ትንሳኤ ራስ ትያትር

ንዕብየት ኪነ ጥበብ ሃገርና ዕዙዝ ግደ ዝተፃወተ ‘ዩ:: እቲ ኣዝዩ ስሙይን ብስራሕቱ ዝኽበርን ኪነ ጥበባዊ ‹‹ካበይ ኢኻ›› እንተተባሂሉ ካብዞም ስፍራታታት ጥበብ ሓዲኦም ምፅውዑ ዘይተርፍ ‘ዩ:: ‹‹ኣብዚ ‘የ ናይ ጥበብ ሀ ሁ ዝጀመርኩን... Read more »

ፃዕራም ደራሲ

ወርሒ ሰነ ኣብ 4ኪሎ ኣብ ዝርከብ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ኣዳራሽ ናይ ደራሲ ዘላለም መበል 15 ዝኾነ ‹‹የነፍስ ዜማ›› ዝተብሃለ መፅሓፍ ተፈለጥቲ ሰባት ኪነ ጥበብ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተመሪቑ ‘ዩ።ምሸት ትምህርቲ ቀትሪ ድማ ድልየት... Read more »

ኣባ ለታ

ብቋንቋ ኦሮምኛ ድራማን መዘናግዕ ፕሮግራማት ዝፍለጥ ‘ዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ቴሌቪዥንኢትዮጵያ ዝረኣዩ ድራማታት ኦሮምኛ ካብ ዝፍለጡ ተዋሳእቲ እቲ ሓደ ‘ዩ። ክዋሳእ ከሎ ኦሮምኛ ቋንቋ ንዘይሰምዑ ኽምስ ዘብል ጥበበኛ ‘ዩ። ብዙሓት ብተዋስኦ ይዝክርዎ... Read more »

ማእኸል ፅንዓትን ምርምርን ሎሬት ፀጋዬ ገብረመድህን

ብብርዑ ገይሩ መፃኢ ዝትንብይ፤ዝሓለፈ ከም ሓዱሽ መሊሱ ዘርእይ፤ እቲ ዝነበረ ዘድምቕን ኣዝዩ ዝድነቕ ሰብ ‘ዩ። ግጥምታቱ ምስሊ ፈጢሮም ዝርኣዩ ጣዕሚ ፈጢሮም ብዝተፈለየ ዜማ ንእዝኒ ዝጥዕሙ ኣብ ዓብዪ ብርኪ ጥበብ ፅባቐ ዝቕመጥ ‘ዩ።... Read more »

ውሩይ ከያኒ ዳዊት ነጋ

ኣዲስ ኣበባ ፡- ስርዓተ ቀብሪ ውሩይ ከያኒ ዳዊት ነጋ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቤተ ክርስትያን ካቴድራል ቅድስተ ስላሴ ስድራኡን ኣድነቕቱን ኣብ ዝተረኸብሉ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስድራቤትን ኣድነቕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ፀሎተ ፍትሓትን... Read more »

ጥሙር ሽልማት ለዛ

ብዕብየት ኪነጥበብ በሊፀን ዝኸዳ ሃገራት ንማሕበራዊ ለውጠን ዓብዪ ለውጢ ዘበርከተ ኪነጥበብ፤ ብዝተፈላለየ መልክዑ ይግልገሉሉ ‘ዮም። ማሕበረሰቦም ንምቕራፅን ዝተፈላለዩ ፅቡቓት ፅዕንቶታት ንምፍጣር እናተጠቐሙሉ ይርከቡ። እዛ ሃገር ማሕበራዊ ፍልስፍንኦምን ሃገራዊ ኣተሓሳስብኦም ካብ ማሕበረሰቦም ሓሊፉ... Read more »

ብኪነ ጥበባውያን ዝደመቐ መበል 8ይ ሽልማት ኣዋርድ ጉማ

 ኪነ ጥበባዊ ተጨኒቑ ዝወለዶ ኪናዊ ስራሕ ናብ ዕዱም እንትበፅሐሉ ፈላማይ ታሕጓሱ ‘ዩ፡፡ እቲ ብብዙሕ ፃዕሪ ከሺኑ ዘቕረቦ ውፅኢት ኪነት ብተደራሲ ፅቡቓት ርኢቶታት እንትውሃብዎ ኢሉ ድማ ስራሕኻ ፅቡቕ ጌርካ ሰሪሕኻለኻ ምስጋና ሽልማትን ተቐበል... Read more »

ኣድላይነት ምኽባር ‹‹መዓልቲ ቕርሲ ››

መዓልቲ ቕርሲ ብትካል ሳይንስ፣ ትምህርትን ባህልን ሕቡራት መንግስታት፣ (ዩኔስኮ) በብዓመቱ ይኽበር ‘ዩ፡፡ እዚ በዓል ንዘበናት ወዲ ሰብ ዘቐመጦ ዓሻራ ሃፍቲ ስልጣነ ካብ ምሕላው፤ ምልማዕን ምፍላጥን ሓሊፉ ንወለዶ ክመሓላለፍ ኽብሪ ከም ዝፈጥር ይእመን፡፡... Read more »

 ነፃብራቕ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኢትዮጵያ

 ኢትዮጵያ ምስ ባህሊ፣ ታሪኽ፣ ሃፍቲ ተፈጥራዊ ቕርሲ ዝርከበሎም ሃገራት ‘ያ ትስራዕ። ይኹን ‘ምበር እዞም ሃፍትታት በቲ ዝድለይ መጠን ምፍላጥን ምልማዕን ከምኡ ‘ውን ካፍቲ ዘሎ ሃፍቲ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት ናይ ምርግጋፅ ዓቕሚ ግና እስካዕ... Read more »

ዒድ ሸዋል-ኣብ ሃረሪ

 ንሕና ኢትዮጵያውያን ‹‹ኣዝዩ ምዕሩግን ዝተፈላለየን፣ ሃይማኖት፣ ቅርሲ፣ ታሪኽ፣ ከምኡ ‘ውን መንነት ዘለና ህዝብታ ኢና›› ክንብል ከለና ስቕ ኢልና ኣይኮናን። እኳድኣስ ብዓይኒ ዝርኣዩ፣ ብኢድ ዝድህሰሱ፣ ብዘይ ሓደ ፀገም ናይ ሕልና ፍርዲ ዝወሃቦምን ምስክር... Read more »