
ኣዲስ ኣበባ፡- ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 20 ውድድር ማራቶን ሪሌ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ዓድዋ ብድሙቕ ንምክያድ ቕድመ ምድላዉ ምዝዛሙ ገሊፁ፡፡ መበል 20 ውድድር ማራቶን ሪሌ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንመራኸብቲ ሓፋሽ... Read more »

ብነዊሕ ርሕቐት ኣትሌቲክስ ስኬታማ ዝኾነት ኢትዮጵያ በቢ ዘመኑ ዝገርም ዓቕሚ ዘለዎም ኣሌታት ብምፍራይ ብዓለም ኣሌቲክስ ፍልጥቲ ከምዝኾነት ቀፂላ ‘ያ:: በቢሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኣብ ዝካየዱ ማራቶን ውድድራት ተዓወቲ ኾይኖም ስሞም ካብዝፅውዑ ብተወሳኺ... Read more »

ኣብ ዝሓለፈ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ዝተፈላላዩ ክፋል ዓለም ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌታት ኢትዮጵያውያን ብዓወት ደሚቖም ኣሕሊፎም ‘ዮም:: ብዝተፈላለየ ርሕቐት ፈጣን ሰዓት ብምምዝጋብ ዘገርም ብቅዓት ኣሪኦም ‘ዮም:: ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ በተለይ ‘ውን... Read more »

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተኻየደ 64.8 ኪሎ ሜትር ርሕቐት ዝሸፈነ ውድድር ብሽክሌታ ኮርሶ ደቂ ኣንስትዮ ሓደ መዓልቲ ተቐዳሚት ጋንታ ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ መስፍን እየሩ ሃፍቱ ተዓዊታ ፤ብደቂ ተባዕትዮ ድማ በረኸት... Read more »

ብዙሓት ተፈለጥቲ ኣትሌታት ዝተሳተፍሉ ናይ ጃንሜዳ ኢንተርናሽናል ሃገር ኣቋራፂ ውድድር ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ንመበል 42 ግዜ ተኻይዱ ‘ዩ፡፡ ተፈለጥቲን ብብርኪ ዓለምለኸ ውፅኢታዊ ዝኾኑ ኣትሌታት ኣብ ዝተጋጠምሉ ኣብዚ ውድድር መናእሰይን ተሰፋ ዝተውሃቦምን ኣትሌታት... Read more »

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ካብ ማእኸላይ ክሳብ ነዊሕ ናይ መም(ትራክ) ውድድራት ብዙሓት ዓወት ዘመዝገበት ኮኾብ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ፓሪስ 2024 ኦሎምፒክ ውፅኢት ኣይረኸበትን። ድሕሪ ኦሎምፒክ ኣብ ውድድራት ከይተርኣየት ፀኒሓ ‘ያ። ካብ ውሽጢ... Read more »

ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተካየዱ ናይ ጎዳና ዓመታዊ ውድድራት እቲ ሓደ ዝኾነ ናይ ሂውስተን ማራቶን ፤ፍርቂ ማራቶንን ናይ 5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ‘ዩ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ጎየይቲ በዚኦም ዝተፈላለዩ ርሕቐት ዝፎኻኸርሉ ርሕቐት ውድድር ኣብ... Read more »

መበል 24 ማራቶን ዱባይ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት እንትካየድ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ከም ዝሓለፉ ዓመታት ኣብቲ ውድድር ተዓወቲ ኾይኖም ‘ዮም። ብኽልቲኡ ፆታ ኣብ ዝተኻየደ ንሕንሕ ድማ ማራቶን ዱባይ ሓድሽ ሻምፒዮና ረኺቡ ‘ዩ። ብኽልቲኡ ፆታ... Read more »

ኣብ ዓለም ተፈላጢ ዝኾነን ፈጣን ሰዓት ካብ ዝምዝገበሎም ውድድር ጎዳና ብሕቡራት ዓረብ ኤሜሬትስ ዝካየድ ማራቶን ዱባይ ዝጥቀስ ‘ዩ። ኣብ ናይ ፈረንጂ መጀመርያ ወርሒ ዝግበር እዚ ውድድር ተፈለጥቲ ማራቶን ኣትሌት ክወዳደሩ ‘ዮም። ኣሌታት... Read more »

ቅድሚ ኽልተ መዓልቲ ዝተዛዘመ ዓመት ፈረንጂ 2024 ኣብ ዝተኻየደ ዓለምለኸ ኣትሌቲክስ ውድድራት ብፓሪስ ኣዳላውነት ዝተኻየደ ኦሎምፒክ ብቀዳምነት ዝዝከር ‘ዩ፡፡ ኦሎምፒክ ብዙሓት ስፖርትታት ውድድር ዝካየደሉን ተወዳዳሪቲ ‘ውን ብፅቡቕ ብቅዓት ዝፎኻኸርሉ ንውልቀኦም ዘዳልዉሉ ብምዃኑ... Read more »