ኦሎምፒክ ቶኪዮ ስም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ኣደባባይ ዘፀውዕ ውፅኢት ተዳሊና ኣለና ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ስም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ኣደባበይ ንምፅዋዕ ውፅኢት ንምምምፃእ ተዳሊና ኢና ብምባል ፕሬዝዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማደር ደራርቱ ቱሉ ገሊፃ። ክጅመር ዓሰርተ ማዓልቲ ዝተረፎ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ንሕንሕ... Read more »

‹‹ተዓዋትነት ኣትሌታት ወነ ተዓዋትነት ኢትዮጵያውነት ኢዩ››ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ንዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ኣፋኒየን። ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ዘለዋ ድሙቕ ታሪክ ንክቕፅል ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝሳተፉ ኣትሌታት ድሙቕ ታሪክ ንክፅሕፉ... Read more »

ኤምባሲ ጃፓን ንጋንታ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣሰናንያ ገይሩ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ከም ኣውሮፓውያን ኣቖፃፅራ 1964 ኽልትኤን ሃገራት ዘይዝንጋዕ ታሪኽ ኣንቢረን እየን። ጃፓን ኦሊምፒክ ኣዳላዊት ብምዃን ንሕንሕ ንፈለማ እዋን ዘካየደትሉ እዩ። ታሪኻ ብኣትሌቲክስ ዝበለፀ ዘድመቐቶ ኢትዮጵያ ድማ በዚ ኦሊምፒክ ብኣበበ ቢቂላ ኻልኣይ... Read more »

ኢትዮጵያ ንኦሎምፒክ ነዊሕ ርሕቐት ጠንካራ ጉጅለ ሒዛ ትቐርብ እያ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ሃገራት ዓለም ኣብ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ዘሳትፍዎም ኣትሌታት ዝምረፅሉ፣ ሰዓት መመልኢ ውድድር ዘካይድሉ ግዘ ከምዝተዛዘመ ፌደሬሽን ኣትሌትክስ ዓለም ኣብ ድሕረ ገፁ ገሊፁ እዩ:: እዚ ተኸቲሉ ሃገራት ውሕዳት ሰሙን ጥራሕ ዝቐረዮ... Read more »

ንኣሰልጠንቲ ባህሊ ስፖርት ስልጠና ተዋሂቡ

 መሰረት ገ/ዮሃንስ ባህላዊ ስፖርትታት ኣብዚ ኸዚ እዋን ኣብ ዓለም ተፈታውን ኩልግዜ ዝካየድ ዝኾነ ዓይነት ስፖርት መሰረት ከምዝኾኑ ዝፍለጥ እዩ። ኣብ መላእ ዓለም ካብ ሰለስተ ሽሕ ዝበልፁ ባህላዊ ስፖርት ከምዝርከቡ መፅናዕቲ ይገልፁ። ሕቡራት... Read more »

51 ፕሮጀክትታት መዘውተሪ ስፖርት ተመሪቖም

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብብር ሓደ ቢሊዮን ወፃኢ ዝተሃነፁ 51 ፕሮጀክትታት መዘውተሪ ስፖርት ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ተመሪቖም፡፡ ካብቶም መዘውተሪ ስፖርት ናይ ፈረንሳይ ጨፌ፣ናይ ኣፍንጮ በር ሁለገብ መዘውተሪ ስፖርትን ናይ ራስ... Read more »

ኢትዮጵያ እተዳልዎ ፅዋዕ ሴካፋ ጠንካራ ጉጅለ ሒዛ ክትቐርብ እያ

ምብራቕን ማእኸላይን ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራት (ሴካፋ) ንሕንሕ ካብ 26 ሰነ 2013 ዓ.ም ክሳብ 11 ሓምለ 2013 ዓ.ም ብኢትዮጵያ ኣዳላውነት ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ዝፍለጥ እዩ፡፡ኣብዚ ንሕንሕ ተሳታፊ ዝኾነ ትሕቲ ዒስራን ሰለስተን ዓመት... Read more »

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 10 ሽሕ ርሕቐት ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ብኔዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ዝተመዝገበ ክብረወሰን ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ኣማሓይሻቶ።ለተሰንበት ነቲ ርሕቐት ብልዕሊ ሓሙሽተ ሰከንድ ኢያ ኣመሓይሻቶ። ኣብቲ ኣብ ኔዘርላንድ ሄንግሎ ዝተኻየደ ናይ ትማሊ ውድድር ነቲ... Read more »

ክለባት ኩዕሶ እግሪ ትግራይ በጀት ዓብይ ፈተና ኮይንዎም ኣሎ

ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓመታት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳተፍቲ ዝነበሩ ሰለስተ ክለባት ክልል ትግራይ መቐለ 70 እንደርታ ፣ስሑል ሽረን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ኣብቲ ክልል ብዝተፈጠረ ፀገም ፀጥታ ተተሓሒዙ ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት... Read more »

ክለባት ኩዕሶ እግሪ ትግራይ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ንምምላስ ፃዕሪ እናተገበረ እዩ

ኣብ ቐፃሊ 2014 ዓ.ም ንሕንሕ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ክለባት ክልል ትግራይ ናብ መድረኽ ንክምለሱ ፃዕሪ እናተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ኣብ 2013 ዓ.ም ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዘይተኻፈሉ ሰለስቲኦም ክለባት ክልል ትግራይ ማለት እውን... Read more »