
ኣዲስ ኣበባ፡- ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕሳብን ዘለዎ ብምክፋልን ክኸውን ከምዝግባእ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ... Read more »

ዜና ጠዓሞት ካብ ወርቂ 2 ነጥቢ 057 ቢሊዮን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ 10 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ካብ ወርቂ 2 ነጥቢ 057 ቢሊዮን ዶላር ኣታዊ ረኺባ። ልዕሊ 29... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፦ ኢትዮጵያ ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ ካብተን ቕልጡፍ ዕብየት ዘመዝግባ 10 ሃገራት ኣፍሪካ ቐዳምነት ትስራዕ ምዃና ዓለምለኸ ትካል ገንዘብ (IMF) ኣፍሊጡ። ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ብዝወሰድኦ ምምሕያሻት ኢኮኖሚ ብዘለዎን ዓቕሚ ሃፍቲ ተፈጥሮን በዝሒ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡– ኮምሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ መድረኽ ምኽክር ንምክያድ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ። ኮምሽነር ኮምሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣምባዬ ኦጋቶ (ዶ/ር) ንጋዜጣ ወጋሕታ ከምዝገለፅዎ፤ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ግዝያዊ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡-ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕርን ወሽመጥ ባሕሪ ኤደንን ዘለዋ ሓባራዊ ተጠቃምነት ንምስኻዕ ዲፕሎማሲን ሰላማዊ መገድን እናተጠቀመት ምዃና ኢንስቲትዩት ጉዳይ ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣብ መበል ሳልሳይ ምይይጥ ቀይሕ ባሕርን ወሽመጥ ባሕሪ ኤደንን መደረ ዝገበሩ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡-ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ዝልዓል ሕቶ ከይተዘሓሓለ ብትኹረት ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም። ጉዳይ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ጉዳይ ህልውና ስለዝኾነ ውድብ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝድግፎ ገሊፁ፡፡ ዓለም... Read more »

ሓተታ ዜና እቲ መአከቢ ኣዳራሽ ብሰባት መሊኡ ዝተረፈ ኮፍ መበሊ ቦታ ዳርጋ የለን። ውሽጡ ሰላም ብዝፀምኦ ህዝቢ ዝተመልአ ኣዳራሽ። ንዑ ብዛዕባ ሰላም ዓድና ንመያየጥ ምስተብሃሉ ብዘይዝኾነ ሰጋእመጋእ ልዕሊ ኹሉ ንሰላም ኣቐዲሞም ብዛዕባ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ዝኸፍአ ዋጋ ዘኽፍል ኵናት ከይመፅእ እቲ ህዝቢ ብፍላይ እቲ መንእሰይን ኩሉ ዝምልከቶ ኣካልን ክከላኸልን ክቃለስን ከምዘለዎ ኣብ ቀረባ እዋን ግዝያዊ ሰርተፊኬት ዝረኸበ ፓርቲ ዲሞክራስያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ኣባል ክልላዊ ላዕላዋይ... Read more »

ሓተታ ዜና ኢትዮጵያ ምስ ዝኾነት ሃገር ብሂብካ ምቕባልን ምክብባርን ዝተመስረተ ዲፕሎማስያዊ መትከል እትኽተል ሃገር ‘ያ፡፡ ምስ ምብራቕ ሃገራት ይኹን ምዕራባውያን ወይ ማእኸለይ ምብራቕ ብተመሳሳሊ መትከል ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኣለዋ፡፡ ኣብዚ ሰሙን ካብ... Read more »

ዜና ጠዓሞት ሓደሽቲ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ኣብ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ናብ ስራሕ ምእታወን ንዓውዲ ኮንስትራክሽን ምቹእ ኩነታት ከምዝፈጠረ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ማኑፋክቸሪንግ ሲሚንቶ... Read more »