና ጉስጢት... Read more »

ወርቃዊ ዘመን ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ኢትዮጵያ

 ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ማራቶን ውድድራት ሓያላትን ዕዉታትን ዝኾና ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣቓልቦአን ናብ ውድድር ማራቶን ብምቕያር ኣብ ኣርብዓን ክልተን ኪሎ ሜትር ጐሊሐን ይረኣያ ኣለዋ። ብዙሓት ኣብ ውድድራት ብዙሕ ዓወት... Read more »

ኣብ ሓፂር ርሕቀትን ናይ ሜዳ ንጥፈታትን ውድድራት ለውጢ ንምምፃእ ክስራሕ ‘ዩ

ስፖርት ኣትሌቲክስ ጉያ፤ ዝላን ደርባን ዘጠቓልል ስፖርት ምኻኑ ይፍለጥ። ይኹን ‘ምበር ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ጉያ ብፍላይ ከዓ ኣብ ነዊሕን ማእኸላይን ርሕቐት ጥራሕ ዘተኮረ ‘ዩ ነይሩ። እታ ሃገር ንስፖርት ኣድላይ ህያባት ‘ኳ እንተሃለዋ... Read more »