
ኣዲስ ኣበባ፡- ሱዳን ቕድሚ ሕዚ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝነበራ ቅዋም ኣብ ቐረባ ግዜ ክትቕይር ዝገበራ ፅዕንቶ ግብፅን ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋዕ እዩ ክብላ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተማሃሪት ፒኤችዲ ዝኾና... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅን ህዝቢ ሓበራዊ ሰላምን ምርግጋዕን ቅድምያ ብምሃብ ንዝሓለፉ ክፍተታት ይቅርታ ብምግባር ኣብ ቕድሜና ወሳናይ ምድሓን ህይወትን ዳግም ህንፀት ዓድናን መላእ ህዝቢ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ንመበል 1442 ግዘ ዝኽበር በዓል ዒድ ኣልፈጥር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ነንባዕልና እንትንተሓሳሰብን ሃገርና ምፍታው እንትንጅምርን እምነትና ዝበለፀ ሙሉእ ይኸውን ክብሉ ተዛሪቦም። እቶም ቐዳማይ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ‹‹ኹላትና ናብ ሓድነትን ምርድዳእን ንመለስ፣እስላማዊ ዝኾነ ኣካይዳ ንኺድ›› ክብሉ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ፕሬዝደንት ጠቕላሊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ መበል 1442 በዓል... Read more »

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- መንግስቲ ሱዳን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝርከበሉ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ይግበአኒ ኢዩ ምባላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኮኒኑ። ውሃቢ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእቲ ግምባር ፈጢሮም ዝተበገሱላ ሃገር ብምዃና ነታ ሃገር ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል... Read more »

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ.ቢ.ሲ )፡- ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ብምጥያሽ ሓገዝ ብቕርበት ናብ ወረዳታት ንኽበፅሕ እናተገበረ ምዃኑ ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ቻታም ሀውስ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ መንእሰይ ትግራይ ጠጠው ኢሉ ክሓስብ ኣለዎ ክብሉ መተሓባበሪ ኮማንድ ፖስት ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ዮውሃንስ ገብረመስቀል ተዛሪቦም። እቲ መንእሰይ ናቱ ብዘይኮነ ሓሳብን ካብ ጎኒ ብዝንዛሕ ፕሮፖጋንዳን ‹‹እስካብ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ:- ኣብ ወርሒ ጉንበት ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ንኢትዮጵያ ከገልግል ኢየ ዝብል ማዕረ መሰል ዝረኽበሉ መረፃ ንክኾን ከምዝደልዩ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቐዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፣... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)ን ሸኔን ፈጠርቲ ግብረ ራዕዲ ኢልካ ምስያም ትኽክለኛን ‹‹ንባዴላ ባዴላ›› ምባል እዩ ክብሉ ኣቦ ወንበር ትግራይ ዲሞክራስያዊ ፓርቲ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ኣመልኪቶም። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት “ህዝባዊ ወያነ... Read more »