
ራዕዳዊ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ..ም ዝወሰዶ ናይ ክሕደት ስጉምቲ ስዒቡ መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምክያዱ ይፍለጥ። ኣብዚ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ... Read more »

ራዕዳዊ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብደረጃ ኢትዮጵያ ክፅላእ ብምግባር ኣብ ጎኑ ብምስላፍ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ‘ዩ ዝሰርሕ። ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ኮነ ካልኦት ህዝብታት ኢትዮጵያ በዚ ከይተታለሉ ምስ መንግስቲ ፌዴራል ጠጠው ብምባል ኣንፃር እቲ... Read more »

ራዕዳዊ ህወሓት ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኮነ ሐዚ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ስራሕ ሰሪሑ ኣይፈልጥን። ልዕሊ 1.8 ሚሊዮን ዝኸውን ህዝቢ ተፀባያይ ሴፍቲኔት ገይርዎ’ዩ። ህዝቢ ኣብ ድኽነት ንክነብር ዝገበረ እንትኾን እዚ ከየኣክል ድማ... Read more »

ራዕዳዊ ህወሓት ካብ ትግራይ ወፃኢ ናብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ኣትዩ፤ ልዕሊ 500 ኪሎ ሜትሮ ንቕድሚት ከይዱ ብኸቢድ ኪሳራ ኣብ ከባቢ ደብረ ብርሃን በፂሑ ምንባሩን ሎሚ ፅባሕ ንከተማ ኣዲስ ኣበባ ክቖፃፀር’የ እናበለ፣ ከም... Read more »

ህዝቢ ትግራይ ን17 ዓመታት ኣንፃር ስርዓት ደርጊ ኣብ ዝተገበረ ፍትሓዊ ቓልሲ ልዕሊ ስልሳ ሽሕ ደቁ ገቢሩ፣ልዕሊ ሚኢቲ ሸሕ ድማ ጉድኣት ኣካል ኮይኖም’ዮም፡፡ ኮይኑ ግና ንማዕረነትን፣ ሰላምን ዴሞክራሲን ዝተኻየደ ቓልሲ ብራዕዳዊ ህወሓት ተጨውዩ... Read more »

ህዝቢ ትግራይ ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝለዓለ ስፍራ ዘለዎን ብኢትዮጵያዊነቱ ዘይደራደርን ዘይጠራጠርን’ዩ:: ኢትዮጵያን ኢትዮጵያዊነትን እንትሕሰብ ብዝኾነ መለክዕ ካብ ህዝቢ ትግራይ ወፃኢ ክሕሰብ ኣይኽእልን:: መንነቱን ዝተሃነፀሉ ኢትዮጵያዊ እሴታት ማለት’ውን ሃይማኖት፣ ባህላዊን ማሕበራዊን... Read more »

ህዝቢ ትግራይ ኣብ ህንፀት ሃገረ ኢትዮጵያ ዓብይ እጃም ካብ ዘበርከቱ ህዝብታት እቲ ሓደን ዋናን’ዩ፡፡ወናኒ ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ዩ፡፡ብዝተፈላለዩ እዋናት ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ክደፍሩ ዝመፅኡ ሓይልታት ወፃኢ ሓፁር ሃገር ኮይኑ መስዋእትነት ኸፊሉ እናመከተ ዝመፅአ፣ምስ ካልኦት... Read more »

ህዝቢ ትግራይ ራዕዳዊ ህወሓት ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሎም 27 ዓመታት ኣብ ዘይበልዖ በሊዕኻ እናተብሃለ ብሽሙ ዝተሸቀጠሉ ህዝቢ’ዩ።ስጋብ ሐዚ’ውን ኣብ ዓፈና ‘ዩ ዘሎ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ዕሸላት መናእሰይ ደቁ ኣብ ዘይምልከቶም ኲናት... Read more »

ታሪኽ ኢትዮጰያ ንድሕሪት ምልስ ኢልና እንትንርኢ ኣብ ዝተፈላለየ ዘበን ዝነበሩ ህዝብታት ኢትዮጵያን መራሕታን ንናፅነቶም መስዋእትነት ብምኽፋል ሃገርና ኢትዮጵያ ብሓደራ ኣረኪቦምና’ዮም። ከም ሃፀይ ዮሃንስን ሃፀይ ቴዎድሮስን ንክብሪ ሃገር መስዋእቲ ብምኽፋል ግቡኦም ብምፍፃም ኣብ... Read more »

ብራዕዳዊ ህወሓት ብዝተጀመረ ኲናት ኣብ ዜጋታትን ሃገር ከቢድ ጉድኣት በፂሑ ኣሎ፡፡እዚ ሓይሊ ምስ ናይ ወፃኢ መሻርኽቱ ኮይኑ ሃገርን ህዝባን ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተሊሙ ይሰርሕ ኣሎ፡፡ምዕራባዊያንን ተኣኽቱን ከምኡ’ውን ብናይ ሓሶት ፀብፃብ ሽፋን ሚድያ... Read more »