‹‹ህዝቢ ትግራይ ከም ማሕበረሰብ ይኹን ብውልቀ ዓርሱ ዘድሕን ባዕሉ ÷ዩ›› ፕሮፌሰር ሃረገወይን ኣሰፋ

ጋሻና ፕሮፌሰር ሃረገወይን ኣሰፋ ኣዶ ጋዜጠኛ ሄርሜላ ኣረጋዊ ‘የን፤ እዘን ምህርቲ ኣብ ትግራይ ተወሊደን ዝዓበያ እንትኾና ቐዳማይን ኻልኣይን ብርኪ ትምህርተን ምስ ወድኣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብክፍሊ ትምህርቲ ሳይንስ (ፋርማሲ ) ብልዑል... Read more »

«ህወሓት ሕዚ ’ውን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፖለቲካዊ ምድንጋር እናቐፀለ ’ዩ » – ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል

 ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል ኣብ 1956ዓ.ም ኣብ ራያ ኣላማጣ ዝተወለዱ እንትኾኑ ክሳብ 12 ክፍሊ ’ውን ኣብ ከተማ ኣላማጣ ’ዮም ተማሂሮም። ድሕሪ 12 ክፍሊ ምውዳእ ኣብ 1974 ዓ.ም ናብ ፖሊስ ሰራዊት ዝተፀመሩ እንትኾኑ ኣብ... Read more »

‹‹ህወሓት ቐደሙ’ውን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብዙሕ ግፍዒ ዝፍፅም ዝነበረ ውድብ ‘ዩ››

-ኮሎኔል ፍስሃ ገብረመድህን  ኮሎኔል ፍስሃ ገብረመድህን ብሳጓ ሽሞም (ወዲ- ጣውላ) እናተባህሉ ይፍለጡ። ኮሎኔል ፍስሃ ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸላይ ዞባ ወረዳ ዓዲ ኣሕፈሮም ዝተወለዱ እንትኾኑ ዕድሜኦም ንውትድርና ምስ በፅሐ ካብ ገድሊ ህወሓት ጀሚሮም... Read more »

«ህዝቢ ትግራይ ድሕሪ ሐዚ ናብ ኩናት ኣይንኣቱን ይኣኽለና ክብል ኣለዎ»

 – ኣይተ መኮነን ዘለለው  ኣይተ መኮነን ዘለለው ነባር ተጋዳላይ ህወሓትን መስራቲ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርትን (ትዴፓ) ’ዮም። ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ወልቃይት ዝተወለዱ እንትኾኑ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ’ዮም ተማሂሮም። ካልኣይ... Read more »

 «ህወሓት ንህዝቢ ኢትዮጵያ እንድሕር ኣየድልን ተባሂሉ ንህዝቢ ትግራይ ‘ውን ኣየድልን»

 – ኣይተ ብርሃነ ተስፋይ  ብርሃነ ተስፋይ ይባሃሉ። ዝተወለዱ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ከባቢ ኢሮብ ’ዩ፣ ብምኽንያት ስርዓት ህወሓት ብ1996 ዓ.ም ትምህርቶም ገዲፎም ንዕጥቃዊ ቃልሲ ናብ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ(ዴምህት) ኣትዮም። ኣብ ዴምህት... Read more »

”ህዝቢ ትግራይ ምስ ጎረባብቱ ህዝቢታት ’ዩ ክነብር ዝኽእል ’ምበር ምስ ህወሓት ኣይኮነን’’

 ኣይተ ጎይተኦም በርሀ ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዶም፤ ሐዚ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ፖለቲካዊ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ትግራይ ‘ዮም፤ መጀመርታ ኣብ 1999 ዓ.ም ፓርቲ ዓረና ካብ ዝመስረቱ ሰባት ሓደ እንትኾኑ ኣብቲ እዋን ብሰንኪ... Read more »

‘’ህዝቢ ትግራይ ይኣኽለና፣ ደቅና ወዲእና፣ ምንባዕ ይኣኽልና ክብል ኣለዎ’’ – ኣይተ ሃይለ ገብረሚካኤል

 ኣይተ ሃይለ ገብረሚካኤል ይባሃሉ። ኣብ ትግራይ ፍሉይ ሽሙ ዓዲ ኣሕፈሮም ዝተወለዱ እንትኾኑ ቀዳማይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳታት እንትጮን ዓድዋን ’ዮም ተማሂሮም። ካብኡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምምፃእ ብስራሕ ኣመራርሓ፣ ብቢዝነስ ማኔጅመንት፣... Read more »

‹‹መንግስቲ ፌደራል ህዝቢ ትግራይ ክሕገዝ ከምዘለዎ ኣሚኑ እናሰርሐ ‘ዩ››-ኣይተ ገብረፃዲቕ ገብረመድህን

ኣይተ ገብረፃዲቕ ገብረመድህን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ኣዋዳድባ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ትግራይ ‘ዮም። ህወሓት ዝኽተሎ ዘሎ ኣካይዳ ሃገር ዘፍርስ ኣካይዳ እዩ ኢሎም ብምሕሳብ እናተቓለሱ ‘ዮም ይርከቡ። ብፍላይ ማዕበል ህዝቢ ስዒቡ ኣብ ሃገርና... Read more »

‹‹ህወሓት ህዝቡ ናይ ምድሓን ዓቕሚ የብሉን›› ወይዘሮ ኣበባ በርሀ

‹‹ጓል ኣንስተይቲ ናብ ቅድሚት ወፂኣ ኣብ መሪሕነት ክትርከብ ኣለዋ ዝብል ቅዋም ካብ ዝሓዛን ፅዕንቶ ፈንቂለን ካብ ዝወፃ ሓንቲ ‘ያ። ብፍላይ ድማ ኣብ ተሳትፎ ፖለቲካ ዓርሳ ንዓርሳ እትቃለስ እትኽእል ጓል ኣስተይቲ ባዕላ ጥራሕ... Read more »

‹‹ህወሓት ህዝቡ ናይ ምድሓን ዓቕሚ የብሉን›› ወይዘሮ ኣበባ በርሀ

‹‹ጓል ኣንስተይቲ ናብ ቅድሚት ወፂኣ ኣብ መሪሕነት ክትርከብ ኣለዋ ዝብል ቅዋም ካብ ዝሓዛን ፅዕንቶ ፈንቂለን ካብ ዝወፃ ሓንቲ ‘ያ። ብፍላይ ድማ ኣብ ተሳትፎ ፖለቲካ ዓርሳ ንዓርሳ እትቃለስ እትኽእል ጓል ኣስተይቲ ባዕላ ጥራሕ... Read more »