መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡-ፊቤላ ኢንዱስትሪ ኣብ መጀመርያ ዙር ወፃኢ ምንዛሪ ተመዲብሉ ብዘእተዎ ጥረ ኣቅሓ ተጠቒሙ 12ነጥቢ2ሚልየን ሊትሮ ዝፅጋዕ ዘይትን 1ነጥቢ 8 ሚልየን ሊትሮ ካልኦት ምህርትታትን ኣምሪቱ ናብ ዕዳጋ ምቕራቡ ባዓልዋና ኢንዱስትሪ ፊቤላን... Read more »
መሰረት ገ/ዮሃንስ መቐለ፣ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኩነታት ፀጥታ ንምምሕያሽ ሕብረተሰብ መሰረት ዝገበሩ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብቲ ክልል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ፀጥታ... Read more »
ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- ብናተይ እምነት ግድብ ህዳሰ መለለዪ ኢትዮጵያ እዩ ክብል ኣክቲቪስትን ጋዜጠኛን ኣይተ መሓመድ ኣልኣሩሲ ተዛሪቡ፡፡ኣብ ዙርያ ግድብ ህዳሰ ህዝቢ ኣዝዩ ልዑል ዝበሃል ድጋፍ ከምዝገበረሉን በዚ ድማ ከምዝተሓበነን ገሊፁ፡፡... Read more »
ንማእኸል ጥዕና ሮሃ እምነ ኩርናዕ ተቐሚጡ መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡-ኢትዮጵያ ካብ ዘለዉዋ ብዙሓት መስሕብ ቱሪስት ብተወሳኺ ናይ ብዙሓት ዲፕሎማሰኛታትን ዓለም ለኸ ትካላት መቐመጢት ምዃና ዝፈጠረላ ዕድል ቱረዝም ብኣግባብ ንምጥቃም ንጥዕና ቱሪዝም ትኹረት... Read more »
ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- እቲ መረፃ ፍትሓውን ዲሞክራሲያውን ንክኸውን እቲ ህዝቢ ዝሐሸ መማረፂ ፖሊሲን ኹለመዳያዊ ዕብየት ናይ ምምዝጋብ ዓቕሚ ንዘለዎ ፓርቲ፤ ብካርዱ ምምራፅ መሰሉ ጥራሕ ዘይኮነስ ግቡኡ’ውን ከምዝኾነ ሙሁራን ገሊፆም። ሪኢቶኦም ንጋዜጣ... Read more »
መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡-ዩኒታት ፍልፍል ሓይሊ ተከዘ ምንም ዓይነት ፅገና ከየድለዮ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ዳይሬክተር ኮምኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ሞገስ መኮንን ኣፍሊጦም።ቅድሚ ኸዚ እውን እቲ ግድብ ተወቂዑ እዩ ድሕሪ ኸዚ ግልጋሎት... Read more »
ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ.ቢ.ሲ )፡- ምክትል ቐዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን ሰለስተኣዊ ኣኼባ ግድብ ህዳሰ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ኣመልኪቶም ተቐማጥነቶም... Read more »
መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ማሕበረሰብ እስልምና መበል 1442 ፆም ረመዳን ንፈጣሪኡ ተገዛኢ ብምዃን፣ብምርድዳእን ብምትሕግጋዝን ከሓልፎ ይግባእ ክብል ጉዳያት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ማሕበረሰብ እስልምና ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ጉዳያት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ እስልምና ኣዲስ... Read more »
መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ሓፈሻዊ ኩነታት ትግራይ ካብ ዝነበረሉ ቀስ ብቐስ ናብ ንቡር እናተመለሰ ይርከብ ክብላ ሓላፊት ቢሮ ኮምኒኬሽን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ወይዘሮ እቴነሽ ንጉሴ ገሊፀን።ቁፅሪ ተመዛበልቲ ምውሳኹን ሰብኣዊ ረድኤት ናብ ዞባታትን... Read more »
መኣርግ ገ/ሄር ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ክልል ትግራይ ሰላም ንኽዓስል ህዝቢ ትግራይ ሰላም፣ ፍትሕን ማዕርነትን ዘይኣምን ሓይሊ ክሓቑፍ የብሉን ክብሉ መስራቲ ትግራይ ዲሞክራስያዊ ፓርቲ(ትዴፓ) መምህር መኮነን ዘለለው ገሊፆም። መምህር መኮነን ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ... Read more »