‹‹ናይዚ ኹናት መሰረታዊ ፀገም ጥይት ኣይኮነን ወረ ‘ዩ›› – ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ- ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቐዳማይ ሚኒስትር‹‹ፃውዒት ህልውናን ሃገር ናይ ምድሓን ርብርብ›› ብዝብል ቴማ ኣብ ተኸየደ መደረኽ‹‹ኣዲስ ወግ›› ተረኺቦም ዝገበርዎ መደረ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ብዙሓት... Read more »

ራዕዳዊ ህወሓትን ሸኔን ዝኹንኑ ሰልፍታት

 ኣብ ዝተፈላለዩ ካፋላት ሃገርና ራዕራዊ ህወሓትን ሸን ዘውግዙን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፉን ሰላማዊ ሰልፍታት ተኻይዶም ‘ዮም።ኣብዞም ሰልፍታት ኢትዮጵያዊያን ንዞም ራዕዳዊ ጉጅለታት ካብምውጋዝ ሓሊፎም ምዕራባዊያንን መራኸብቲ ሓፋሻቶም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ፅዕንቶ ግቡእ... Read more »

‹‹ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን፣ ቦታ ይኹን ካልእ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዝኾነ ኣይንርስዖን፤ ብፍፁም!››

ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ    ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኮነ ኢሉ ብዝሓንፀፆ ናይ ጥፍኣት ሽርሒ፣ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ፈርቂ ለይቲ ንልዕሊ 20 ዓመታት ህዝቢ ትግራይ ካብ ፀላኢ እንትሕሉ ዝነበረ፣ ንዝተፀገሙ ተጋሩ... Read more »

ኣብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝውሰዱ ስጉምቲታትን ዘይፍቀዱ ተግባራትን

 ኣብ ህልውና ሃገርን ሉኣላዊነትን ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መንግስቲ ህልውና ሃገር፣ ሉኣላዊነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ካብ ውሽጢ ይኹን ናይ ወፃኢ ፀላእቲ ናይ ምሕላው ሕጋዊ ይኹን ሞራላዊ ሓላፍነትን ግቡእ ከምዘለዎ ብምግንዛብ፤... Read more »

ክብሪ ንኢትዮጵያ ክብሉ ዝተሰውኡ ጀጋኑና!!››ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

 ኢትዮጵያ ዓዲ ጀጋኑ’ያ። ብለባማት ደቃ ተሓፂራን ዋጋ ኸፊሎም ዘድመቕዋን፣ ተቖፂሩ ዘይውዳእ መስዋእትነት ተኸቢራ ዝፀንሐት ሃገር ‘ያ።ናይ ርሑቕ እንተዘንገዕናዮ’ኳ ኣብ 24 ጥቅምቲ ግፍዒ ዝተፈፀሞም ጀጋኑና ታሪኽ ፈፂሙ ዝርሳዖ ኣይኮነን። ውሎሚ ጠጠው ኢልና ዘለና... Read more »

መግለፂ መድረኽ ዘተ ኣፈፀምቲ መንግስታት ክልልን ፌዴራልን

 ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ብዛዕባ ዝኽእለሉ ኩነታት ብብርኪ ሃገር መንግስታት ፌዴራልን ክልልን መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ዘተ ኣብ ባህርዳር 19 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ተኻይዱ’ዩ፡፡ ድሕሪ ዘተ ዘውፅእዎ መግለፂ ከምዝስዕብ... Read more »

‹‹ብፈተና ክንሓልፍ ኢና፤ መስዋእትነት ግድን ኣብ ዝብለና ኹሉ ክንፍተን ኢና፤ ኢትዮጵያ ግና ክትስዕር ‘ያ›› – ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣብ ዝሓለፈ 11 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ልዑል ግብሪ ኸፈልቲ ፌደራል ንዝኾኑ ነጋዶታት ስነ ሰርዓት ኣፍልጦ ተኻይዱ’ዩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣፍልጦ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ተረኺቦም ኣብ ዝገበርዎ መደረ ንሃገርኩም ግብሪ ብምኽፋልኩም... Read more »

‹‹ፈተና ኣሎ፤ ድሕሪ ፈተና ግና ብርሃን ኣሎ›› – ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣብ ሀገርና ሓድሽ መንግስቲ ምስረታ ስዒቡ ነባራትን ሓደሽትን ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዴኤታን ሹመት ከምዝተውሃበ ዝዝከር ‘ዩ።ንዞም ዝተሸወሙ ኣካላት ኣብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ ስልጠና ተዋሂብዎም ‘ዩ።ኣብቲ ስልጠና መዛዘሚ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ... Read more »

‹‹ዓብይ ሕልሚ፣ ዓብይ ትልሚ፣ ዓብይ ሓሳብ ሒዝና ኢና›› – ቐዳማይ ሚንስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ሓደሽቲ ኣባላት ካብኔ ሕፁያት ንቤት ምኽሪ ተወከልቲ 26 መስከረም 2014 ዓ.ም እንተቕርቡ መዐቐኒ ሹመትን ካብቶም ሚኒስትራት መንግስትን ህዝብን እንታይ ትፅቢት ከምዝገብር ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ከምዝስዕብ ኣቕሪብናልኩም ኣለና፡፡ ሰናይ... Read more »

ምምስራት ሓዱሽ መንግስቲ ክልላት

 ኣብ ሻድሻይ ሃገራዊ መራፃ ዝዓራይ ዝኾነ ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልላት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝተፈላለየ መዓልቲ ‹‹ሓዱሽ ምዕራፍ›› በዝብል ቴማ ኣብዝገበርዎ መስራቲ ጉባኤታት ንቐፃሊ ሓሽተ ዓመታት ዝመርሖ ኣመራርሓታት መሪፆም ‘ዮም። ካብዞም ናይ ክልላት... Read more »