
ከምቲ ዘፍለጥ በዓል ልደት ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ካብ መንጎ ዝኽበሩ ዓበይቲ በዓላት ሓደ ‘ዩ፡፡ እዚ ሃይማኖታዊ በዓል እንትኸበር ዓርሱ ዝኽኣለ መፅሓፍ ቅዱሳዊ ታሪኽ ስዒቡ እንትኽበር ቁሩብ ንምጥቃስ ድማ ጎይታ... Read more »
ሄርሞን ፍቃዱ ስነ ቃል እናተዋረሰ ብቕብብል ኣብዚ ዘበን ዝበፅሐን ውፅኢት ሓደ ደራሲ ዘይኮነስ ስምዒት ሓደ ህዝቢ ‘ዩ። ኣብ ዝተፈላለየ ዘበን ዝነበረ ስምዒት ህዝቢ ዘመላኽትን ዘርእይን ‘ዩ፤ስለዝኾነ ድማ ትኽክለኛ ስነ ልቦና ማሕበረሰብ ዝውክል... Read more »

ኢትዮጵያ ተገዲዳ ዝኣተወቶ ናይ ህልውና ኲናት ዓብዪ ተጋድሎ ብምግባር ዓወት እናተጎናፀፈት ትርከብ።ታሪኽ ከጠፍእ፣ ሓድነት ህዝብታት ክበታትን ምስ ዝተልዓለ ራዕዳዊ ጉጅለ ዝግበር ናይ መወዳእታ ቓልሲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ቃልሲ እናገበሩ ዓወቶም ድማ... Read more »
ንሕና ኢትዮጵያውያን ናይ ኣሽሓት ዓመታት ብዙሕ ሃገረ መንግስቲ ሉኣላውነትን ታሪኽ ፣ታሪኽ ሓድነትን ስልጣነን ዘለና ህዝብታት ኢና፡፡ልዕሊ ኹሉ ነብሪ ጨበራይ ሕብሩ ኢትዮጵያዊ ድማ ኢትዮጵያዊነቱን ክቕይሩ ኣይኽእሉን እስካዕ ምባል ብዕሊ ንፍለጥ ኢና፤ እዚ ድማ... Read more »
ኣዲስ ኣበባ ናይ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነትስ ናይ ኣፍሪካ መዲና ‘ውን ‘ያ።እዚ ክኸውን ዝኸኣለሉ ምኽንያት ድማ ሕብረት ኣፍሪካ መቐመጢኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምግባሩን ኢትዮጵያ ኣብ ጉዕዞ ናፅነት ኣፍሪካ ዝነበራ ታሪኽን ‘ዩ። ሐዚ ድማ... Read more »

ኣርቲስት እንዬ ታከለ ካፍቶም ድሙቕ ዓሻራ ትልሂት ብሄር ብሄረሰባት ኢትዮጵያ ዘይርሳዕ ዓሻራ ዘቕመጡ ድሙቓት ኣርቲስታት ሓንቲ ‘ያ። ምህርቲ ጥበብ ክዕምር፣ፍርኡ ምእንቲ ኽፅብቕ እንትሕረይ በቲ ዓብዪ ንጉስ ጭራዋጣ ይርጋ ዱባለን ኣመለወርቅ ደበበን እንትጅመር... Read more »

ኣርቲስት ኤልያስ ተባባል ኣብ ከተማ ጎንደር እንፍራንዝ እትበሃል ከተማ ‘ዩ ተወሊዱ፡፡ካብዚ ዝተልዓለ መብዛሕትኦም ምስ ናይ ጎንደር ሙዚቃ ኣተሓሒዞም የልዕልዎ፡፡እሱ ግና ካብ ኢትዮጵያ ፈፂመ ዘይፈልጦ ቦታ ጎንደር ‘ዩ ይብል፡፡ብርግፅ ‘ውን ኤልያስ ኣዲስ ንኣበባ... Read more »

እንስሳት ምስ ሰባት ይረዳድኡ‘ዮም። ነዚ ‘ዩ ድማ ሓረስቶት ንከፍቶም ሽም ዘውፅኡሎም። ከፍቲ ኣሽማቶም ፈሊጦም ተዘይተኣተተዉ ነይሮም ሽም ምውፃእ ኣይመድለየን ነይሩ። ናይ ማሕረስ ኣብዑር ነናቶም ሽም ኣለዎም፤ኣላሕም ‘ውን ነናተን ሽም ኣለወን። ከፍቲ ምስ... Read more »

ሰብ ጥበብ ሓደ ዝብልዎ ነገር ኣሎ፡ ፡‹‹ኣርቲስት ዝብል ቃል ዘገልግል ንስእሊ’ዩ። ‹‹ኣርት ›› ዝብል እንግሊዘኛ ቃል ንቅርፃ ቕርፅን ፈጠራ ስእልን ስራሕቲ ዝገልፅ ‘ዩ። ርግፅ ካልኦት ኪነ ጥበባት ስራሕ ፈጠራ ‘ዮም፡ ምንም እካል... Read more »

ጊፋታ ሓድሽ ዘመን ወላይታ ‘ዩ። ካብ ኣረጊት ናብ ሓድሽ ምቕያር፣ ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ምስግጋር ዝገልፅ ብስራት ሓድሽ ዓመት እንትኸውን፣ ብሓፈሻ ጊፋታ ዝብል ቃል ትርጉም ቦኽሪ ወይ ዓብይ ማለት ‘ዩ። ጊፋታ ንወላይታ... Read more »