ምስላታትን ኣተሓሳስባን ክብርታትን ሕብረተሰብ

ትርሓስ ፍቃዱ ምስላታት ናይ ሓደ ሕብረተ-ሰብ ኣተሓሳስባ፣ ኣረኣእያ፣ እምነት፣ ፍልስፍና፣ ርእዮተ-ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት የንፀባርቑ:: እዞም ምስላታት ዋላ’ኳ ነናቶም መበገሲታት ዝህልዎም እነተኾኑ ንነዊሕ ዘበናት እናተመመዩን እናተመሓየሹን ዝመፅኡን ነዊሕ ሰረት ዘለዎምን ኢዮም:: ምስላታት... Read more »

በዓቲ ሶፍ ዑመር

ካብ መስሕባት ቱሪዝም ሃገርና ዓብዪ ቦታ ካብ ዝሕዙ ከባብታት ሓደ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከብ ዞባ ባሌ እዪ። እቲ ዞባ አዝዩ ብርክት ዝበለ መስሕብ ዝተዓደለ ምድሪ እዩ፡፡ካብ መንጎ እቶም መስሕባት ድማ ዘገርም ህያብ... Read more »

‹‹ሚዩዚክ ኣዋርድ››

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዕለተ ሰሉስ ‹‹መበል 11 ሚዩዚክ ኣዋርድ›› ኣብ ሆቴል ማርዮት ተኻይዱ። ካብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ሕፁያት ቀሪቦም ልዑል ውድድር ገይሮም ፤ተዓወቲ ድማ ተፈልዮም እዮም። ብመሰረት እዚ ‹‹እስክሽር›› ዝተብሃለ ክሊፕ ሳያት ደምሴ... Read more »

ትሕዝቶን ኸይድታትን ዕርቂ እንደርታ

70 እንደርታ ሓደ ጥንታዊ ዓብዪ ግዝኣት ኣካል ሰሜናዊ ክፍሊ ሃገርና ኢትዮጵያ ዀይኑ፤ ክትነብረሉ ማቻ ልዀነ ኣየር ፀባይ ደጉዓ፣ ወይና ደጉዓይ ቖላይ ለለዎ ከባቢ እዩ፡፡ መነባብሮ እቲ ህዝቢ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ኣብ ሕርሻ፣... Read more »

ዕርቂ እንደርታ-ልዅሉ ዕርያ

ፈለማ ዕርቂ እንታይ እዩ?ንዝብል ሓፂር ሕቶ ክንርኢ ኸለና፤ ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን መንፈሳዊ መፃሕፍቲ ተመሳሳሊ ትርጉም ይህብዎ። ካብኣቶም ድማ ‹‹ዕርቂ ማለት ናብ ፍቕሪ ዘሳግር (ድልድል) እንትኸውን ንህንፃ ቤተ ሰላምና ዋሕስ እዩ›› ስርዓተ ህንፃ ዕርቂ... Read more »

እስልምናን ጥበብን

ንሰዓብቲ እምነት እስልምና ‹‹ዒድ ሙባረክ›› እናበልና ፤ዝተፈላለዩ ድርሳናት ታሪኽ፣ጥንታዊ ፅሑፋት ከምኡ’ውን ዝተፈላለየ መርበብ ሓበሬታታት ምርኣይ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ኪነ ህንፃን ዜማን ዘበርከተቶ ስራሕቲ ጥበብ ክንድህስስ ኢና። መብዛሕትኦም ስራሕቲ ጥበብ መሰረቶም ሃይማኖት እዩ።ኪነ... Read more »

መሳርሒ ዜማ መዝሙር በገና

ኣብ ዓለምና ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት፤በገና ወይ ድማ ሃርፕ ዝበሃል መሳርሒ ዜማ እንተሃለወ’ውን ከከም ኹነታት እተን ሃገራት ቕርፁን ቑፅሪ ክሩ (ኣውታሩ) ዝተፈላለየ እዩ።ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ በገና ኣብ መፅሓፍ ቅዱስ ምስ ዝተጠቐሰ ዓይነት በገና... Read more »

‹‹ድሽታ ግና›› – ዜማ ፍቕርን ሓድነትን

ትርሓስ ፍቃዱ ሰላም መንበብቲ ዓምዲ ኪነጥበባት፤ከምቲ ኣብ ርእሲ ፅሑፍና ዝገለፅናዮ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ብፍላይ ድማ ሙዚቃ ኣብ ዓለም ንዘለዉ ሰባት መረዳድኢ ቋንቋን ስምዒቶም ብቐሊሉ ንምግላፅ ዝጥቀሙሉ ዓብዪ ህያብ እዩ፡፡ ሙዚቃ ቋንቋ ዓለም... Read more »

ወጋሕታ ጋዜጣ

ወጋሕታ ጋዜጣ Read more »