ኣብ መላእ ትግራይ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንክጅመር ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ

 ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብያተ ዕዮ ትምህርቲ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዘኽእሎም ብሙሉእነት ባይታ ከምዘይተመቻቸወሎም ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ዘተ ገሊፆም። ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብወገኑ... Read more »

ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብር 36 ቢሊዮን ምእካቡ ኣፍሊጡ

ኣኽበረት ታደለ ኣዲስ ኣበባ፡- ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ አበባ ኣብዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብር 36 ቢሊዮን 315 ሚሊዮን ኣታዊ ምእካቡ ኣፍሊጡ፡፡ ኣፍቲ ቢሮ ዘፈር ስራሕቲ ሕጊ ተገዛእነት ምክትል ቢሮ ሓላፊ ኮማንደር ኣሕመድ... Read more »

ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስራሕቲ መንግስቲ ምንኣስ ኣግባብነት የብሉን ተባሂሉ

ብሽም ሰብኣዊ ሓገዝ ኣፅዋር ኲናት ንግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ ንምእታው ከምዝተፈተነ ተገሊፁ  መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ ፡- ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስራሕቲ መንግስቲ ምንኣስ ኣግባብነት የብሉን ክብሉ ምክትል ቐዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን... Read more »

‹‹ ኣዲስ ኣበባ ናይ ኹላትና ገዛናን ሃፍትናን እያ፤እተፋቕር ‘ምብር እተፃልእ ኣይኾነትን ›› ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ

መሰረት ገ/ዮሃንስን ትርሓስ ፍቃዱን ኣዲስ ኣበባ፡- ፓርቲ ብልፅግና ንዝሓለፉ ኽልተ ኣዋርሕ እናካየደ ዝፀንሕ ጎስጓስ መረፃ ናይ መጠቓለሊ ጎስጓስ ትልሚ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መዛዘሚ ጎስጓስ ንኣባላቱ ኣመስጊኑ፡፡ ኣብ ፕሮግራም ኣባል ኮሚቴ ስራሕ ፈፃሚ ብልፅግናን... Read more »

‹‹ሓይልታት ጥፍኣት ኣጀንዳ ራዕድን ትርምስን ቐሪፆም ንተንኮል ተግባር ከምዝተዳለዉ ብሓበሬታ ኣረጋጊፅና ኢና›› ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡-ሓይልታት ጥፍኣት ብውልቀን ተወዲቦምን ዝተፈላለዩ ኣጀንዳ ራዕድን ረብሻን ቐሪፆም ንተንኮል ተግባር እናተዳላዉ ከምዝኾነ ብሓበሬታ ከረጋገፅ ከምዝኻኣለ ዳይሬክተር ጀነራል ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣፍሊጦም፡፡ ‹‹ናይ ፌደራልን ናይ ክልላትን... Read more »

ሓደገኛ ዘረባ ፅልኢት- ስግኣት ደሕንነት

ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- ሓደገኛ ዘረባታት ብምስሊ፣ብፅሑፍ፣ወይ ብዘረባ ዝቐርብን ብዝኾኑ ኣባላት ኣብ ልዕሊ ኻልኦት ኣባላት ዝፍፀሙ መጥቃዕትታት ንኽቕበሉ ወይ ድማ ንኽሳተፉ ዝገብርን ስግኣት ንክልዕል ኣስተዋፅኦ ከም ዘለዎን ኣብዚ ዘፈር መፅናዕቲ ዘካየደ ዴንጀረስ... Read more »

‹‹ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሓረስታይ’ውን ናይ ሊስትሮ’ውን እያ›› ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ አበባ፡- ኣዲስ ኣበባ ናይ ሓረስታይ’ውን ናይ ሊስትሮ’ውን እያ ክብላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ቅድሚ ሐዚ ኣብ ዝነበረ ስርዓት ሓረስቶት ካብ መሬቶም ተመዛቢሎም ተደርብዮም ከምዝነበሩ... Read more »

ባህሊ ሓድነትን ምትእኽኻብን ህዝቢ ጉራጌ መቐረት ኢትዮጵያ ኾይኑ ንኽቕፅል ፃውዒት ቐሪቡ

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንህንፀት ማእኸል ባህሊ ጉራጌን ሶማልን ዝውዕል ቦታ ኣረኪቡ  ትርሓስ ፍቃዱ ኣዲስ ኣበባ፡- ባህሊ ሓድነትን ምትእኽኻብን ህዝቢ ጉራጌ መቐረት ኢትዮጵያ ኾይኑ ንኽቕፅል ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ፃውዒት ኣቕሪቦም:: ምምሕዳር... Read more »

ንሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ 45ሽሕ ተዓዘብቲ መረፃ ውሽጢ ዓዲ ከምዝሳተፉ ቦርዲ መረፃ ኣፍሊጡ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ካብ ሲቪክ ማሕበራት ዝተወፃፅኡ 45ሽሕ ናይ ውሽጢ ዓዲ ተዓዘብቲ ከምዝሳተፉ ሃገራዊ ቦርዲ መረፃ ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ቦርዲ መረፃ ኢትዮጵያ ኣማኻሪ ኮሚዩኒኬሽን ሶልያና ሽመልስ ኣብ ዝሃብኦ... Read more »

ኣብ ትግራይ ስራሕቲ ሕርሻ ቀውዒ ይሳለጥ ምህላዉ ተገሊፁ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ትግራይ ስራሕቲ ሕርሻ ቀውዒ ብፅቡቕ ኩነታት ይሳለጥ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ቐዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ገሊፁ፡፡ ፕሬስ ሴክሬተርያት ቤት ፅሕፈት ቐዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ምስ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ሳኒ... Read more »