‹‹ህዝቢ ትግራይ ምስ ህወሓት ጥራሕ ዘላግብ ታሪኽ የብሉን››

– ኣይተ ማስረሻ ፍስሃ ኣይተ ማስረሻ ፍስሃ ካብቶም ብኢትዮጵያውነቶም ዘይደራደሩ ተጋሩ ሓደ’ዮም። ዕብየቶምን ናብርኦምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ’ዩ። ብአመራርሓ ትምህርቲ ዲፕሎማ፣ በትምህርቲ ትልምን ምምህዳርን ድማ ዲግሪ ዘፅንዑ እንትኸውን ኣብዚ ኸዚ ድማ ኣብ ፖለቲካ... Read more »

‹‹ህወሓት እናሃለወ ሰላም ክህሉ ስለ ዘይኽእል መንግስቲ ብዝኾነ ዓይነት ስጉምቲ ክፈትሖ ኣለዎ››-ኣይተ ተሻለ ንጉሰ

ኣይተ ተሻለ ንጉሰ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ)’ዮም:: ኣይተ ተሻለ ካብ እዋን ደርጊ ጀሚሮም ኣንፃር ደርጊ እናተቓለሱ ዝመፁ እንትኾኑ፤ ደርጊ ንምውዳቕ ዓብይ እጃም ተፃዊቶም ‘ዮም:: ይኹን ‘ምበር ድሕሪ ምውዳቕ ደርጊ... Read more »

‹‹ሃገራዊ ምኽክር ፅቡቕ ውፅኢት ከምፅእ‘ዩ ኢለ ይሓስብ›› መምህር ኣካሉ ኣብርሃም

ጋሻና መምህር ኣካሉ ኣብርሃም (ናይ ክብሪ ዶክተር፤ ፓን አፍሪካኒስትን አምባሳደር ሰላም) እንትኾኑ ቕድሚ ሞያ መምህርነት ንሃገሮም ብውትድርና ሞያ ሕክምና ዘገልገሉ እንትኾኑ ድሕሪ ካብ ወፍሪ ምምላሶም ብሞያ መምህርነት ኣገልጊሎም ‘ዮም። መምህር ኣካሉ ናብ... Read more »

‹‹ካብ በዓል ዓወት ዓድዋ ሓድነትን ፍቕሪ ሃገርን ክንመሃር ይግባእ››

በዓል መዓልቲ ዓወት ዓድዋ በቢ ዓመቱ ብድምቐት ካብ ዝኽበሩ ዓበይቲ ህዝባዊ በዓላት ሓደ ‘ዩ። ነዚ ኣመልኪትና ጋሻ ሒዝናልኩም ቐሪብና ኣለና። እዞም ጋሻ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ስለሺ ይባሃሉ። ብ1936ዓ.ም ኣብ ጎሬ ኢሉባቡር... Read more »

‹‹ህዝቢ ትግራይ ካብ ፀገም ንኽወፅእ ካብ ህወሓት ዝሓሸ ፖለቲካዊ ውድብ የድልዮ ››- ወይዘሪት ትርሓስ እስጢፋኖስ

ወይዘሪት ትርሓስ እስጢፋኖስ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ዝተወልደት እንትትኸውን ብሲቪል ኢንጂነሪንግ ቐዳማይ ዲግሪ ካብ ዩኒቨርስቲ ባህርዳር ያ ተመሪቓ። ኣብ ነበር ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ከተማ መቐለ ኣብ ሰሜን ክፍለ ከተማ እናሰርሐ ዝነበረት... Read more »

‹‹መሪሕነት ህወሓት ፍልፍል ፀገም ህዝቢ ትግራይ ’ዩ››- ኣይተ መስፍን ደሳለኝ

ኣይተ መስፍን ደሳለኝ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ከተማ ማይጨው ‘ዮም ተወሊዶም። ብቐዳማይ ዲግሪ ብኢንጅነሪንግ ዝተመረቑ እንትኾኑ ቕድሚ ለውጢ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ኣብ ማይጨው ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ከምኡ ‘ውን ኣብ... Read more »

«ህዝብ ትግራይ ምስ ደላዪ ሰላም፣ ፍትሕን ማዕርነትን ዝኾነ ህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ብምዃን ሰላሙ ከውሕስ ኣለዎ» – ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይለ

ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይለ ኣብ ፓርቲ ዲሞክራቲክ ትግራይ ሓላፊ ርክብ ህዝብን እንትኾኑ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብምቅላስ ብሚዲያ ዝሙግቱን ሓበሬታ ዝህቡን ፖለቲከኛ ‘ዮም።ንሎሚ ድማ ኣብ ዕድም ጋሻና ገይርናዮም ከምዚ ዝስዕብ ፃንሒት... Read more »

 ‹‹ብዘተ ዝተፈትሐ ፀገም ኣብ ታሪኽ ህወሓት የለን›› -ኣይተ ባርያጋብር ኣባይ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ነበር ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ባርያጋብር ኣባይ ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ ኣብ ዝገበርዎ ቃለመሕተት ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ትግራይ ኣድሂቦም ዝሃብዎ ሓሳብ ብፍላይ ድማ ህዝቢ ትግራይ ካብ... Read more »

‹‹ህወሓት ንሰላም ዘለዎም ቕሩብነት ዜሮ ተዘይተብሃለ ‘ውን ኣዝዩ ትሑት’ ዩ›› – ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

ጋሻና ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ኣንፃር ስርዓት ደርጊ ኣብ ተገበረ ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ መስራቲ ውድብ ህወሓት’ዩም::ኮይኑ ግና ብሰንኪ ኣፈላላይ ፖለቲካ ካብ ህወሓት ወፂኦም ኣብ ወፃኢ ሃገር ኮይኖም ፓርቲ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ መስሪቶም... Read more »

‹‹መድረኻት ዘተ ምፍጣሮም ብቐዳምነት ተጠቃሚ ዝኸውን ህዝቢ ትግራይ ‘ዩ››- ኣይተ ሓጎስ ወልደኺዳን

ኣይተ ሓጎስ ወልደኺዳን ማኔጅግ ዳይሬክተር ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳን እንትኾኑ ኣብ ብልፅግና ትግራይ ድማ ኣባል ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ብልፅግና ትግራይ ብምዃን እናሰርሑ ይርከቡ። ኣይተ ሓጎስ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ ዝገበርዎ... Read more »