መንግስቲ ሽምካ ዝተሸከሙ ትካላት መንግስቲ ፈትሸልና

መንግስታዊ ትካላት ሃገርና እንተኒእሱ ብኣርባዕተ ዋና ክፍልታት ምምዳብ ይካኣል እዩ። ነቲ ምደባ ብሓሙሽተ፣ ሽዱሽተ ዝኸፍሉ እንተልዮም ‘ውን ፀገም የብሉን። ጥራሕ መሰረታዊ መልእኽቱ ይብፅሐለይ። በቲ ፀሓፊ ትዕዝብቲ ናይ መጀመርያ ትካላት መንግስታዊ “ማዕርግ” ዝተሸከሙ... Read more »

ሰላማዊ መረፃ ንምክያድ ድሕንነት ህዝብን ሃገርን ክረጋገፅ ኣለዎ

ትርሓስ ፍቃዱ እቲ ሕዚ ኣብ ሃገርና ዝስትውዓል ዘሎ ናይ ተንኮልን ምብልላዕን ፖለቲካ ብምክብባርን ብቕንዕናን ክነካይዶ ተዘይኽኢልና እቲ ሓደጋ ብዙሕ እዩ። ምችው ምህዳር መረፃ ንምፍጣር ኹሎም ፓርትታት ፖለቲካ ካብ ዝተፀናወቶም ባህሪያት ተንኮልን ምብልላዕን፤... Read more »

ጥዑያት ሰባት ኩኑ፤ ንሃገርኩም ዝጠቕም ፅቡቕ ቓላት ኣፈልፍሉ

ኣብዛ ሃገር እዚኣ ብሓሶት፣ ብምምሳልን ዘየንፀርፀረ መን ኣሎ? ኣነ ብወገነይ ኣዝዩ መሪሩኒ ኣሎ። መስዩ ክሳብ ዝወግሕ ዝሰምዖ፣ ዘንብቦ ኩሉ ሓሶት እዩ። ብማሕበራዊ መራኸቢ ንሓድነት ህዝቢ ዘላሕልሕ ናይ ሓሶትን ፅልኢን ምንባብ ሰልቺዩኒ። ሓሲኻ... Read more »

ውዲት ዘይሰዓሮ ፕሮጀክት

መኣርግ ገ/ሄር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ብሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ ዘተ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ናይ ዝቕፅል ኩነታት ንምዝርራብ ሚኒስትራት ወፃኢ ጉዳይን ማይን ሰለስቲአን ሃገራት ካብ 25-28 መጋቢት 2013 ዓ.ም ኣብ ኪንሻሳ ኮንጎ ኣኼባ... Read more »

ተነሓናሕቲ ፓርትታት ነዚ ዘበን ዝምጥኑ ክኾኑ ይግባእ

ትርሓስ ፍቃዱ   ኣብ ምስረታ ሃገረ መንግስቲ ዓለም (state formation) ካብ 18 ክፍለ ዘበን ጀሚሩ እስካብ 19 ክፍለ ዘበን ዝነበሩ መፈለምታ ዓመታት ኣናእሽተይ ዝነበራ መንግስታትን ኢምፓየራትን ናብ ዓበይቲ መንግስታት ወይ ድማ ሃገር... Read more »

ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ ፍታሕ

መኣርግ ገ/ሄር ኣፍሪካውያን ናፅነቶም ምስ ኣረጋገፁ ውድብ ሓድነት ኣፍሪካ ዝመስረቱ ንምርድዳእ፣ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ንምልማዕን ከምኡ’ውን ውሽጣዊ ይኹን ደጋዊ ተጓንፎታት ኣብ ዘጋጥምዎም እዋን ብሰላማዊን ብዝሰልጠነ መገዲ ንምፍታሕ ብምሕሳብ እዩ። ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት‹‹ንኣፍሪካዊ... Read more »

በዓል ብዙሕ ኣመልን ቐታልን

 ትርሓስ ፍቃዱ ልዕሊ ሓደ ዓመት ዘቑፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሐዚ’ውን ኣብ ዓለምና ዓብዪ ስግኣት እዩ። መበገሲኡ ኣብ ሃገረ ቻይና ግዝኣት ውሃን ዝገበረ እቲ ለበዳ መላእ ዓለም ኣባፂሑ ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዝተፈላለዩ ሓደሽቲ... Read more »

ወጋሕታ ጋዜጣ

ወጋሕታ ጋዜጣ Read more »